ሰበር 🚨 ደብረፅዮን ሓያል ሰጉምቲ ፀዊዑ/ጌታቸው ወጥሪ ክሃድእ ተላብዩ/ኣብይ ካብ ኣሜሪካ ፃውዒት- 20 December 2024
HTML-код
- Опубликовано: 20 дек 2024
- #tigrayhorizon #tigraynews #tigray #ethiopia #ethiopianews #eritreanews #tdf #sudan #israel #hizbollah #libanon #usa #iran #tplf #abiyahmed #sudan #southsudan #eritrea #ola #trump #brics #russia #usa #somalia #kenya #uganda #egypt #tigrayhorizon #tigraynews #tplf #ethiopia #eritrea #iran #israel #egypt #somalia #bricks #ህወሓት #ህውሃት #tdf #ትግራይ #ኢትዮጵያ #ethiopia
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar #ፃድቃን #money #መሬትመንቀጥቀጥ #አዲስአበባ #ኣስመራ #israel #iran #zena_tigrigna #tigraynews #AsenaTv @ZENATIGRIGNA @bbctigrigna3161 @Ethiopian_News #eritreanews #ዘመነካሴ #ኣስረስማረዳምጠው #ፋኖ #አማራ #ህወሓት #ethiopia
ትግራይ ሆራይዘን ናይ ዜናን ትንታነን ቻናል ኮይና ብቋንቋ ትግርኛ መደባታ እተሕልፍ ብፕሮፌሽነናል ጋዜጠኛ ፀብፃባታ ተቕርብ ሚድያ እያ።
ናይ ትግራይ ፣ኤርትራ ፣ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ቀርኒ ኣፍሪካን ዓለምን ዳህሳስ ትገብር።
ሚድያና ኮይና ናፃ ኣተሓሳስባ ተሰጉም።
ንትግራይ ሆራይዘን ክትሕግዙ እትደልዩን ምትብባዕ ክትገብሩልና እትደልዩን ድማ Join ዝብል ብምጥዋቕ ኣባላት ክትኾኑ ንዕድመኩም።
ምሳና ኮይንኩም ዜናታትና ስለእትከታተሉ ኣዚና ነመስግን!
ሰናይ ምክትታል!
Tigray Horizon
ትግራይ ሆራይዘን ናይ ዜናን ትንታነን ቻናል ኮይና ብቋንቋ ትግርኛ መደባታ እተሕልፍ ብፕሮፌሽነናል ጋዜጠኛ ፀብፃባታ ተቕርብ ሚድያ እያ።
ናይ ትግራይ ፣ኤርትራ ፣ኢትዮጵያ ብሓፈሻ ቀርኒ ኣፍሪካን ዓለምን ዳህሳስ ትገብር።
ሚድያና ኮይና ናፃ ኣተሓሳስባ ተሰጉም።
ንትግራይ ሆራይዘን ክትሕግዙ እትደልዩን ምትብባዕ ክትገብሩልና እትደልዩን ድማ Join ዝብል ብምጥዋቕ ኣባላት ክትኾኑ ንዕድመኩም።
ምሳና ኮይንኩም ዜናታትና ስለእትከታተሉ ኣዚና ነመስግን!
ሰናይ ምክትታል!
ሓሳዊ ጉጅለ ደብረፄን ስልጣን ዝፅምኣቱ
ንመቃልስቱ ኸሒዱ ካሓድቲ ዝብል ግቱር ጉጅለ ንቀተልቱ ሓቢርና ንስራሕ ዝብል ፃዊዒት እንተቅርብ ፍኽሰቱ የርእርካ:: ንፃዊዒቱ ኣይሰምዕኔ ድማ ንብሎም::
ደጋፊ ክሓድቲ ነይርኩም ፈርስኩም
የቅኔልና ካብኔ ግምት ደሰ ዝብል መግለፂ ቀፅልሉ።
ሓሳዊ ግዜያዊ በሎ
ወፍሪ ዕብዳን
Debrezion is the cause of chaos. He is only for his power but not for the displaced who are in trouble all over Shelters is not bothered. The Tigreans should support the temporary President of Tigray, Getachew Reda so that the Pretoria agreement will be in action. It is not good opening the door to enemies, blaming each other which makes the enemies happy. Please work hard to restore peace in Tigray.
