Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ቁፅሪ ስልኪ - ተጋ. ሸዊት 0954864865 ባንኪ ኣካውንት - ወጋገን 1033033331701
❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙
ግን ንምንታይ ካብ ካምፖስ ወፂኣ
ኣብዚ ቀረባ ዓዲ ክኣቱ የ ብዓቅመይ ክሕግዛ ኣብ ጎና ምዃንዉን ዓብይ ሓገዝዩ ዛሓፍተይ ሂወት ከርተትያ ታማ ብኹሉ ዶ ዘይጣዓመኪ ክብረተይ😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ማዓረይ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጅግና ኢኪ ንስኪ ልዕሊ ማንም💕🙏💕 በይነይ አየ ኣይትበሊ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኪ💕🙏💕
😢😢😢ክተሕዝነካ ኡፍፍፍፍ በጃኩም ሰረት ሚድያ እዚ ዝደፈራ ሕጊ አቅርብዎ 😢😢
*እዛ ቆልዓ እዚኣ ብሰማይን ብምድርን እያ ተወቒዓ፡ ጸገማ ሕሱም እዩ፡ በጃኹም ተስፋ ንሃባ ሓቢርና፡ በጃኹም ተሌፎና ሃቡኒ፡ ካብ ሰሜን ትግራዋይ "ዓጋመጉዞታይ* እዋይ ሓፍተይ ዓገብ ዓገብ ፡ ቅድመኺ ይድፍኣኒ
Semen tigray agame zuzay 😅😅😅😅 erob dika welas Zala ambesa tell habuni tbeal kea ember Abu endiyu zeleka guzay arkey
ኣብቲ ላዕሊ ጺሒፈሞ ኣለዉ ሸዊት ኢሎም ሓወይ ናተይ ንሓግዛ ኣነ ውን ክሕግዛ ኢየ❤❤❤❤❤
ሰብ ይሳቀይ ንስኻ ከኣ ትላገጽ ጉዛይ ዶ ሕንዛይ ትብል ስዲ
@@Tomas-y8y ይምልከተካ ደዩ ኾይኑ ፡ ብራሻይዳ ዶ ከም፡በጊዕ ትሽይጥ የለኻን
እዚኣ ትእተኹም ዓጋመ ረሳሓት ለመንቲ መደናገርቲ ፡ ብሽም ኣከለጉዛይ ኣይትሸቅጥ ቆንዳፍ
እዚ ወዲ ክታሓዝ ኣለዎ ኣጀኺ ጅግና ሓፍተይ
ማዓረይ ኣምላክ ይሓግዝኪ 😢😢💔ኣጀኪ ጅግና ኢኪTDFy ዘለኩም ኣትሕዝዎ ዝወዲ ብፀታ ዘለኩም 😢
ብሓቂ ግን ከማና ከም ተጋሩ ጨካን ኣራዊት ክፉእ ኮ የለን!!ተጋሩ ብሓቂ ብባዕልና ክንሓፍር ኣለና።
ሰረት ሚድያ ተኪኢልኩም ናይቲ ወዲ ማንነት ኣቃልዕዎ ፎትኡ ስሙ መን ኮይኑ እዩ ንሱ ናታ ህይወት ኣፀልሚቱ ብሰላም ህይወቱይ ሓዳሩን ዝመርሕ😥
😢😢😢😢
እፍፍፍፍ ተጋርከ ክፍት እና ፍትሕይ ፍትሒ ን ደቂ አንእስትዮ ትግራይ ይአክል ደም አተንብዕና መሰልና ይከበር😢😢😢
እፍፍፍ😢😢😢 ኣሕዚናተኒ ሓፍተይ ማዓረይ ኣጆኪ ጅግና ዋዕሮ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሕ ንደቅ ኣንስትዮ ትግራይ ገበነኛ ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለው
አጆኺ ማዓረይ ፀላኢኺ ይንባዕ
ኣጀኪ ማዓረይ😢😢😢ጀግና
ቅ/ገብሪኤል ምሲአኺ ይኹን😭😭😭😭😭😭😰😰😰😰😰😰
በክያ ኣብክያትኒ ማዓረይ ኣፍፍፍ ኣደዋይ ተራእያትኒ ዋይ ኣነ ርግምቲ ምት ጨካን 😭😭😭💔
ንሓግዛ ባ መዓረይ❤
እረ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ አንስቲዮ ሕጊ የለን ትግራይ😢😢
ደምረኒ ማዓረይ😢😢😢
