Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
መረዴእታ እንዶ ኣዋህልል ቸኩልካ
ደብረ ዕንክሊል ቡዙሕ.ሕሶት ከምዘሎ አብ ቶኑን ገፁን ይፍለጥ ገፀ ትርሓቅ
ናይ ሓደ ወገን ርኢቶን ጠቐነን ካብምንብልባል:ካብ ክልቲኦም ፍንጫላት ኣመራርሓ: ብፍላይ ካብ ሴንተራል ኮማንድን ልኡኻት ውዕሊ ፕሪቶሪያን ብሓባር ላብ ሚዲያ ብምዕዳም :ኩሎም ኣለዉ ዝባሃሉ ዘይነፀሩ ውራያት:ብተሪር ሕቶታት ልክምልሱ ኣብ ቀጥታ ፈነወ ኣቕሪብካ ህዝቢ ተዝፈርዶም ግርም ነይሩ።
ጅግና ትምልኣ ድኻ
ኣበይ ነይሮም ንምብልላእ ተባሂሉ ምኻኑ ንረዳእ።ተየሩሪካ ናብ ሚዲያ ምቅራብ ዘስእቦ መዘዝ ከቢድ ምስ ምኻኑ ተረድዑንዶ!
ትኽክል ኢኻ ቀፅለሉ ፣እዞም ሌያው ደም መናእሠይ ተጋሩ እዩ ዘለፋልፎም ዘሎ //ገባሪኣሲያ ነጋሪኣ //ከም ዝበሃል ፣
ብራቮ ወድ ሃይለዝጊ👍
መፍትሄ ዝርከብውን አይመስልን 😟😟😢😢😢 እንታይ ዓይነት ኻህዳማት እዮም ;ትግራዎት ኮይኖም ንትግራይ 😭😭😭
መጀመርያ ክልተ ፍንጫላት እንተኢልካ ዓምዲ(ፈንጫሊ) መን እዩ?
እዞም ሌያው ባዕልቶም እናሠረቑ ከምዝነበሩ ይነግረና ኣሎ ፣ካብኣቶም ወፃኢ ማንም ኣይኮነን ዝሕተት፤ጌታቸው መኸተ ይገምገም ክብል ከሎ የለን ብሪቶርያ ጥራሕ ንገምግም ዝብሉ ዘለው ፣ ሕዚ እኒ ኢያሱ ናብ መን ክልጥፍዋ ደልዮም??
Kidane mehaym men dyu ilu hasawi
Glad to know that you have come with your own media. I hope your argument will be based on ground-based evidence. Try your best to enhance peace in Tigray and beyond. Wish you success.
ደም ንፁሃት የምቦጅቡጆምሎ ዋግኦም ክረኽቡ ኢዮም😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሙሉእ ትግርኛ እንተትዛረብ ይሕሽ! ኣምሕርኛ ቓላት ኣብዚሕኻ
ናይ ጌታቸው ሕወሀት ዝባሀል ፓርቲ የለን፣ሰብ አይተወናብድ፣ሕወሀት ጉባዔ ጌሩ ሐዱሽ አመራርሃ መሪፁ እዩ።
መጀመርያ እት መኸተ ክግምገም እዩ ዘለዎ ብሚድያ ሰባት በብውልቆም ናመፁ ዝተዛረቡዎ ኩሉ ሓቂ እዩ ማለት ኣይኮነን እት መኸተ ኩሎምተኣኪቦም ይገምግሙ ናይ መን ሓቂ ከምዝኾነ ንግምግም
❤❤❤💛💛💛❤❤❤❤💛😢😢😢😢😢💔💔💔👈🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ሐዚ ኣብ ምፍንጫሎም ምሽጥራት ኣውፂኦም ኢልካ ከም ቁምነገር ምልዓልካ ። መኸተ ንምንታይ እዩ ዘይግምገም? መንከ እዩ ዝኣበየ? ናይ ዲያስፖራ ናይ መኸተ ገንዘብ ኦዲት ይገበረልና እናበሉ ንምንታይ ዘይንገሮም? እያሱባ ፍሳሃባ ተዛረቡ ኢልካ ከም ኣጀንዳ ምልዓልካ ግን ዝገርም እዩ
ትግራይ ጠሊላ ከይትጠፍእ ጀጋኑ ተጋሩ ሃለው::ትግራይ ከይትዓቢ እውን ባንዳታት ተጋሩ ሃለው:: ባንዳ ዘይብሉ ዓዲ ናበይ ኒኺድ?
