Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ምጭዉቲ ሀገርና ❤❤❤❤ፅብቅቲ ሐገርና(ኤርትራ)❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ዳኒ ❤ ዝሃቦ ኣስተምህሮ ብጣሚ ክስማዕ ደለዎ. And thank you❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ፅቡቅ መግለፂ የቀንየልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ናይ ባሓቂ ፍሽ ሓዉና ማዕረ'ቲ ልብና ዝሰበረ ስማዕ :ልብና ኣረስሪስካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓዉና።❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊Selam Solo media
ብራወ ወዲ ኤረይ አወ ሐቢርና ከንሰርሕ አለና ምሰ መንግሰትና ደወ ኢልና ቅሰን አይክብልዖን እዬም ገዝብ እዚ ሸምና ክብርና አሕሲሮም አበይ ከይበጽሑ መድሂንአለም ይገሰጾም ❤🎉❤️🌹👍🇪🇷✊👊🙏✍️💪
ፍሽ ተባዕ 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🌹ንህዝብካ ኣክቢርካ ዝመለስካ ልብና መሊስካና
ናይ ብሐቂ ጽቡቅ መግለጺ ንሃገርን ህዝብናን ኣምላክ ይሐሉዎ ብጣዕሚ ረሳሕ ስራሕ እዮ ተሰሪሑ ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዉም
ጽቡቅ መግላጺ ክቡር ተጋዳላይ ፈሽ ነዚ ንጺር መግለጺ🎉❤ አብ እዋኑ ምሃብካ የቐንየልና🎉❤ ደቂ ኤረይ ❤🎉❤🎉
ኣጀኻ ዝሓወይ ኣለና ኣብ ገንኻ🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aliye Anbesa I am glad you explain very well that is not about a government , this is about as let's be fight together please 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወ ፍሸ ሐዉና ጠጠዉ ኤሌካ አብ ሕጊ ነዞም ዘደናገሩ ብሸምኩም ዘሸቀጡ ከይትገድፍዋም አለና አብጎንኩም ፍሸ ደወ ኤልካ ነዚ ጉዳይ ከይትገድፎም አከለ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉💪✍️🙏👊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌹❤️🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍሽ ሓወይ💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷
💐💐💐💐💐💐💐⚘️⚘️⚘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷edmen tienan yhabka fetari
ክብረት ይሃብካ ፍሽ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹
ጽቡቅ መግለጺ ባባ ፍሽ የቀኔልና
ኤርትራውት ኩቡር መንነት አዩክብረት ይሃቦ ኩቡር ፍሽ ሐውና❤💙💚💛🌹🌹🌹🐪🐪🐪✅✅✅
SELAM DEKI ERI 🇪🇷❤️👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩብር ተጋዳላይ ሓዉና ሽርሒ ምዕራባውያን ኣግልገልቶም ምኻኑ ርዱእ እዩ :: ኣጆኻ ኣቃላኣዮም 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹ኤርትራዉነት ክቡር ምንነት ክብርን ሞጎስን ንስማእታትና🙏🌹 ዓወት ንሓፋስፍ 🙏❤🌹
❤❤❤❤ኤርትራዊነት ክቡርመንነት🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ጽቡቅ መግለጺ❤❤❤ኩቡር ሐወይ ተጋዳላይ ፍሽ ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ጂግና ወዲ ሻዕቢያ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ፊሽ ግብረመልሲ ብምኃብካ እዚና ኢና ነመስግነካን ንፈትወካን ኢና እሞ ፡ ድምብርጽ ኣይበልካ ፍሽ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ኣጆካ በርትዕ 💪💪🇪🇷🌹፡ቀጽሎ፡ 💪🌺🇪🇷🌹💪ሓቀኛ 🇪🇷🌺🇪🇷🌹 ኢካ፡ እቶም ኽፍኣት ተዓጢቆም ፡ እንዳፈለጡ ዝሰርሕዋ ድማ ፡ክንጽበዮም ኢና፡🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌺🌺🌺🇪🇷🌹🌹🥰🥰🌹🌹🇪🇷🌺🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌺🇪🇷🌹🙏🥰🌹🇪🇷🌺🇪🇷🌹