ዓክ መዓሪተይ ቃደማኪ ኣይዞኪ ፈጣሪ ይሓግዝኪ ኡፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢
ንጎንደራዊት ቀመም ካብትሕግዙ ንዛሓፍትና ሓግዙ። ተጋሩ አበይ አለኩም በጃኩም ሓግዝዋ😢😢😢
ብሓቂ😭😭😭
ኣጆኪ ዛምዓረይ ንስኪ ጠንካራ ኢኪ ፅባሕ ካሊእ ማዓልቲ 🙏😭♥️
በጃኩም ሃፍታማት ዝኮንኩም ወገናት ና በጃካትኩም ርድእዋ እዛ ሐፍትና ተስፋ ምእንታን ክትገብር በጃኩም ርድእዋ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 በይዛኩም ናብሕጊ አቅርብዎ ንዝዓመፃ😢
በይዛኺ ዲአነ ማዓረይ በይዛኹም ንሓግዛ😟😥😘
ኣጆኪ ማዓረይ ኣምላክ ይሓግዝኪ😢😢
ትግራይ ሰብ ስኢና
ዋይ ትግራይ ሲኦል ተቀይራ መገዛ ዓድና ፈሪሕናያ ኣጀኪ ምቅርተይ😢😢
ብጣዕሚ መሕዘኒ ታሪኽ
ኣዋልድ ትግራይ የሕዋተይ ሰለ መሰልክን ተቓለሳ፣ሕጊን ፍርሃት እግዚአብሔር ዘይብሉ መንግስቲ። ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣዋልድ ትግራይ ኣብ ማእከል ዓደን ከቢድ ሽግርን የጋጥመን ኣሎ። 😭😭😭 ሕጊ የለን ኣብ ትግራይ
ዋይ ማዓረይ አጀኪ 😭😭💔💔
እዚ ወዲ ክትሓዝ ክእሰር ኣለው ፅባሕ ንጎሆ ውን ከደፋራ ይክእል ኣዩ😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢እዚ ወዲ ክትሓዝ ኣለዎ😢😢😢😢😢😢😢 ኣጆኪ ዝሓፍተ😢😢😢😢😢
ኣጀኪ ምቅርቲ ፈጣሪ ኣለም ኣሎ ምሳኪ ሰብሓይሊ የብሉን መዓረይ😢😢
ትግራይ ሰብ ሲኢና ሰባታ እኒ ፈትለወርቅ አለም ገብረዋህድ ኮይኖም ። ተጋሩ ኣይዞኺ በሉዋ ተስፋ ይኾና እዩ መስዋእቲ ዝኸፈለት ጀግና ትግራወይቲ እያ ።
ኣይዞኪ ሐዚ ፀሓይ ክበርቀልኪ እዮ❤❤❤❤
ዋይ ሓፍተይ ኣይ ተጋሩ ሕደጉ ኣሓትኩም ኣይትበድሉ
በጃኩም ሰረት ሚድያ እዚ ቴድሮስ ዝበሀል ጨካን ፍጥረት እሞ ንውቅዕቲ tdf ንዕኡን ንህዝብን ዝተቃለሰት ደፊሩ😢 ዳርጋ ቀቲሉ ዝገደፋ ፅኑዕ እስራ ፍረድሉ የእስርዎ😢😢😢ዎዮደኣ ሕግን መንግስትን የለንበር ኡፍፍፍ ፍትሒ ፍትሒ ዘየለ ናበይና ንከዶ
እፍፍፍ ኣጆኪ ሓፍተይ 😢😢😢
Gezabeher yefdeyelki zagale ajeki medhanialem alo tesfa qie teqirx 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💐💔💔😥😥
አጀኺ ዝሓፍተይ👏
ውይ ሓፍተይ ኣጆኪ ምዓረይ ሽግር ሓላፊ ዩ
ማዓረይ እንካዕ ታ ኣደዋኪ ዘይትርአኪ😭😭😭😭😭እመቤተይ ሓደራኪ 😭😭😭ኡፍፍፍፍ ሕራሮት
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ጅግና ጠንካራ ኢኪ😢😢😢😢
እፍፍፍ አሕዚናተኒ ማዓረይ ኣጆኪ ጅግና ዋዕሮ ፍትሒ ንደቅ ኣንስትዮ ትግራይ ገበነኛ ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለው😢😢😢😢😢😢
አጀኪ ዝሓፍትይ ኩሉ ነገረ ክሐለፍ አዩ አግዝብሔር አሎ ናይዛ ወረደ ሰው ናይ አዲ ክረክብ አለዊ😢🙏
😢😢😢😢ኣይዘኪ ሓፍተይ
ዋይ😢😢😢
ማዓረይ😢😢😢😢
ረሳሓት ሓሸውቲ ፐሌስ ትግራይ እውን ብገቦ ልቡ ተደፊኑ እዩ ዘሎ