አሕፅሮ እንዶ እንታይ እዩ ዝኩሉ ዕንክሊል ምስጢር እትብሎ ነገር ምስቶም ብስልጣን ምክንያት አብ ክልተ ተከፊሎም ንህዝቢ ዳግም ናብ ህውከት ከእትዉዎ ላሕ ዝብሉ ዘለዉ አካላት ዝምልከት እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን ዝአምነካ ሰብ የለን ምክንያቱ አበይ ፀኒሕካ ኢካ ሕዚ ትናገር ክብለካ እዩ ሰብ አብ ትግራይ ሰብ ንምቃዕ እንተደልዮም ዘይተናገርካዮ ተናጊሩ ኢሎም ምስክር ገዚኦም ክትውንጀል ዝገብሩ ናይ ክንደይ ዓመት ልምድ ዘለዎም መራሕቲ ኢና በሃልቲ አለዉ እዮም ንባዕልካ ውን ናይ ሐደ ብዱን ቲፎዞ ኢካ ትከውን ስለዚ ትናገሮ ዘለካ ቃላት ሰብ ዘይክቅበሎ ይክእል እዩ ።
ናይ ደብረፅዪን ስድራ ካብ አ.አ በቶም ናይ ዲያስፓራ ልምዓት ጉጅለን አሻኽሮምን አሻሓት ዶላር ተኸሉ እዮም ንከንያ ወፂኦም ህፃውንቲ ደቂ ድኻ ግን ትግራይ ትስዕር እንዳበሉ ተቀዚፎም ናይ TPLF ናይ 50 ዓመት ታሪኽ ክሕደት ትግራይ እዩ
ATA HASAWI. AJENDA MEKEYERI EYU EZU. SHEGER TELEYU. DEHERII GEZEATAWI HADENET TIGRAI MESTEMELESE. TEFENAKELTI NAB BOTOOM MESETEMELESU. KULOM SELAETI TIGRAI KAB MEREAT TIGRAI MESEWESU .ALEELO.
ሃልውለው ኣቁም ክትስማዕ ተደሊኻ ብዛእባ ኣብ ትግራይ ዘሎ ጸገም ተዛረብ። ሕጂ ትግራይ ዘድልያ ደብረጽዮን አይኮነ ጌታቸው ወይ ብልጽግና አይኮነ ሻዕብያ ሕጂ ትግራይ ዘድልያ ሰላም ካብ ኲናት ምርሓቅ ዕረፍቲ ሕውየት ሕክምና ትምህርቲ 'ዩ። ሕቶኣ ብሰላማዊ መገዲ ምቅራብ ጥራሕ'ዩ። ህዝቢ አብ ጸገም'ዩ ዘሎ መንእሰይ ይስደድ ዝተወግኡ ተጋደልቲ ሕክምና ኣይረኸቡን ።ወለዲ ስውኣት ዓንጋሊ አይረኸቡን
ህቶ አለኒ ንኣኳ ያየህ ሰው ሽመልስ ዝፃሀፎ ትክክል እዮ ትብለና ዝለኳ ፃድቃን ዝሀቦ እዮ ፅሂግፋ ይታአረም ኢሎም እዮም አፍቲ መከተ ዝነበሩ ሰባት ከምኒ ልፍኣተይ ተጋዳላይ ብርሀነ :: ንምካኑ ተጋዲልኳ ዲካ ? ክህተቱ ቶኮይኖም ምስ ፒፒ ተፀምቢሮም ዘለው ይህተቱ :
ትኽክልዩ ነገር ግን ከም ተወሳኺ ንስብሓት ነጋ ምሕረትን ምትሕብባር ምስኢሳያስ ንፍሽለት TDF ይሰርሕ ኔሩ ዝብሃልከ
ህራይ ሰሚናልኩም እቶም ከምዙይ ዝገበሩ ንህቢ ሽሞም ዘተጋልጽዎ