Xbuk meglexi deqi Eriyyy ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍሽ ሓውና ናይባሓቂ ጽብቅ መረዳእታ ክብረት ይሃብካ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ኣጆካ ብርቱዕ ጥራይ
ፍሽ ካብቶም ዘክብሮን ዝፈትወን ተዋሳአይ ተጋዳላይ እዬ ❤❤❤
Zi werar You ,Hebreteseb kebekelu yom ,Selezi Segumeti ,Adlayi You .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🛖♥️🚴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍♥️🖐️
ፍሸ ሓውና የቀንየልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ፈሸ ናይ ባሓቂ ኤረትራዊ መንነት ትወን ተዓወት❤❤❤❤
Amen Amen xbikty hagerey Eritrea ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንቆልዓ ብንኡሱ ንቆርበት ብርሕሱ ይብሉ ኣቦዋትና። ንስለዚ ንስድራ ቤትና ፍርሃት እዝግኣብሄር ከም ዝህልዎም ክንገብር ሕልናዊ ግዴታና'ዩ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹
Amlak Eritrea aydekezen eyu Amen 🙏🙏🙏
FISH don't worry about those things thanks for explain to as 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Daniel waw I wish we want see you and hear your advice again Iq10❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ክቡርሀወይ🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks so much fish 🇪🇷🇪🇷 God bless you
Nay bheqi des zebl zhebkayo Fsh abonan hewnan odmen tonan yhebka nhegerna Eritrea amlak ybarkelna❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣጆኻ ክቡር ሓወይ ፍስሃየ ጅግና ተጋዳላይ ክብሪ ይሃብካ ስለቲ ስሉጥ መልስካ ኣይትሕረቅ ኣብ መትከልካ ኣለካ ፡ ❤❤ብልቢ ኢና ንፈትወካን ነክብረካን ።
ብጣዕሚ ዘድንቕ ግብረ መልሲ ጅግና ባባ ፍሽ ኣርካና ዝኮነ ስነጥበበኛ ስለ እቲ ተገዳስነቱ
ብጣዕሚ ዘድንቕ ግብረ መልሲ እዩ ጅግና ፍሽ ኣምላኽ እድመን ጥዕናን ይሃብካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወ ጽቡቅ ሐሳብ እዚ ወዲ ካብ ሕጂ ንንዬዉ ብግቡእ ክትሐሐዝዋ እዬም ነዚ እሞ መንግሰቲ ኤረትርያ ነዚ ሸለል ዝብል አይኮነን ብሰነሰርዓት መልሚሎም ዘዕበዬም ብዘየገድሰ እዚ ዝግድሶ መንግሰትን ህዝብን የለን ናይዚኦም እገዳ ይኩን ካልእ አብ ሃገርና ባህልና ዓቀቤቲ ባዕልና ሰለዚ ሰጋ ሰዉአት ነዚ ማንም ሰብ አይቅበሎን ንዓና አብ ዓድና እዚ መሰል አይኮነን ጸይቂ እዩ እቶም መሰል ዝብሉ አብዚ ኤሮጳ መሰሉ ይሐልዉሉ እዙኦም ብዛዕባ መሰል እታይ ይፈልጡ አብዚ ኤሮጳ መሰሎም ሰለዘይሕልዉሎም ወረቀት ይከልእዋም ዕቁባሐቲቶም ቡኩሉ መዳያት እናዓንቀጹ መሰል ከብሉና ነዚ ጸይቂ መን ክሰምዖም እዞም ሐሰዉቲ ገበቲ አከለ ንሕና መሰል ሰብ ሐሊና ክብርታትና ዓቂብና ኢና ንከይድ አከለ መን እዩ ንዓና ባህልና ዝጽይቅ ብዋጋ ደምና ዝጣላዕ ዳህይኡ ይአቱበር ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹👍✊👊🙏✍️💪❤️🌹
ብጣዕሚ ፍሽ ሓውና የቀንየልና ብቅልጡፍ ግብረ መልሲ ምሃብካ የቀልየልና thank you
Thank you fsh hawna 👍👍❤❤😘😘🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ መልሲ ፍሽ ሓውና የቀንየልና ካብሕጂ ከምዚ ኣይነት ንባህልና ዘይውክል ኣቢ ጥንቃቄ ከድልይ እዩ እሞ ተዋሳዕቲ ብምልኦም ክዋስኡ ከለው ንህዝቦም ዝውክል ዘምህር ኣብ ባህልና ዘተኮረ ዘትከውን ይምረጽ ካብ ሕጂ ብዙሕ ሓላፍነት ክህልወካ ኣለዎ የቀንየልና ፍሽ ሓውና ብዙሕ ክብረት እዩ ዘለና ኣባካ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
