አብ ኤርትራ እየ ተአሲረ ፡ 7 መራሕተይ ነበሩ ንክርሸን ዝፈረዱለይ ማሪኸዮም ➡️ ተጋዳላይ ዳናይ (ዓዴት) 0914792550
HTML-код
- Опубликовано: 27 апр 2024
- Subscribe and hit the notification bell and stay updated with us with all new uploads!
አብ ኤርትራ እየ ተአሲረ ፡ 7 መራሕተይ ነበሩ ንክርሸን ዝፈረዱለይ ማሪኸዮም ➡️ ተጋዳላይ ዳናይ (ዓዴት) 0914792550
ንሓደሽቲ ስራሕቲ ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ንኩን!
Copyright ©2024: seret media; 🔔Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted
ሓታቲት፡ ካብቲ ጋሻ ዝዛረቦ ዘሎ ብዙሕ ሕቶ ምወጽኦ ነይሩ። ሓደ ነይሩ ተቐቲሉ ወዘት ዝበሉ ብወግዒ ተሸፊኖም ዝሓልፉ ቁምነገራት ክግለጹኣለዎም። መን፡ ኣበይ፡ ብመን ተቐቲሉ ዝብል ብግልፂ ክዝረብ ገይርካ ምስናድ ኣዚዩ ኣገዳሲ እዩ። ብፍላይ እቲ ናይ መጅመሪያ እዋን ኣብ ዓዲ ሃገራይን ምዕራብ ዝተኻየደ ክፍለጥ ኣለዎ። ተጋሩ ወታሃደራት ሰሜን ብዙሓት ተቐቲሎም እዮም።
ትክክል😢
ትኽክል ዝሕተቱ ነይሮም ተንጠልጢሎም ዝሓልፉ
Dorona atinkana hasawi bqrshi ziseb eritrawi yelon tgraway tray iyu bqrshi ziseb dhar kia eritrawi ayserqin iyu kemakum aykonen keytin mealtin bsrqi hzbi tgray axelilkumo zelekum nskum zeykonkumin nay rediet ikli keyterefe tserqu gudamat alem iko bsrqi iyu zfeltekum
ተቐቲሉ ዝበሎ ኮነሬል ኣብረሃ ብዕሱብ መሳርሕቱ ብዝነበረ ብኮነሬል ሻንበል በየነ ዝተቐተለዩ ናይ ጀነራል ከበደ ፍቓዱ ኮሚቴ ዝነበረ
ጅግና ወዲ ትግራይ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ ብሰላም ተረፍካ ይበል ጅግንነት ናይ ተጋሩ ምስሊ ዘለዎ ጅግና ወዲ ጀጋኑ
ብፃይ ዓዲት ናይ ብሓቂ ዘይተዘረበልካ ጀግና ግንባር ጭፍራ ዝዋዓልካዮ ኣይዝከርን ዶ ኢልካዮ ኣታ ጀግና
ዝገሪም ዛዓርከይ ጂግና ኣነ እኳ ካብ ትግራይ ወፃእ እየ ዝፈልጦ👌 ተባዕ ባሓቂ
ጀግና ወድቶም ጀጋኑ
😂😂😂😂😂😂😂😂 ጉዳማት ውዒጊን ኣይይይይይይይዩኡኡኡኡኡኡኡይይይዩ😂😂😂😂😂😂😂😂
ጋዜጠኛ ግን በጃኺ እዚ ሚድያ ዓባይ እዩ ስለዚ ነዚ መደብኪ ስሓባይ ክኸውን ዓብይ ተራ ትፃወቲ መጀመርታ እስኺ ኢኺ ናይ ፀጉሪ staylki ኣከዳድናኺ እውን ንቲ መደብኪ ሰሓቢ ዝኸውን ፅብቕብቕ በሊ
ዋይ ጉድ ፀጉራ ክዳና ዲኩም,ትሰምዑታ ቱናይ ጀጋኑ ታሪክ ኣይኮንኩምን ዲኪም 😮
Respekt ❤❤❤🙏🙏🙏
ጅግና ኢኪ እንኮ ብሰላም ተረፍካ
ንበሩልና ጀጋኑ ትግራይ🙏👌💊💪
ዝገርም ጅግና
ብሓቂ ጅግንነትኩም መግለፂ ቃላት የብለይን።
ዝገርም'ዩ ፣ ጅግንነት ተጋሩ ተነጊሩ ዝውዳእ አይኮነን። ናይ ሕድ ሕድ ተጋዳላይ ብኸምዙይ እናቕረብኩም ክፍለጥ ምግባርኩም ክትምስገኑ ይግባእ። ቀፅልሉ።
This Tegadalay is a true symbol of Tegaru. He is a hero of hero. Must be TPLF Tegadalay, his heroism is bryond abd above. Lucky Tigray having you our true hero. I wishing you a happy everlasting life.
Eternal Glory to our Martyrs 🌷.