ኩሉኩም ሃለውለው ኢኹም ትቡሉ ዘለኹም አብ ዘይምልከተካ አብዘይ ስራሕኻ ምዝራብ አይግባእን፡ አብ ትግራይ እኮ ዝዛረብ በዝሑ ኹሉ ተዛራቢ ኩሉ ኸሳሲ ፍሉይ ኮሚተ ተቛቑሙ መጽናዕቲ ጌሩ ሓቤራታ ይህብ በቃ ትግራይ ጉድ ረኺባ
ገበነኛታት ተፃርዩ ናብ ፍርዲ ክቐርቡ አለዎም ብህዝቢ ትግራይ ፍርዲ ክረኽቡ አለዎም
ኣፍኩም ይቆረፅ ናይ ደብረፅዮን ጌቻውን ህወሓት ኢልካ ትልፍልፍ
ሒዘምዎ ብዝነበሩ ስልኪ እኮ ኩሉ ምስጢር እዮም ዘውግዑ ኔሮም። ንምጥላፍ እቲ ዝቐለለ ኣቕሓ እዩ። ስለዚ ጠቋሚ ሰብ ኣብ ውሽጦም ኣየድልን። ዝሓዝዎ ስልኪ ጠሊፍካ ኩሉ ምስጢር ትረኽቦ
ዳእማት ሚዲያ እቲ ትብሎ ዘለኻ ትኽክል እዩእቲ ዘቅረበሰካዮ ይኹን እንበር ኣነ ብገነይ እቲ ዘቅረብካዮ ትኽክል ኣይኮነን ኢለ ኣይኮነን ኢለ ኣይኮነን ሐውና ትግራይ ኣብ ሓደጋ እያ ዝኒሃ እሞ እቲ ዝበልካዮ ገበናት ክፃረይ ኣለዎ ሕዚ ከቢድ ኾይኑ ዝኒሄ እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘለው ተሸጊጦም ዘለው ሕማቃት ጎሓሉ ሐፂን መፂናት ንፀላኢ መረጃ ምሃብ ናይሰብ ዝውውር ወዘተተረፈ ንኸይወፁ ብዙሓት ሽግራት ይመፁ ኣለው ንትግራይ ኣብ ዓብይ ምብትታን በፂሕና ኢና ንስኻ እውን እስካዕ ሕዚ ዋላ እዃ ትዘቅረብካዮ ሓሳብ እዃ ፅቡቅ እኻ ተኾነ እስካዕ ሕዚ ዝተጠቀሱ ኣባላት አብ ናይ ሕወሓት ጥራሕ ጌርካ ትኩረት ጌርካ ብምቅራብካ ናብ ሐደ ገፅ ሳይድ ጌርካ ዘቅረብካዮ መሲሉ ይረኣየኒ ኣሎ ኣነ ብወገነይ እቶም ኣብ ሓደሓደ ነገራት ኣብ ሓፂን መፂን ስርቂ ግዕዝይናታት መረጃ ንፀላኢ እሕሊፍካ ብምሃብ ናይሰብ ዝውውር ዝመሳሰሉ ሽግራት ኣፃራይ ኮሚቴ መሪፅና ተፃሪዩ ባዕላቶም እውን ኣሚኖሚሉ ተፃሪዩ ናብ ፀጥታ ትግራይ ጀነራል ወዲ ወረደ ኣቅሪብና ኢና ኢላ ሕወሓት እውን መግለፂ ኣውፂኣ እያ ኣብዚኣ ድማ ናብ ቤትፍርዲ ምቅራብ ተሓተቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘለው ብፍላይ ጀነራል ወዲ ወረደነ ጌታቸወን ይሕተቱላ ምኽንያቱኡ ድማ እታ ጥይት ተተሓሓዘውን ሕወሓት እንድሕር ኣቅሪቦም ግዚያዊ ምምሕዳር ናብ ቤት ፍርዲ ከቅርብዎም ይግባእ ኔሩ ኣብዚኣ ግ ም ት ተሓታቲ ይኸውን እቲ ኻሊእ ኻእሊእ እውን ከምቲ ዝበልካዮ ክፃረ ኣሎ ኣብ መጨረሻ እቲ ዝበልካዮ ኣብ ሓደሓደ ኣፃሪና ንዝምልከቶ ኣቅሪብና ዋላ እዃ እንተተባሃለ እቲ ዝተረፈ ዝተባሃለ ዝቀረየ ዘይተፃረየ እውን ሓዊስካ ንምንታይ ደንጉዩ ግን ምሳኻ የስማዕመዓኒ እዩ ካባኻ ንእሽተይ ዘይተስማዕማዕኹዋ ናይ ጌታቸው ደጋፊ ዝመስል ብወገን እትይ ዘይጠቀስካ ብሕላፍካ ዘጠራጥር እዃ ተኾነ ግን ክፃረ ኣለዎ ኣነ በሃላይ እየ