እከይ ጉደ ወያነ.ንሻዕቢያ ክትአሲር አይተረዳን ዓማፂ መን እይ ሻዕቢያ ትብል አላ ዘይርዳአካ ታረክ
ቅድሚ ሻዕብያ ምእታዊ ብ ወዲ ዓዳ የ ተደፊረ ትብል ዘላ
😢 ረሳሕ ኣብ ደቅኺ ርኸብዮ ድርባይ ኣብ ክንዲ ትድንግጽላስ ካልእ ትዛረቢ ኣምላኽ ይፈዲ እዩ ኣባኺ እንተዘይወርደ ኣብ ስድራኺ ክትርእዮ ኢኺ ሰብኣውነት ዘይብልኪ ድርባይ
@@edenzer8597 Resha gahba
@@HiwetGhebrab zamexa ko tegrway eyu metabita eyu 2 gize amixwa
ውፃእ ዓይንካ ይውፃእ እርኩሰ 😡😡😡😡
Mearey Ajoki Amelak Alo Mesaki
አጆኺ ጅግናና❤
ኣጆኺ ሓፍተይ 🥲
ኣጆኪ ማዓረይ ንሰኪ ጀግና ኢኪ ኣና እቲ ወዲ ብሕጊ ክትሓዝ ኣለዎ😢😢😢😢😢
ስልካ ልምንታይ ዘየቀመጥኩም አቀሙጡ ሰብ አለዋ
ኣብ ላዕሊ ኮ ኣለካ እዩ
ኣብቲ ላዕሊ ኣሎ❤
ዓይኒ ይምሓር ኣብላዕሊ ኣለካ 😂ወጺኻ ነቲ ኮመንት ጥውቆ ኣብ ቅድሚት ክትረኽቦ ኢኻ
ምዓረይ ዛዓለምስ 😢
እዘን ጉዳን ደቂ ኣንስትዮ ብጥብቂ ክታሓዛ ኣለዎን
😢😢😢😢💔ሓፍተይ 😭💔
Hiwaney tay eiyou abesaki kndzi chkane ab zbanki zwerdeki zelo💔😭shewitey👸❤
ኣጀኪ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ 😢😢😢😢😢😢😢
ዋይ ሓፍተይ ኣጀኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢
ኣረ ፍትሒ ናብ መን እዩ ዝነገር ናብ መን እዩ ባ ኡይይይይ ዝባሃሎ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ 😢😢😢😢😢
አጆኪ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ምስኪ ይኩን🙏💔
ኣጆኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢
ዋይ ሓፍተይ አጀኪማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ተጋሩ መከራ ክወሕደና የርሕቁኩም ሓፍተይ አብክያትኒ😢😢😢
Shaebiya yahagiz emberAysaqin eyooBeahwatki eki tedefirki
Grm do elka kemay shm kexelmu beka, amlak mhret yewrdelkum
Exactly shaebiya is love and respect we all love shaebiya ❤
Justice for this young lady and you Tigrayan men stop reaping children and also stop living and blaming others Eritrean soldiers (Army)never do dirty job like you Eritrea 🇪🇷 Defence Forces are well disciplined
@@WintaGrmayገሪሚና እወ ወደይ ዘየለ
እታ ቆልዓ መሕዘኒ ኢዩ ኣጋጢምዋ። እታ ጋዜጠኛ ግን ኩሉ ግዝየ ናብ ሻዕብያ ኢያ ከተሳብቦ እትደሊ, ግናይ ፍጥረት።
ኣቱም ሰብ ከመይ ከመይ እዩ ዝጉዳይ እንታይ እና ክንገብር ዛሓፍተይ ኣጆኺ ምሕረት የውርደልኪ ንሕና ኣለናልኪ ግን ትግራይ ናበይ ገፃ እያ ትከይድ ዘላ ብስሩ ከ ኣብ ልዕሊ ደቅ ኣንስቶ ዝበፅሕ ዘሎ መፍትሕ ይህልዎ ዶ😢😢
ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፍትሒ ክርሕቐን ምሕፈሪ እዩ
ኣጆኪ ሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ ዩ 💔
ሰላም ሰረት ሚድያ በጃኹም ናትኩም ቁፅሪ ሞባይል ሃኡኒሞ ትኽእሉ ተኾይንኩም ኣነ ብዓቕመይ ነታ ጎድና መዕረፊት ትኸውን ክተብጽሑለይ በጃኹም ብሽም TDF ተሓባበሩኒ🙏😢
😢😢😢 ዛሓፈተይ
ማዓረይ😭😭😭😭😭
ኣሕሕሕሕሕ ብሓዉካ ዶ ኣብ ዕሸል ሓፍትካ ክንድዚ ይጭከን እንታይ እዩ ወሪዱና ብስሩ😢😢😢😢😢😢😢ኣጆኪ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን😢😢😢😢😢😢
በዛኪ ደኣነ ሓፍተይ ናተይ ኣይ😢ትግራይ ሰብ ሲኢና ሕጊ ዘይ ብላ ዓዲልምንታይ ዙ ልዓመፃ ዘይታሓዝጨነውቲ መራሕቲ ፎኦ ጋሓፍ ተደፊእወንኣሕዋትና💔😭😭
ዋይ ጋል ምካን ፈተና እዩ😢😢
አጀኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢
ብስሩ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ኣሎዶ
Aye tigray deka tibele hager😢😢
አረ ፍትሒ😪😪
A very touching story
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሓሳዊት ሻዕቢያ ከምዚ ኣይገብርን ኢዩ ብካ ሂወትካ ሲኢንኪ ክትህገዚ ደሊኪ ከኣ
መዓዝ ኤርትራዊ እዩ ኢላ
ወይ ንእስቲ ሓፍተይ ፀላአኪ ይፀልሙቶ😢
Habtey mearey Ajeki mearey 😭😭💔💔💔💔💔😭😭💔💔💔
እፍፍፍፍ 💔💔😭😭
ኣጆኪ ዝሓፍተይ 😢😢😢
😢😢😢😢😢አሕ ሓፈትይ ማዓሪይ
ኪደ ሐስዊት በጃ ሽዕቢይ ጋሕ በሊወታደረ ኤረትራ ንዕኪ ምሽ ክቀረበኪ ብቲ ጥቃኪ አኮ አይሐልፊን ምክንይቱ ግን አንታይይግበር ሐሶት አብ ደምኩም ኢዩበዚ ምክንይት ኢዩ ምዕልቲ መዕልቲብደቂ ዓደክን ትቅተልን ትዕመጻንዘለክን ወታደራትና አይተጸልማሐሰውቲ ሰላም ሃብና ኪዲ ዓምጺኪ ደለይ። ተጋሩ ካብ ጸለመኤረትራዊይን ጠጠው ይበል ኪዲሐሳዊት ንካልአኪ አታልሊ መንከአምነኪ
Ata resah gahaf gal diki wedi bzeyegeds ertrawyan ke ayhreda delewa bahwaten astewol oaxyomni abgelaufen wetahaderat ertra aiya aila aber oamixemni aybeletn gexkum rhaqu retrawyan gahafat
ሰብ ፀሊም ታሪክ ሱቅ እስኪ በሉ ሕነኩ😌
ትግራዋይ ዝኣመነን ማይ ዝሓቖነን ሓደ እዮም፡ትግራዋይ ደመኛ ጸላኢ ናይ ኤርትራ እዩ ፡ ትግራዋይ ሰፍ ዘይብል ገበን ፈጺምኩም ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣይንርስዕን ኣይንድቅሰልኩምን ኢና@@Wdase-h5t
ኣታሓሳዊ😢😮😮@@EisakoE-sq7ox
መን ኢልካ ለክባጥ
Ajoka marrr💔
What a painful story!!! What we are doing Tegaru? Painful painful painful!!!