ኩሎም ተዋሳእቲ ብዓል መን ኣብ ድሕሪት ነይሮም ኩሉ ዝፈልጥዎ ነጊፎም ከቃልዑዎም ንሓግዞም። ተሓቢኡ ዝተርፍ ክህሉ የብሉን። ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሶሎ እወ ወዲ ኤረይ የቀንየልና አጆካ ድሐን ክጻረ እዩ ቅሰን እቶም ዝደናግሩ ግን አይትቅሰኑ እቶም እናፈለጥኩም ዝሰራሕኩም ድማ ግቡእ መቅጻዕቲ አሐኩም እዚ ባህልና ዝብክል አይኮነን ሲ ንሕና አብ ኤሮጳ ንመንነትና ዝተጻብኡ ኤረትራዊ ከይትብል ዝበሉና ጸጥ ዘበልናዬም ዝገሰጽናዬም ብምልኡ ኤረትራዊ ወልታ ሃገሩ ጠጠዉ ኢሉ ሰዒርዋም አፍሺልዋም ሕጂ ድማ ነዚ ዳግማይ ከምዘይትሰኡ ምቁጻዩ ብዓድን ብደገን ዘለና ሐቢርና ምከ መንግሰትና አይክንገድፎሙን ኢና ዓወት ንሐፋሸ ❤🎉#🇪🇷🇪🇷✊✍️🙏👍🌹🌹🌹🌹❤️👊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌹❤️
Yes fantastiskt Amen Amen halleluja 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Our country is Eritrea Eritrea the clean country for longer life Eritrea ....🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብስንኪ ንቁጽ ይልከም ሩሁስ ይብሀል ጅግና ተጋዳላይ ፍስ ድማ አጆካ ሞራልካ አይተውድቅ ምክንያቱ ንስካ ኢውን ነጻ ምካንካ ኢነሀለ ንኩሉ በሪሁሉ ኢዚ ኢውን ሀደ አወት ኢዩ በርትኢ አጆካ አንበሳ አሪትራዊ ንቁህ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam Selam kolkom hegerwien metkelawien Eritreawin kubur mennet Selam kubrun megesen wetru libi netom jgnna serawiten kubrun megesen wetru libi netom jgnna zkire zelalamwie zkire Nsematatina Aewt nhafash 🇪🇷💕🙏✌️🇪🇷💕🙏✌️🇪🇷💕🙏✌️
Our Eritrea it is very clean country for longer life we have to respect and be careful our country....
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏
ሰላም ሰሌ ከመይ ቀኒኻኣነ'ውን ገሪሙኒ ፊሽ ምስራኣኹዎ ኖእ እዚ ገለ ነገር ኣሎ ኢለ ፊሽ ከምኡ ስለ ዘይፈልጦ ሎሚ ቡዙሕ ነገር ስለዝግበር እሳያ ዓቕሞም ዓወትን ኣጆኻ ፊሽ ኣሳልጦን ይምነየልካ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you selo ketslo
❤🇪🇷❤🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤🇪🇷❤🇪🇷
ብሀቂ ነመስግነካ ሰልየ ሀውና በዚ ትህበና ዘለካ ኩነታት ሀገርና
Thank you Fish for coming out and made clear about your self and the situation.I hope others will follow you.🇪🇷🙏🇪🇷
Thank you Fish🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
thank you our brother Fish to saying that.
Ajoka ayana kubur Fash hewna 🇪🇷❤️👈🏼 kbret yehebka nkbreka ina 🇪🇷❤️🇪🇷Eritreawnet kbur mennet 🇪🇷❤️
Well said Alazar
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
እዚ ኢዩ እቲ ሐቅነት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ajoka fesh❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቕ መልሲ ሓውና ፍሽ Thank you ናይቶም ዝተረፉ ክንጽበ ኢና
Thankyou ❤️
Eritreawnet kbur mennet 🇪🇷❤️Zemex ymxae wagom krekbu alewom,, azom agame iym
Yes it ture he is really right 🇪🇷
Thanks Fish ❤🎉❤❤❤🎉❤🎉❤Eritreawinet Kubur Menent ❤
አጆኻ ኣብ ጎኒካ አለና
❤🎉❤🎉xebqtyi hegrna amlak Eritrea yebark edmen tennan nemnylka kubru hawena kemzy gerka geyzyika sewka mharna amlak ybryka ❤🎉❤🎉
Thank you so much Fish hawna very proud of you 🇪🇷♥️🌹