መን ዝበሀል ማ/ኮሚቴ ብ15 ብር ጥይት ገዚኡ 30 "ብር ሸይጡ ሕጋዉ ስጉምቲ ተወሲዱ ዶ?አንቱም ሐዚ ምስተበአስኩም ምስጢር ተዉፅኡ ዘለኹም አበይ ነይርኹም ?ዉድቀትና ንስኹም ማ/ኮሚቴ ዝብል ታርጋ መሓዝኩም ካብኡ ይጅምር ።
ዘረባ ውጥም ቅልቅል ኣይተብል ወይ ብቃልዕ ንገረና እቲ ፈከም ዝብል ወረ ግን ብቶም ዝፈስውዎ ኣቢልና ስሚዕናዪ ኢና
አታሐወይአብትኽሎስራሕአትዘባርቅ😅😅
ጉባኤ ዝገበረ ፊንጫል ኣይባሃልን ዩ ካልእ ዶር ደብረጽዮን ኢዩ ዝብሃል ንስኻ ናይ ጌታቸው ተቆጻሪ ምዃንካ ንፈልጥ ኢና 3ይ ብጽልኢ ኣይትዛረብ ወደሓንካ
ክቡር ጋዜጠኛ ኣቀዲምካ ወሲንካ ምርመራ ይካየድ ማለት ብሓቂ ሙያኻ ተኾይኑ ዘይምልከተካ ትሰርህ ኣለኻ ንምንታይ ኣቀዲምካ ነቲ ይኹን ነዚ ንምንታይ ከምዝጥቀምሉ ንፈልጦ ኢና ደምዳም።
ኩለን እዘን ምስጢራት ናይ ፕሪቶርያ ዘውጽእ ዘሎ፡ ጠላም ፍሳሃ ሃብተጼን ዝበሃል ኢዩ። ኩለን ካቡ ኢየን ዝወጻ ዘለዋ።
እዚኦም ኣሽንባን ክመርሑኻ መራሒኦም ኣይግበርካ ።
ኣየ ኣብራሃ ወታእ😁 ናይ ባዓል ደብረጽዮን ምስጥራት ፖሮፖጋንዳ ሓልፉ ዋላ ሓንቲ ምስጥር የብሉን።
ሁሱር ከመይ ዝበለ ምሽጥር ኢካ ሒዝካ ስቲ ንገረና በሉ እባ አበይ ከብፅሐካ እዩ ንሰውን ሓቂ ከተፃሪ ዘይኮንካ ናብቲ ሓደ ጉጅለ ወጊንካ ትዛረብ ዘለካ መጭበርበሪ አክቲቪስት ኢካ።
Glad i don't follow u
መረዴእታ እንዶ ኣዋህልል ቸኩልካ
ደብረ ዕንክሊል ቡዙሕ.ሕሶት ከምዘሎ አብ ቶኑን ገፁን ይፍለጥ ገፀ ትርሓቅ
ናይ ሓደ ወገን ርኢቶን ጠቐነን ካብምንብልባል:ካብ ክልቲኦም ፍንጫላት ኣመራርሓ: ብፍላይ ካብ ሴንተራል ኮማንድን ልኡኻት ውዕሊ ፕሪቶሪያን ብሓባር ላብ ሚዲያ ብምዕዳም :ኩሎም ኣለዉ ዝባሃሉ ዘይነፀሩ ውራያት:ብተሪር ሕቶታት ልክምልሱ ኣብ ቀጥታ ፈነወ ኣቕሪብካ ህዝቢ ተዝፈርዶም ግርም ነይሩ።
ጅግና ትምልኣ ድኻ
ኣበይ ነይሮም ንምብልላእ ተባሂሉ ምኻኑ ንረዳእ።
ተየሩሪካ ናብ ሚዲያ ምቅራብ ዘስእቦ መዘዝ ከቢድ ምስ ምኻኑ ተረድዑንዶ!
