ግጥማት ቻምፕዮንስ ሊግ ኣውሮጳ ድሕሪ ምዝዛሙ ብዙሕ ሓቅታት ኣግሂዱልና ኣሎ // ዓበይቲ ክለባት ብዝሓዝኦ ደረጃ ኣብ ሓደጋ ወዲቐን...!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 фев 2025
  • 1. ማንቸስተር ሲትን PSGን ብመወዳእታ ጸወታ ድሕሪ ምስጋረን ኣበይ ክበጽሓ ይኽእላ...?
    2. ርያል ማድሪድን ባየር ሙኒኽን ካብ ላዕለዎት 8 ድሕሪ ምውጽአን በጺሕወን ዘሎ ሓደገኛ መገዲ...?
    3. ሊቨርፑልን ባርሴሎናን ኣምሳያ 1ይን 2ይን ተርታ ምሓዘን ኣብ ዝሓሸ መገዲ ናብ መዛዘሚ ረጊጸን ኣለዋ...!
    4. Top-8 ዝወድኣን ካብ ምድብ ዝተረፋን ንጽበየን ድየን ነይረን...!

Комментарии • 17