ጽቡቕ መግለጺ ክቡር ተጋዳላይ ፊሽ ነዚ ንጹር መግለጺ ኣብ እዋኑ ምሃብካ። የቐንየልና።
መርሐባ ፍሽ ሐውና አነ በዛነብሰይ ብጣዕሚ ኢየ ዝክብረካን ዝፈትወካን ሐወይ ኢንቃዕ ዳሃይካ ሰማዕና ዳሐን ጥራይ ከም ቅደምካ ጥራይ ቀጽል ነዚ ረሳሕ ስራሕ ዝሰርሑ ግን መግቲእ ክግበሮ ብሕጊ ጠጠው አብልዎ
ዘገርም ተጋዳላይ ነዚ ዝኣክል ስለ ምንታይሲ ዘይምርመር ምርግጋጽ እኩል ዘይግበረሉ መሳርሒ ነውራምን ፍሹል ንህዝቢን ስነ ጥበብን ዘጋራጩ ብሽውና እዩ። 🇪🇷
ምጭዉቲ ሃገርና ኤርትራ🙏🙏🙏
ጽብቅቲ ሀገርና
Xibqti Eritrea
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
Selam diqe eri behabera AGEBE kedegem yebelun zeyebahelena👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ብጣዕሚ አብ ሙሉእ ህዝብኻ ዝሃብካዮ መልስ ክብረት ይሃብካ ብመጠኑ ነዚ ህዝቢ መህድኢ እዩ የቀንየልና
Xubuk megelexe solo mearhawey edemen tienan yehabka❤❤❤
🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉♥️♥️♥️
Godbless you Fisch Hawna ajoka Gigna wedi Erey ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼
ፍሰሃየ ወርቅነህ ሓደ ኻብቶም ዝፈትዎን ዘኽሰሮን Legend ኣርቲስት ናይ ሃገርና 🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰 ኢዩ። 100% ኢየ ዘኣምኖ ነዚ ዝብሎ ዘሎ ግን እንታይ ኢዩ ዓቢ ኣርቲስቲ ስለዝኾነ ብሽሞም ኽሽቀጥ ኢዩ ተሓሲቡ። ኣጆኻ ባባ ፍሽ ኣብጎንኻ ኣለና።
Yes true
Dani , xubuk maeda egzabihier yibarka 🙏🙏🙏🙏
❤ የቅንየልና
❤❤❤🎉🎉🎉🎉👍👍🌺🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ወይ ጉድ !ፍሽ የዕጊብካና ኣምላኽ ይባርኽካ ❤ኣምላኽ ን ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ ❤
Hzbi baelu shumti ywesdelom
Xbuk meglexi kbur abona tegadalay fsh edmen tenan yhabka ❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks Fish tehagusna ❤❤❤
ኣጆኻ ፍሽ ሓውን ኢግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ጅግና 🙏🙏🙏❤💚🇪🇷💚🇪🇷💚👍👍👍
Yes you right
ዝኸበርካ ሶሎ ኣቐዲመ ስለ ኩሉ ስራሕካን ጻዕርኻን ከመስግነካ ይፈቱ። ብምቕጻል እዛ ጉዳይ ኣዝያ ከባድ'ያ። ከምቲ መትከል ዝበሎ ሓንቲ ካብተን ቦንብታት'ያ። መርዚ ነዚሖሙልና: ሕጂ ስጉምቲ ከምዝውሰደሎም ዘጠራጥር ጉዳይ ኣይኮነን። እንተኾነ ግን እዞም ሰባት እዚኣቶም ክሳብ ሞት ድልዋት ምዃኖም ክርድኣና ኣለዎ። እቲ ስነ ሓሳብ ናይ ደራስን ዳረክተርን ኤዲቶርን ግን ብድሕሪኡ ስዒቡ ዝመጽእ ምዕራባውያን በትረን ከወጣውጣን መንግስትና ከጸልማን'ዩ። ኣብ ዝሓለፈ ብጉልባብ ዲሞክራሲ፣ሃይማኖት፣መሰል ደቂ ሰባት ወዘተ እንታይ ዘይበልዎን ዘይገበርዎን ኣሎ። ዝሓለፈ ብበለካ በለካ ከም ወረ ኮይኑ'ዩ ተሪፉ። እዛ መርዛም ቪሮስ ግን ዓለም ለኻዊ ጭብጢ መበቆላን ፍርያታን ኤርትራዊት ጌሮማ። እዚ ግን ናይ ሳናቲም ረብሓን ናይ ድሌቶም ዕግበት ኣይኮነን። ንሃገርናን ህዝብናን ኣዚዮም ሃሴሙና'ዮም። እንተሓሰብናዮኸ ሳናቲም ኣበይ ኮኖም'ዮም ክበልዕወን? እዚ ንጉዳይ ኣቕሊልካ ምርኣይዶ ኣይኮነ። በዚ ገደል ጽደፍሞ ሚልዮናት ክንህበካ የስምዕ። ብጽቡዕ ታሪኽ ክገድፉ ስለዘይክኣሉ ብእከይ ዘይሕከኽ ታሪኽ ገዲፎም።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️💐💐💐
🌷🌷🌷🌷 kubur artist aziana ena nekbreka
Merhab sela haweyi biwushti kirekbeka delye
Amaxa xelai aifletn eu nikhu slezy ninkah 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ምጭዉቲ ሀገርና ❤❤❤❤ፅብቅቲ ሐገርና(ኤርትራ)❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ዳኒ ❤ ዝሃቦ ኣስተምህሮ ብጣሚ ክስማዕ ደለዎ.