Long Live TPLF!!!
እቲ ዕላሎምስ ማይ ዘይቋጽር ከምዚ ናይ ጃይምስ ቦንድ ፊልም ኮይኑ ይስመዓካ
ጅግና ዓድየት
ጅግና መግለፂ ጅግንነት ኢካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ tdf ደመይ
ያዓሰ ጅግና ❤️❤️❤️💪💪💪
❤❤ስምዓካ ዝይምኖ ታርክ 🙏🙏🙏
Respect🙏🙏🙏
Jeganu TDF ❤❤❤❤
I love the last statement he said
Absolut hero
❤❤ TDF
ጅግና ብሓቂ
❤❤❤ጅግና
ጅግንነት እኮ 🙏❤💛💯👌😍
ኣቃ ራርባክ ቢጣዕሚ ደስ ይብል. በይዛኺ ኣነም ሓወይ ናብ ምግዳል ምስ ወጸ ኣይተመለሰን ካብቶም ኢርትራ ዝነበሩ ድሃይ ሓወይ ንምጽራይ ሓግዝና ሽሙ, ገብረ በርሀ, ገብረገርግስ ይባሃል.
Jegna Tigraway!!!
ጅግና መግለፂ ጅግንነት ኢካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ተጋሩ 🥰🥰💪💪💊🙏🙏
Very nice and thanks
እቲ ወዲ ከሚሴ ግን ለባም ሰብ ክብር ይግብኦ ነብሱ ይምሓሮ😭😭😭😭
Jemal alo eyu siku kihbeka yikil eye. Temariku neyru. Hizi ab adu alo.
🙏🙏❤️❤️❤️❤️
Gegna hawna, thank you for sharing this amazing war story. I hope one day I will visit this land of geganu called Samere. Long live TDF💪 💪 💪 ✊️✊️✊️✊️🫶🫶🫶
ዝገርም ሓቦ ጅግንነት ሑሩጭ ኮንኩም ተባሒልኩም ንፀላአቲ ሑሩጭ ገርኩሞም
ፁሐይ ካብ ህጅ አይትበርቅን ጌምኦበር ፈንፅሒኩም ጉራ ፈክራ ብተግባር ጋሃዲይ ገርኩሞ
ጋዜጠኛ ግን ቡዝሕ ሕቶ ጉዲልኪ ❤❤❤❤❤
እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ምስጥዕና ይሀብካ ምኣረይ❤
ንጂግና ዝኮን ቃል የለን የቀንየልና❤❤❤TDF
Klk
በሊሕ ተጋዳላይ
ሳብስክራይብ ግበሩኒ ተሓባበሩኒ ተጋሩዋኒ
ናይ ብሓቂ ጅግና❤❤❤
ዋውው ኣታ ጅግና ይምስክረልካ እየ ብፃይ ዓዴት
ጅግና ወዲ ጅግና ፅፉፍ ኣንደበቱ !!
WElcome jigna tegadalay Tigray
You are hero 💪💪💪❤️❤️❤️💛💛💛
❤❤❤ ተመስገን እካዕ ብስላም ወፃእኻ ሸምባቆ ኣቤት ቓላሚንጦስ
Nay men meriet ilka dia meshela hariskayo seb mieriet kab merbetom tefenaqilom n astat 20 ametat ab tenda kqmetu bial nska dima meriet eritra tharsu nierkum
ኣሰይይይ ኣታ ጅግና❤❤❤❤
Ata Kulukum Dikum Hasewti Hade Ekua Haki Zezareb Ayraekun Hasot Serki Fekera Jahera Natkum Jegenenet U😢😢😢
ንበሩልና ጅግና ወዲ ዞም ጅግኑ❤❤❤
ወይ ትግርኛ
ንጀግንነት ዝተፈጠረ ህዝቢ
ንብላሽ ሞት ዝተፈጥረ ህዝቢ
Enke beslam wexka zahwey
ጅግና ወዲ ፍረ ደደቢት ዓዴት ትግራይ⭐✊
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪😍😍😍😍😍😍😍😭😭😭ታይ ዓይነት ጅግንነት እዩ መሉስ ይፈስስ ኣሎ።ዝገርም TDFእዩ ንብዓቱ ከቢድ ስሚዒቱ ዝቆፃፀሩሉ ስሚዒቱ ብቃላት ኣይግለፅን።እንካዕ እስኪ ናብዚ ኣብፀሐካ።ብኣካ እካ ንፅናዕናዕ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😍😍😍😍🙏🙏💪💪💪💪💪
ብሓቂጅግና
ጅግና ሓወይ እንኳዕ ዳግማይ ረአኩካ❤❤❤❤
There should be a Center for documentation. Those youtubers including Seret Media should submit their documentation to the Centre .