Ewayyyy haftey ajoki
እዚ ወዲ ክታሓዝ ኣለዎ ኣጀኪ ዝሓፍተይ ጅግና እኪ😢
ዓሌት ገመል ድዩ ዘለኪ 15 መዓልታት ብዘይ ማይን መግብን ጸኒሕኪ ንምታይ እዩ ግን ኣብ ትግራይ ምሕሳው ከም ቀሊል ነገር ጌርኩም ትሪኢይዎ ትሰማምዕሉ ከኣ በስምኣብ
ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ ዘየለ እዮም ዝሕሱው
ሓፍተይ😢😢😢😢
💔😢
Wayyyyy besmiam hisumat
ኣንታ እዚ ህዝቢ ትግራይ እንታይ ሽግር እዩ ዘለዎ። ፋሪሓ ኣምላኽ ዘለዎ ሰብ ከ ኣሎ ዶ።
ቃደማኪ ኣጆክኒ😢😢😢😢
😭💔😭💔😭💔
አጆኽ ዝሓፉተይ
Hasawit.
ቁፅሪ ስልኪ - ተጋ. ሸዊት 0954864865
ባንኪ ኣካውንት - ወጋገን 1033033331701
❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙
ግን ንምንታይ ካብ ካምፖስ ወፂኣ
ኣብዚ ቀረባ ዓዲ ክኣቱ የ ብዓቅመይ ክሕግዛ ኣብ ጎና ምዃንዉን ዓብይ ሓገዝዩ ዛሓፍተይ ሂወት ከርተትያ ታማ ብኹሉ ዶ ዘይጣዓመኪ ክብረተይ😭😭😭😭😭😭
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ማዓረይ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ጅግና ኢኪ ንስኪ ልዕሊ ማንም💕🙏💕 በይነይ አየ ኣይትበሊ ፈጣሪ ኣሎ ምሳኪ💕🙏💕
😢😢😢ክተሕዝነካ ኡፍፍፍፍ በጃኩም ሰረት ሚድያ እዚ ዝደፈራ ሕጊ አቅርብዎ 😢😢
*እዛ ቆልዓ እዚኣ ብሰማይን ብምድርን እያ ተወቒዓ፡ ጸገማ ሕሱም እዩ፡ በጃኹም ተስፋ ንሃባ ሓቢርና፡ በጃኹም ተሌፎና ሃቡኒ፡ ካብ ሰሜን ትግራዋይ "ዓጋመጉዞታይ*
እዋይ ሓፍተይ ዓገብ ዓገብ ፡ ቅድመኺ ይድፍኣኒ
Semen tigray agame zuzay 😅😅😅😅 erob dika welas Zala ambesa tell habuni tbeal kea ember Abu endiyu zeleka guzay arkey
ኣብቲ ላዕሊ ጺሒፈሞ ኣለዉ ሸዊት ኢሎም ሓወይ ናተይ ንሓግዛ ኣነ ውን ክሕግዛ ኢየ❤❤❤❤❤
ሰብ ይሳቀይ ንስኻ ከኣ ትላገጽ ጉዛይ ዶ ሕንዛይ ትብል ስዲ
@@Tomas-y8y
ይምልከተካ ደዩ ኾይኑ ፡ ብራሻይዳ ዶ ከም፡በጊዕ ትሽይጥ የለኻን
እዚኣ ትእተኹም ዓጋመ ረሳሓት ለመንቲ መደናገርቲ ፡ ብሽም ኣከለጉዛይ ኣይትሸቅጥ ቆንዳፍ
እዚ ወዲ ክታሓዝ ኣለዎ ኣጀኺ ጅግና ሓፍተይ
ማዓረይ ኣምላክ ይሓግዝኪ 😢😢💔ኣጀኪ ጅግና ኢኪTDFy ዘለኩም ኣትሕዝዎ ዝወዲ ብፀታ ዘለኩም 😢
ብሓቂ ግን ከማና ከም ተጋሩ ጨካን ኣራዊት ክፉእ ኮ የለን!!ተጋሩ ብሓቂ ብባዕልና ክንሓፍር ኣለና።
ሰረት ሚድያ ተኪኢልኩም ናይቲ ወዲ ማንነት ኣቃልዕዎ ፎትኡ ስሙ መን ኮይኑ እዩ ንሱ ናታ ህይወት ኣፀልሚቱ ብሰላም ህይወቱይ ሓዳሩን ዝመርሕ😥
😢😢😢😢
እፍፍፍፍ ተጋርከ ክፍት እና ፍትሕይ ፍትሒ ን ደቂ አንእስትዮ ትግራይ ይአክል ደም አተንብዕና መሰልና ይከበር😢😢😢