And thank you❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ፅቡቅ መግለፂ የቀንየልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ናይ ባሓቂ ፍሽ ሓዉና ማዕረ'ቲ ልብና ዝሰበረ ስማዕ :ልብና ኣረስሪስካዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና ሓዉና።❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😊Selam Solo media
ብራወ ወዲ ኤረይ አወ ሐቢርና ከንሰርሕ አለና ምሰ መንግሰትና ደወ ኢልና ቅሰን አይክብልዖን እዬም ገዝብ እዚ ሸምና ክብርና አሕሲሮም አበይ ከይበጽሑ መድሂንአለም ይገሰጾም ❤🎉❤️🌹👍🇪🇷✊👊🙏✍️💪
ፍሽ ተባዕ 🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🌹🌹ንህዝብካ ኣክቢርካ ዝመለስካ ልብና መሊስካና
ናይ ብሐቂ ጽቡቅ መግለጺ ንሃገርን ህዝብናን ኣምላክ ይሐሉዎ ብጣዕሚ ረሳሕ ስራሕ እዮ ተሰሪሑ ብሕጊ ክሕተቱ ኣለዉም
ጽቡቅ መግላጺ ክቡር ተጋዳላይ ፈሽ ነዚ ንጺር መግለጺ🎉❤ አብ እዋኑ ምሃብካ የቐንየልና🎉❤ ደቂ ኤረይ ❤🎉❤🎉
ኣጀኻ ዝሓወይ ኣለና ኣብ ገንኻ🌹🌹🌹🌹❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Aliye Anbesa I am glad you explain very well that is not about a government , this is about as let's be fight together please 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወ ፍሸ ሐዉና ጠጠዉ ኤሌካ አብ ሕጊ ነዞም ዘደናገሩ ብሸምኩም ዘሸቀጡ ከይትገድፍዋም አለና አብጎንኩም ፍሸ ደወ ኤልካ ነዚ ጉዳይ ከይትገድፎም አከለ ዓወት ንሐፋሸ❤🎉💪✍️🙏👊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌹❤️🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍሽ ሓወይ💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷
💐💐💐💐💐💐💐⚘️⚘️⚘️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷edmen tienan yhabka fetari
ክብረት ይሃብካ ፍሽ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹
ጽቡቅ መግለጺ ባባ ፍሽ የቀኔልና
ኤርትራውት ኩቡር መንነት አዩ
ክብረት ይሃቦ ኩቡር ፍሽ ሐውና❤💙💚💛🌹🌹🌹🐪🐪🐪✅✅✅
SELAM DEKI ERI 🇪🇷❤️👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩብር ተጋዳላይ ሓዉና ሽርሒ ምዕራባውያን ኣግልገልቶም ምኻኑ ርዱእ እዩ ::
ኣጆኻ ኣቃላኣዮም 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤🌹❤🌹❤🌹❤🌹
ኤርትራዉነት ክቡር ምንነት
ክብርን ሞጎስን ንስማእታትና🙏🌹 ዓወት ንሓፋስፍ 🙏❤🌹
❤❤❤❤ኤርትራዊነት ክቡርመንነት🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤ጽቡቅ መግለጺ❤❤❤ኩቡር ሐወይ ተጋዳላይ ፍሽ ❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ
ጂግና ወዲ ሻዕቢያ
ብጣዕሚ ጽቡቅ ፊሽ ግብረመልሲ ብምኃብካ እዚና ኢና ነመስግነካን ንፈትወካን ኢና እሞ ፡ ድምብርጽ ኣይበልካ ፍሽ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፡ኣጆካ በርትዕ 💪💪🇪🇷🌹፡ቀጽሎ፡ 💪🌺🇪🇷🌹💪ሓቀኛ 🇪🇷🌺🇪🇷🌹 ኢካ፡ እቶም ኽፍኣት ተዓጢቆም ፡ እንዳፈለጡ ዝሰርሕዋ ድማ ፡ክንጽበዮም ኢና፡🇪🇷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌺🌺🌺🇪🇷🌹🌹🥰🥰🌹🌹🇪🇷🌺🇪🇷🌹🌹🇪🇷🌺🇪🇷🌹🙏🥰🌹🇪🇷🌺🇪🇷🌹
Xbuk meglexi deqi Eriyyy ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍሽ ሓውና ናይባሓቂ ጽብቅ መረዳእታ ክብረት ይሃብካ