Buach beret abzi tehabiu antum sebat lebi endo gezeu herarot
TDFይ ቃላት ተሳእኑ እዩ ጀጋኑ ንብል ዘለና እንበር ሰጋ ለበስ መናፍስት እኩም ደቂ ማህፀን ዓባይ ትግራይ ደቂ ሓየሎም ፈንቂል እንኳዕ ካባኹም ተፈጠሩኩ❤💛😘✊
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣንበሳ
ዓዴት ኩርዓት ወርዒና ኣቦ ዲሽቃ❤❤❤
Seret zeybliki Tifie Resah (Guma)
አንታ ናይ ጅግና ጅግና ሓበን ኩሉ ህዝብ ትግራ y
እዙይ ዝመስል ጀግና እድመን ጢኢና ይሃብካ:: መቸም ትግራይ ብኩሉ መኣዝን ፅኑእ መሰረት እዩ:: ብጀግንነትማ ተወዳዳሪ የብሉን:: ፍፁም ናይ ጀግና ጀግና እዩ::
TDFይ ክንዲ ሽሕ🥰❤
😢😢😢
ጅግና ❤❤❤
ጀግና
❤❤❤❤
በጃኹም sound system አዐርይዎ ገርነውነው ይብል አሎ
🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
ፈትዮ ዮ kmotleko 🥰🥰ዋይ ተ ሓ ሊፉ ቀሊል ይመስል 🥰🥰🥰
ታኣምር!!!!
Kkkkk eway Agame foooo
😢😢😢😢
Mejemeria Gena key teredeakum shaebya selemawi hezbi kemzey tereshen temeskeru alekum leali 30 asebeut civel eina eilkumom amonom gedifomukum
ጀግና ወዲ ትግራይ 💪🥰🥰
Waw. Kulu. Tbotatat. Zelalo. Zeloyfelto. Eye. B2015. Wgayflt. Hegi. Ab sdet. Koyne. Astawisuni. B. T D. F. Hbnti. Ey. Ymechka. T. D. F. Srawr. Demey
❤❤❤❤🎉🎉🎉
jeganuna❤❤
7 መርሐቲ ነሮም ንክርሸን ፈሪዶሙኒ እዩ ዝባሃል፡ተጋሩ ማሓሩና እንዶ እዚ ቋንቋ ምጽያቅ
Jeganu❤🎉
ወያነ ናበይ ከይዳ እሎምና😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Jeganu ❤❤❤❤
Eway foo kiheswu ezom agame resah alet
😂😂😂😂😂😂😂😂 abynay geze ekum tenbru 😂😂😂😂
ስም ስራሕ /ሞያ አድራሻ እንዳጠቕስካ መዝራብ ከምናተይ ሓሳብ ተዘይኸውንዶ አይመሓሽን
ተጋሩ በጃኻትኩም ሓሶት ግደፉ ኣብምንም አየብጽሐኩምንዩ
አታ ዋሕሰይ ሰድድካዮም ትከውን ምበረ ከብድና ናትና ገርህይ ዩ 😢
ዘግርም ጅግንነት
ዘግርም ትብዓት ብፍሉይ መገጠምኩልካ ግን ጊዜ ስለይብለይ ኣድናቆተይ ዓንዲ ሕቐ ትግራይ ኢለካ አለኹ። የንብርካ ክብሎ ዝደሊ ኩሉ ሻብ ይፅሕፈላ እየ እስትድይኣ ናይታ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ሽግር ኣለዎ። echoe አለዎ እንተተስተኻኽልዮ
Dehar shaebya ab kuinat wala mengedi teseanet beshergia ay tekeyden eya leli 20 amet serawit shaebya eye nee kethsewu kelekum nemen tehsewu alekum fletu
ዓዴት ጀግና እምበር ጀግና ኢካ ብደምቢ እየ ልፈልጦ ብሓደ ኢና ኔርና
ዕድለኛታት እኩም ክብር ደማ ይግባኣኩም ጀጋኑ ደቂ ሓየሎም ፈንቅል ኣነ ኩሉ ግዜየ እየ ዘቀንአሉኩም ኣብ ሰደት ኮይነ ናቱኩም ሒራነ ክሪእ ከለኹ ሰደተኛ ሙኹነይ ያሓዚን እየ ❤💛🙏
አየ ሻዕቢያ ናይ ተጋሩ ስረ አትአምኑን
Kkkkk 20 percent tigray terifatkas biden adhunini ela tplf tigraway do aykonetin eya men diya jigna dea 2 metro nab dobu aytiatun eritreawi kea eyu zibehal
Kabey zmexe sre alekum? Hji ygterelkum hzbawi weyane Harnet, harnet elkas kilil koinka tnebr
እዚ ኢዩ ጅግና ኣደ ወሊዳ ትምከን
ጥራይ እወ ምልክት ናይ ጋዜጠኝ ዘይብላ ዋ ኣታ ጅግና ግን እንኮዕ ተረፍካ
ኣቲ ሓፍትና ኣይስማዕን ዘሎ እስትድዮኺ ኣስተኻኽልዮ