እፍፍፍ😢😢😢 ኣሕዚናተኒ ሓፍተይ ማዓረይ ኣጆኪ ጅግና ዋዕሮ ፍትሒ ፍትሒ ፍትሕ ንደቅ ኣንስትዮ ትግራይ ገበነኛ ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለው
አጆኺ ማዓረይ ፀላኢኺ ይንባዕ
ኣጀኪ ማዓረይ😢😢😢ጀግና
ቅ/ገብሪኤል ምሲአኺ ይኹን😭😭😭😭😭😭😰😰😰😰😰😰
በክያ ኣብክያትኒ ማዓረይ ኣፍፍፍ ኣደዋይ ተራእያትኒ ዋይ ኣነ ርግምቲ ምት ጨካን 😭😭😭💔
ንሓግዛ ባ መዓረይ❤
እረ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ አንስቲዮ ሕጊ የለን ትግራይ😢😢
ደምረኒ ማዓረይ😢😢😢
ዓክ መዓሪተይ ቃደማኪ ኣይዞኪ ፈጣሪ ይሓግዝኪ ኡፍፍፍፍፍ😢😢😢😢😢
ንጎንደራዊት ቀመም ካብትሕግዙ ንዛሓፍትና ሓግዙ። ተጋሩ አበይ አለኩም በጃኩም ሓግዝዋ😢😢😢
ብሓቂ😭😭😭
ኣጆኪ ዛምዓረይ ንስኪ ጠንካራ ኢኪ ፅባሕ ካሊእ ማዓልቲ 🙏😭♥️
በጃኩም ሃፍታማት ዝኮንኩም ወገናት ና በጃካትኩም ርድእዋ እዛ ሐፍትና ተስፋ ምእንታን ክትገብር በጃኩም ርድእዋ
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 በይዛኩም ናብሕጊ አቅርብዎ ንዝዓመፃ😢
በይዛኺ ዲአነ ማዓረይ በይዛኹም ንሓግዛ😟😥😘
ኣጆኪ ማዓረይ ኣምላክ ይሓግዝኪ😢😢
ትግራይ ሰብ ስኢና
ዋይ ትግራይ ሲኦል ተቀይራ መገዛ ዓድና ፈሪሕናያ ኣጀኪ ምቅርተይ😢😢
ብጣዕሚ መሕዘኒ ታሪኽ
ኣዋልድ ትግራይ የሕዋተይ ሰለ መሰልክን ተቓለሳ፣ሕጊን ፍርሃት እግዚአብሔር ዘይብሉ መንግስቲ። ብጣዕሚ ዘሕዝን ኣዋልድ ትግራይ ኣብ ማእከል ዓደን ከቢድ ሽግርን የጋጥመን ኣሎ። 😭😭😭 ሕጊ የለን ኣብ ትግራይ
ዋይ ማዓረይ አጀኪ 😭😭💔💔
እዚ ወዲ ክትሓዝ ክእሰር ኣለው ፅባሕ ንጎሆ ውን ከደፋራ ይክእል ኣዩ😢😢
😢😢😢😢😢😢😢😢😢እዚ ወዲ ክትሓዝ ኣለዎ😢😢😢😢😢😢😢 ኣጆኪ ዝሓፍተ😢😢😢😢😢
ኣጀኪ ምቅርቲ ፈጣሪ ኣለም ኣሎ ምሳኪ ሰብሓይሊ የብሉን መዓረይ😢😢
ትግራይ ሰብ ሲኢና ሰባታ እኒ ፈትለወርቅ አለም ገብረዋህድ ኮይኖም ። ተጋሩ ኣይዞኺ በሉዋ ተስፋ ይኾና እዩ መስዋእቲ ዝኸፈለት ጀግና ትግራወይቲ እያ ።
ኣይዞኪ ሐዚ ፀሓይ ክበርቀልኪ እዮ❤❤❤❤
ዋይ ሓፍተይ ኣይ ተጋሩ ሕደጉ ኣሓትኩም ኣይትበድሉ
በጃኩም ሰረት ሚድያ እዚ ቴድሮስ ዝበሀል ጨካን ፍጥረት እሞ ንውቅዕቲ tdf ንዕኡን ንህዝብን ዝተቃለሰት ደፊሩ😢 ዳርጋ ቀቲሉ ዝገደፋ ፅኑዕ እስራ ፍረድሉ የእስርዎ😢😢😢ዎዮደኣ ሕግን መንግስትን የለንበር ኡፍፍፍ ፍትሒ ፍትሒ ዘየለ ናበይና ንከዶ
እፍፍፍ ኣጆኪ ሓፍተይ 😢😢😢
Gezabeher yefdeyelki zagale ajeki medhanialem alo tesfa qie teqirx 🙏🙏🙏🤲🤲🤲💐💐💔💔😥😥
አጀኺ ዝሓፍተይ👏
ውይ ሓፍተይ ኣጆኪ ምዓረይ ሽግር ሓላፊ ዩ
ማዓረይ እንካዕ ታ ኣደዋኪ ዘይትርአኪ😭😭😭😭😭እመቤተይ ሓደራኪ 😭😭😭ኡፍፍፍፍ ሕራሮት