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉ኣጆካ ብርቱዕ ጥራይ
ፍሽ ካብቶም ዘክብሮን ዝፈትወን ተዋሳአይ ተጋዳላይ እዬ ❤❤❤
Zi werar You ,Hebreteseb kebekelu yom ,Selezi Segumeti ,Adlayi You .🇪🇷🇪🇷🇪🇷🛖♥️🚴🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪♥️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌍♥️🖐️
ፍሸ ሓውና የቀንየልና❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ፈሸ ናይ ባሓቂ ኤረትራዊ መንነት ትወን ተዓወት❤❤❤❤
Amen Amen xbikty hagerey Eritrea ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንቆልዓ ብንኡሱ ንቆርበት ብርሕሱ ይብሉ ኣቦዋትና። ንስለዚ ንስድራ ቤትና ፍርሃት እዝግኣብሄር ከም ዝህልዎም ክንገብር ሕልናዊ ግዴታና'ዩ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺🙏🙏🙏❤❤❤🌹🌹🌹
Amlak Eritrea aydekezen eyu Amen 🙏🙏🙏
FISH don't worry about those things thanks for explain to as 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Daniel waw I wish we want see you and hear your advice again Iq10❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የቀንየልና ክቡርሀወይ🎉🎉🎉🎉🎉
Thanks so much fish 🇪🇷🇪🇷 God bless you
Nay bheqi des zebl zhebkayo Fsh abonan hewnan odmen tonan yhebka nhegerna Eritrea amlak ybarkelna❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣጆኻ ክቡር ሓወይ ፍስሃየ ጅግና ተጋዳላይ ክብሪ ይሃብካ ስለቲ ስሉጥ መልስካ ኣይትሕረቅ ኣብ መትከልካ ኣለካ ፡ ❤❤ብልቢ ኢና ንፈትወካን ነክብረካን ።
ብጣዕሚ ዘድንቕ ግብረ መልሲ ጅግና ባባ ፍሽ ኣርካና ዝኮነ ስነጥበበኛ ስለ እቲ
ተገዳስነቱ
ብጣዕሚ ዘድንቕ ግብረ መልሲ እዩ ጅግና ፍሽ ኣምላኽ እድመን ጥዕናን ይሃብካ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እወ ጽቡቅ ሐሳብ እዚ ወዲ ካብ ሕጂ ንንዬዉ ብግቡእ ክትሐሐዝዋ እዬም ነዚ እሞ መንግሰቲ ኤረትርያ ነዚ ሸለል ዝብል አይኮነን ብሰነሰርዓት መልሚሎም ዘዕበዬም ብዘየገድሰ እዚ ዝግድሶ መንግሰትን ህዝብን የለን ናይዚኦም እገዳ ይኩን ካልእ አብ ሃገርና ባህልና ዓቀቤቲ ባዕልና ሰለዚ ሰጋ ሰዉአት ነዚ ማንም ሰብ አይቅበሎን ንዓና አብ ዓድና እዚ መሰል አይኮነን ጸይቂ እዩ እቶም መሰል ዝብሉ አብዚ ኤሮጳ መሰሉ ይሐልዉሉ እዙኦም ብዛዕባ መሰል እታይ ይፈልጡ አብዚ ኤሮጳ መሰሎም ሰለዘይሕልዉሎም ወረቀት ይከልእዋም ዕቁባሐቲቶም ቡኩሉ መዳያት እናዓንቀጹ መሰል ከብሉና ነዚ ጸይቂ መን ክሰምዖም እዞም ሐሰዉቲ ገበቲ አከለ ንሕና መሰል ሰብ ሐሊና ክብርታትና ዓቂብና ኢና ንከይድ አከለ መን እዩ ንዓና ባህልና ዝጽይቅ ብዋጋ ደምና ዝጣላዕ ዳህይኡ ይአቱበር ዓወት ንሐፋሸ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹👍✊👊🙏✍️💪❤️🌹
ብጣዕሚ ፍሽ ሓውና የቀንየልና ብቅልጡፍ ግብረ መልሲ ምሃብካ የቀልየልና thank you
Thank you fsh hawna 👍👍❤❤😘😘🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ መልሲ ፍሽ ሓውና የቀንየልና ካብሕጂ ከምዚ ኣይነት ንባህልና ዘይውክል ኣቢ ጥንቃቄ ከድልይ እዩ እሞ ተዋሳዕቲ ብምልኦም ክዋስኡ ከለው ንህዝቦም ዝውክል ዘምህር ኣብ ባህልና ዘተኮረ ዘትከውን ይምረጽ ካብ ሕጂ ብዙሕ ሓላፍነት ክህልወካ ኣለዎ የቀንየልና ፍሽ ሓውና ብዙሕ ክብረት እዩ ዘለና ኣባካ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