ትኽክል ኢኻ ቀፅለሉ ፣እዞም ሌያው ደም መናእሠይ ተጋሩ እዩ ዘለፋልፎም ዘሎ //ገባሪኣሲያ ነጋሪኣ //ከም ዝበሃል ፣
ብራቮ ወድ ሃይለዝጊ👍
መፍትሄ ዝርከብውን አይመስልን 😟😟😢😢😢 እንታይ ዓይነት ኻህዳማት እዮም ;ትግራዎት ኮይኖም ንትግራይ 😭😭😭
መጀመርያ ክልተ ፍንጫላት እንተኢልካ ዓምዲ(ፈንጫሊ) መን እዩ?
እዞም ሌያው ባዕልቶም እናሠረቑ ከምዝነበሩ ይነግረና ኣሎ ፣ካብኣቶም ወፃኢ ማንም ኣይኮነን ዝሕተት፤ጌታቸው መኸተ ይገምገም ክብል ከሎ የለን ብሪቶርያ ጥራሕ ንገምግም ዝብሉ ዘለው ፣ ሕዚ እኒ ኢያሱ ናብ መን ክልጥፍዋ ደልዮም??
Kidane mehaym men dyu ilu hasawi
Glad to know that you have come with your own media. I hope your argument will be based on ground-based evidence. Try your best to enhance peace in Tigray and beyond. Wish you success.
ደም ንፁሃት የምቦጅቡጆምሎ ዋግኦም ክረኽቡ ኢዮም😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ብሙሉእ ትግርኛ እንተትዛረብ ይሕሽ! ኣምሕርኛ ቓላት ኣብዚሕኻ
ናይ ጌታቸው ሕወሀት ዝባሀል ፓርቲ የለን፣ሰብ አይተወናብድ፣ሕወሀት ጉባዔ ጌሩ ሐዱሽ አመራርሃ መሪፁ እዩ።
መጀመርያ እት መኸተ ክግምገም እዩ ዘለዎ ብሚድያ ሰባት በብውልቆም ናመፁ ዝተዛረቡዎ ኩሉ ሓቂ እዩ ማለት ኣይኮነን እት መኸተ ኩሎምተኣኪቦም ይገምግሙ ናይ መን ሓቂ ከምዝኾነ ንግምግም
❤❤❤💛💛💛❤❤❤❤💛😢😢😢😢😢💔💔💔👈🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ሐዚ ኣብ ምፍንጫሎም ምሽጥራት ኣውፂኦም ኢልካ ከም ቁምነገር ምልዓልካ ። መኸተ ንምንታይ እዩ ዘይግምገም? መንከ እዩ ዝኣበየ? ናይ ዲያስፖራ ናይ መኸተ ገንዘብ ኦዲት ይገበረልና እናበሉ ንምንታይ ዘይንገሮም? እያሱባ ፍሳሃባ ተዛረቡ ኢልካ ከም ኣጀንዳ ምልዓልካ ግን ዝገርም እዩ
ትግራይ ጠሊላ ከይትጠፍእ ጀጋኑ ተጋሩ ሃለው::
ትግራይ ከይትዓቢ እውን ባንዳታት ተጋሩ ሃለው::
ባንዳ ዘይብሉ ዓዲ ናበይ ኒኺድ?
አሕፅሮ እንዶ እንታይ እዩ ዝኩሉ ዕንክሊል
ምስጢር እትብሎ ነገር ምስቶም ብስልጣን ምክንያት አብ ክልተ ተከፊሎም ንህዝቢ ዳግም ናብ ህውከት ከእትዉዎ ላሕ ዝብሉ ዘለዉ አካላት ዝምልከት እንተኮይኑ ተቀባልነት የብሉን ዝአምነካ ሰብ የለን
ምክንያቱ አበይ ፀኒሕካ ኢካ ሕዚ ትናገር ክብለካ እዩ ሰብ
አብ ትግራይ ሰብ ንምቃዕ እንተደልዮም ዘይተናገርካዮ ተናጊሩ ኢሎም ምስክር ገዚኦም ክትውንጀል ዝገብሩ ናይ ክንደይ ዓመት ልምድ ዘለዎም መራሕቲ ኢና በሃልቲ አለዉ እዮም
ንባዕልካ ውን ናይ ሐደ ብዱን ቲፎዞ ኢካ ትከውን
ስለዚ ትናገሮ ዘለካ ቃላት ሰብ ዘይክቅበሎ ይክእል እዩ ።