ኣጆኪ ዛሓፍተይ ጅግና ጠንካራ ኢኪ😢😢😢😢
እፍፍፍ አሕዚናተኒ ማዓረይ ኣጆኪ ጅግና ዋዕሮ ፍትሒ ንደቅ ኣንስትዮ ትግራይ ገበነኛ ናብ ሕጊ ክቀርብ ኣለው😢😢😢😢😢😢
አጀኪ ዝሓፍትይ ኩሉ ነገረ ክሐለፍ አዩ አግዝብሔር አሎ ናይዛ ወረደ ሰው ናይ አዲ ክረክብ አለዊ😢🙏
😢😢😢😢ኣይዘኪ ሓፍተይ
ዋይ😢😢😢
ማዓረይ😢😢😢😢
ረሳሓት ሓሸውቲ ፐሌስ ትግራይ እውን ብገቦ ልቡ ተደፊኑ እዩ ዘሎ
እከይ ጉደ ወያነ.ንሻዕቢያ ክትአሲር አይተረዳን ዓማፂ መን እይ ሻዕቢያ ትብል አላ ዘይርዳአካ ታረክ
ቅድሚ ሻዕብያ ምእታዊ ብ ወዲ ዓዳ የ ተደፊረ ትብል ዘላ
😢 ረሳሕ ኣብ ደቅኺ ርኸብዮ ድርባይ ኣብ ክንዲ ትድንግጽላስ ካልእ ትዛረቢ ኣምላኽ ይፈዲ እዩ ኣባኺ እንተዘይወርደ ኣብ ስድራኺ ክትርእዮ ኢኺ ሰብኣውነት ዘይብልኪ ድርባይ
@@edenzer8597 Resha gahba
@@HiwetGhebrab zamexa ko tegrway eyu metabita eyu 2 gize amixwa
ውፃእ ዓይንካ ይውፃእ እርኩሰ 😡😡😡😡
Mearey Ajoki Amelak Alo Mesaki
አጆኺ ጅግናና❤
ኣጆኺ ሓፍተይ 🥲
ኣጆኪ ማዓረይ ንሰኪ ጀግና ኢኪ ኣና እቲ ወዲ ብሕጊ ክትሓዝ ኣለዎ😢😢😢😢😢
ስልካ ልምንታይ ዘየቀመጥኩም አቀሙጡ ሰብ አለዋ
ኣብ ላዕሊ ኮ ኣለካ እዩ
ኣብቲ ላዕሊ ኣሎ❤
ዓይኒ ይምሓር ኣብላዕሊ ኣለካ 😂ወጺኻ ነቲ ኮመንት ጥውቆ ኣብ ቅድሚት ክትረኽቦ ኢኻ
ምዓረይ ዛዓለምስ 😢
እዘን ጉዳን ደቂ ኣንስትዮ ብጥብቂ ክታሓዛ ኣለዎን
😢😢😢😢💔ሓፍተይ 😭💔
Hiwaney tay eiyou abesaki kndzi chkane ab zbanki zwerdeki zelo💔😭shewitey👸❤
ኣጀኪ እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ 😢😢😢😢😢😢😢
ዋይ ሓፍተይ ኣጀኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢
ኣረ ፍትሒ ናብ መን እዩ ዝነገር ናብ መን እዩ ባ ኡይይይይ ዝባሃሎ ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ 😢😢😢😢😢
አጆኪ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ምስኪ ይኩን🙏💔
ኣጆኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢
ዋይ ሓፍተይ አጀኪማዓረይ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ተጋሩ መከራ ክወሕደና የርሕቁኩም ሓፍተይ አብክያትኒ😢😢😢
Shaebiya yahagiz ember
Aysaqin eyoo
Beahwatki eki tedefirki
Grm do elka kemay shm kexelmu beka, amlak mhret yewrdelkum
Exactly shaebiya is love and respect we all love shaebiya ❤