ኩሎም ተዋሳእቲ ብዓል መን ኣብ ድሕሪት ነይሮም ኩሉ ዝፈልጥዎ ነጊፎም ከቃልዑዎም ንሓግዞም። ተሓቢኡ ዝተርፍ ክህሉ የብሉን። ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ሶሎ እወ ወዲ ኤረይ የቀንየልና አጆካ ድሐን ክጻረ እዩ ቅሰን እቶም ዝደናግሩ ግን አይትቅሰኑ እቶም እናፈለጥኩም ዝሰራሕኩም ድማ ግቡእ መቅጻዕቲ አሐኩም እዚ ባህልና ዝብክል አይኮነን ሲ ንሕና አብ ኤሮጳ ንመንነትና ዝተጻብኡ ኤረትራዊ ከይትብል ዝበሉና ጸጥ ዘበልናዬም ዝገሰጽናዬም ብምልኡ ኤረትራዊ ወልታ ሃገሩ ጠጠዉ ኢሉ ሰዒርዋም አፍሺልዋም ሕጂ ድማ ነዚ ዳግማይ ከምዘይትሰኡ ምቁጻዩ ብዓድን ብደገን ዘለና ሐቢርና ምከ መንግሰትና አይክንገድፎሙን ኢና ዓወት ንሐፋሸ ❤🎉#🇪🇷🇪🇷✊✍️🙏👍🌹🌹🌹🌹❤️👊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🌹❤️
Yes fantastiskt Amen Amen halleluja 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Our country is Eritrea Eritrea the clean country for longer life Eritrea ....🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብስንኪ ንቁጽ ይልከም ሩሁስ ይብሀል ጅግና ተጋዳላይ ፍስ ድማ አጆካ ሞራልካ አይተውድቅ ምክንያቱ ንስካ ኢውን ነጻ ምካንካ ኢነሀለ ንኩሉ በሪሁሉ ኢዚ ኢውን ሀደ አወት ኢዩ በርትኢ አጆካ አንበሳ አሪትራዊ ንቁህ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam Selam kolkom hegerwien metkelawien Eritreawin kubur mennet Selam kubrun megesen wetru libi netom jgnna serawiten kubrun megesen wetru libi netom jgnna zkire zelalamwie zkire Nsematatina Aewt nhafash 🇪🇷💕🙏✌️🇪🇷💕🙏✌️🇪🇷💕🙏✌️
Our Eritrea it is very clean country for longer life we have to respect and be careful our country....
❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🙏
ሰላም ሰሌ ከመይ ቀኒኻ
ኣነ'ውን ገሪሙኒ ፊሽ ምስራኣኹዎ ኖእ እዚ ገለ ነገር ኣሎ ኢለ ፊሽ ከምኡ ስለ ዘይፈልጦ ሎሚ ቡዙሕ ነገር ስለዝግበር እሳያ ዓቕሞም ዓወትን ኣጆኻ ፊሽ ኣሳልጦን ይምነየልካ🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you selo ketslo
❤🇪🇷❤🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤🇪🇷❤🇪🇷
ብሀቂ ነመስግነካ ሰልየ ሀውና በዚ ትህበና ዘለካ ኩነታት ሀገርና
Thank you Fish for coming out and made clear about your self and the situation.I hope others will follow you.🇪🇷🙏🇪🇷
Thank you Fish🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
thank you our brother Fish to saying that.
Ajoka ayana kubur Fash hewna 🇪🇷❤️👈🏼 kbret yehebka nkbreka ina 🇪🇷❤️🇪🇷
Eritreawnet kbur mennet 🇪🇷❤️
Well said Alazar
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
እዚ ኢዩ እቲ ሐቅነት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ajoka fesh❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጽቡቕ መልሲ ሓውና ፍሽ Thank you ናይቶም ዝተረፉ ክንጽበ ኢና
Thankyou ❤️
Eritreawnet kbur mennet 🇪🇷❤️
Zemex ymxae wagom krekbu alewom,, azom agame iym
Yes it ture he is really right 🇪🇷
Thanks Fish ❤🎉❤❤❤🎉❤🎉❤Eritreawinet Kubur Menent ❤
አጆኻ ኣብ ጎኒካ አለና
❤🎉❤🎉xebqtyi hegrna amlak Eritrea yebark edmen tennan nemnylka kubru hawena kemzy gerka geyzyika sewka mharna amlak ybryka ❤🎉❤🎉
Thank you so much Fish hawna very proud of you 🇪🇷♥️🌹
ጽቡቕ መግለጺ ክቡር ተጋዳላይ ፊሽ ነዚ ንጹር መግለጺ ኣብ እዋኑ ምሃብካ። የቐንየልና።
መርሐባ ፍሽ ሐውና አነ በዛነብሰይ ብጣዕሚ ኢየ ዝክብረካን ዝፈትወካን ሐወይ ኢንቃዕ ዳሃይካ ሰማዕና ዳሐን ጥራይ ከም ቅደምካ ጥራይ ቀጽል ነዚ ረሳሕ ስራሕ ዝሰርሑ ግን መግቲእ ክግበሮ ብሕጊ ጠጠው አብልዎ
ዘገርም ተጋዳላይ ነዚ ዝኣክል ስለ ምንታይሲ ዘይምርመር ምርግጋጽ እኩል ዘይግበረሉ መሳርሒ ነውራምን ፍሹል ንህዝቢን ስነ ጥበብን ዘጋራጩ ብሽውና እዩ። 🇪🇷
ምጭዉቲ ሃገርና ኤርትራ🙏🙏🙏
ጽብቅቲ ሀገርና
Xibqti Eritrea
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
Selam diqe eri behabera AGEBE kedegem yebelun zeyebahelena👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ብጣዕሚ አብ ሙሉእ ህዝብኻ ዝሃብካዮ መልስ ክብረት ይሃብካ ብመጠኑ ነዚ ህዝቢ መህድኢ እዩ የቀንየልና
Xubuk megelexe solo mearhawey edemen tienan yehabka❤❤❤
🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉♥️♥️♥️
Godbless you Fisch Hawna ajoka Gigna wedi Erey ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼
ፍሰሃየ ወርቅነህ ሓደ ኻብቶም ዝፈትዎን ዘኽሰሮን Legend ኣርቲስት ናይ ሃገርና 🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰 ኢዩ። 100% ኢየ ዘኣምኖ ነዚ ዝብሎ ዘሎ ግን እንታይ ኢዩ ዓቢ ኣርቲስቲ ስለዝኾነ ብሽሞም ኽሽቀጥ ኢዩ ተሓሲቡ። ኣጆኻ ባባ ፍሽ ኣብጎንኻ ኣለና።
Yes true
Dani , xubuk maeda egzabihier yibarka 🙏🙏🙏🙏
❤ የቅንየልና
❤❤❤🎉🎉🎉🎉👍👍🌺🌺🌺🌺🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ወይ ጉድ !
ፍሽ የዕጊብካና ኣምላኽ ይባርኽካ ❤
ኣምላኽ ን ህዝብናን መርየትናን ይባርኽ ❤
Hzbi baelu shumti ywesdelom
Xbuk meglexi kbur abona tegadalay fsh edmen tenan yhabka ❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks Fish tehagusna ❤❤❤
ኣጆኻ ፍሽ ሓውን ኢግዛቢሀር ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ ጅግና 🙏🙏🙏❤💚🇪🇷💚🇪🇷💚👍👍👍
Yes you right
ዝኸበርካ ሶሎ ኣቐዲመ ስለ ኩሉ ስራሕካን ጻዕርኻን ከመስግነካ ይፈቱ።
ብምቕጻል እዛ ጉዳይ ኣዝያ ከባድ'ያ። ከምቲ መትከል ዝበሎ ሓንቲ ካብተን ቦንብታት'ያ።
መርዚ ነዚሖሙልና: ሕጂ ስጉምቲ ከምዝውሰደሎም ዘጠራጥር ጉዳይ ኣይኮነን።
እንተኾነ ግን እዞም ሰባት እዚኣቶም ክሳብ ሞት ድልዋት ምዃኖም ክርድኣና ኣለዎ። እቲ ስነ ሓሳብ ናይ ደራስን ዳረክተርን ኤዲቶርን ግን ብድሕሪኡ ስዒቡ ዝመጽእ ምዕራባውያን በትረን ከወጣውጣን መንግስትና ከጸልማን'ዩ።
ኣብ ዝሓለፈ ብጉልባብ ዲሞክራሲ፣ሃይማኖት፣
መሰል ደቂ ሰባት ወዘተ እንታይ ዘይበልዎን ዘይገበርዎን ኣሎ። ዝሓለፈ ብበለካ በለካ ከም ወረ ኮይኑ'ዩ ተሪፉ።
እዛ መርዛም ቪሮስ ግን ዓለም ለኻዊ ጭብጢ
መበቆላን ፍርያታን ኤርትራዊት ጌሮማ።
እዚ ግን ናይ ሳናቲም ረብሓን ናይ ድሌቶም ዕግበት ኣይኮነን። ንሃገርናን ህዝብናን ኣዚዮም ሃሴሙና'ዮም።
እንተሓሰብናዮኸ ሳናቲም ኣበይ ኮኖም'ዮም ክበልዕወን? እዚ ንጉዳይ ኣቕሊልካ ምርኣይዶ ኣይኮነ። በዚ ገደል ጽደፍሞ ሚልዮናት ክንህበካ የስምዕ። ብጽቡዕ ታሪኽ ክገድፉ ስለዘይክኣሉ ብእከይ ዘይሕከኽ ታሪኽ ገዲፎም።