Justice for this young lady and you Tigrayan men stop reaping children and also stop living and blaming others Eritrean soldiers (Army)never do dirty job like you Eritrea 🇪🇷 Defence Forces are well disciplined
@@WintaGrmayገሪሚና እወ ወደይ ዘየለ
እታ ቆልዓ መሕዘኒ ኢዩ ኣጋጢምዋ። እታ ጋዜጠኛ ግን ኩሉ ግዝየ ናብ ሻዕብያ ኢያ ከተሳብቦ እትደሊ, ግናይ ፍጥረት።
ኣቱም ሰብ ከመይ ከመይ እዩ ዝጉዳይ እንታይ እና ክንገብር ዛሓፍተይ ኣጆኺ ምሕረት የውርደልኪ ንሕና ኣለናልኪ ግን ትግራይ ናበይ ገፃ እያ ትከይድ ዘላ ብስሩ ከ ኣብ ልዕሊ ደቅ ኣንስቶ ዝበፅሕ ዘሎ መፍትሕ ይህልዎ ዶ😢😢
ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ፍትሒ ክርሕቐን ምሕፈሪ እዩ
ኣጆኪ ሓፍተይ ኩሉ ክሓልፍ ዩ 💔
ሰላም ሰረት ሚድያ በጃኹም ናትኩም ቁፅሪ ሞባይል ሃኡኒሞ ትኽእሉ ተኾይንኩም ኣነ ብዓቕመይ ነታ ጎድና መዕረፊት ትኸውን ክተብጽሑለይ በጃኹም ብሽም TDF ተሓባበሩኒ🙏😢
😢😢😢 ዛሓፈተይ
ማዓረይ😭😭😭😭😭
ኣሕሕሕሕሕ ብሓዉካ ዶ ኣብ ዕሸል ሓፍትካ ክንድዚ ይጭከን እንታይ እዩ ወሪዱና ብስሩ😢😢😢😢😢😢😢ኣጆኪ ዛሓፍተይ ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን😢😢😢😢😢😢
በዛኪ ደኣነ ሓፍተይ ናተይ ኣይ😢
ትግራይ ሰብ ሲኢና ሕጊ ዘይ ብላ ዓዲ
ልምንታይ ዙ ልዓመፃ ዘይታሓዝ
ጨነውቲ መራሕቲ ፎኦ ጋሓፍ ተደፊእወን
ኣሕዋትና💔😭😭
ዋይ ጋል ምካን ፈተና እዩ😢😢
አጀኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢😢
ብስሩ ጉዳይ ደቂ ኣንስትዮ ኣሎዶ
Aye tigray deka tibele hager😢😢
አረ ፍትሒ😪😪
A very touching story
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሓሳዊት ሻዕቢያ ከምዚ ኣይገብርን ኢዩ ብካ ሂወትካ ሲኢንኪ ክትህገዚ ደሊኪ ከኣ
መዓዝ ኤርትራዊ እዩ ኢላ
ወይ ንእስቲ ሓፍተይ ፀላአኪ ይፀልሙቶ😢
Habtey mearey Ajeki mearey 😭😭💔💔💔💔💔😭😭💔💔💔
እፍፍፍፍ 💔💔😭😭
ኣጆኪ ዝሓፍተይ 😢😢😢
😢😢😢😢😢አሕ ሓፈትይ ማዓሪይ
ኪደ ሐስዊት በጃ ሽዕቢይ ጋሕ በሊ
ወታደረ ኤረትራ ንዕኪ ምሽ ክቀረበኪ ብቲ ጥቃኪ አኮ አይሐልፊን ምክንይቱ ግን አንታይ
ይግበር ሐሶት አብ ደምኩም ኢዩ
በዚ ምክንይት ኢዩ ምዕልቲ መዕልቲ
ብደቂ ዓደክን ትቅተልን ትዕመጻን
ዘለክን ወታደራትና አይተጸልማ
ሐሰውቲ ሰላም ሃብና ኪዲ ዓምጺኪ ደለይ። ተጋሩ ካብ ጸለመ
ኤረትራዊይን ጠጠው ይበል ኪዲ
ሐሳዊት ንካልአኪ አታልሊ መን
ከአምነኪ