Thank you. Good bless! God is withe people of Tigray,
ታክሂክ ኢዩ ዝመስል ዲፕሎማስያዊ ምትዕፅፃፍ ተባሂሉለይ ኢዩ
ቤ/ምኽርታት ብኮንስል ንምትካእ ከምዘይ ተፈተነ ሕጂ ቤ/ምኽርታት ይፍረሳ ዝበለ የለን ይብሉ 11:09
መኸተ ኣይግምግምን ዝበለ እዩ ጉሒላ:: ድሌት ህዝብና ቅድመ መኸተ ድሕሪ መኸተ ዘሎ ክግምገም ሰባት ልክዖም ወሲዶም ካብ ስልጣኖም ክወርዱ:: ከምቲ ናይ ሎሚ ዓሰርተታት ዓመታት እንዳበልክምዎ ዝመፃኹምን ኢህወዳግ ዘፍረስኩምዎን በስቢስና እንዳበልኩም ስልጣን ምብሓት እንተይኮነስ ክትወገዱ እዩ ድሌት ኩሉ ትግራዋይ::
ግዝያዊ ምምሕዳር ፡ናብ መረበቱ ክምለስ ህዝቢ፡ስምምዕ ፕሮቶርያ፡ጸጥታ ትግራይ፡ኣብ ነውስወከፍ መዓልቲ መግለጺ መግለጺ እንታይ ለውጢ ኣርእዩ? ብስም ዲዲኣር ሰራዊት ዕጥቂ ከውርድ እናተገበረ ፡መግለጺ ዘኮነ መላገጽቲ ሜድያታትን፡ምስቲ ላግጺ ዝምውለኩምን ፡ብህዝቢ ኣየተላግጹ፡ጽባሕ ከይትግየጹ
ትግራይ ሆራይዘን ሰላምዶ ተኽታታሊኻ እየ ግን ኣድልዎ ተስምዕ ኣለኻ ክተስተኻኽል ፈትን ኩሉ ግዜ ን ግምት ትውግን ኣለኻ ትሓቂ ግን ምስ ህወሓት እዩ ዘሎ
የቀንየልና ክቡር ተኸታታሊና🙏
ግን እቲ ዘሎ ሓቂን እቲ ንሶም ዝብልዎን መሰረት ገይርና፣ ትግራይ ንኹሉ ትግራዋይ ዘተኣናግድ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ንምህናፅ እጃምና ነበርክት ኢልና ንቃለስ ዘለና።
ንመአረምታኻ ግን ደጊምና ነመስግን!
ጉጅለ ኣቦይ ኔትወርክ፡ ጉጅለ ጥፍኣት እዩ፡ ነዚ ኸዓ እዩ ኩሉ ሙሁር ትግራዋይ ምስ ግምት ደዉ ክብል ዝግደድ።
ን ትግራይ ሆራይዘን ፡ ብዛዕባ ታሪካዊ መስዋእቲ ራእሲ ኣሉላ ቪድዮ ስርሐልና።
ኢንታይ አዩ መፍትሂ ኩሉ ናተይ አዩ ሃቅ ይብል ኣሎ
Liebenete Ghetacew meshewi kab arate kilo zetewehabo nai sherehi lebewa eyou hezebi Tegrai keiteishu hadera Ghetachewen medKeretun zieshewewo deheri hezi yielene.
ትዕቢት ንውድቀት ከምዝቐድማ ..እንሪአሉ እዋን ቀረባ እዩ።
ለባምን ኣማትን ውሳን ግምት ይበል ዘብል ዊዉት እዩ። መንግስቲ ማለት ኣቦን እኖን ማለት እዩሞ ቀፅልሉ።
ሠላም ምስ ጎረባብቱ እልካ ሠላም ምስ ግምትን ተቃወምቲ ፖለቲካ ትግራይን ዘይበሃል ታይኮይኑ-ካብ ህልክ ንውፃእ።
መለሓስ ጌታቸውን ጀ ፃድቃንን ወረ እምበር ተመዛበልቲ ትግራይ ናብ መረበቶም ክመልሱ አይረአናን። የግዳስ ተመዛበልቲ ዝበልዕዎ ስኢኖም ንፍራስ ክሽልም ኢና እንፈልጦን እንሪኦን።
ልምንታይ ኢናባ ንውግን ?እቶም ተመዛበልቲ መሸቀጢ አይንግበሮም ኹሎም ይምልከቶም እናሃለወ ልሓደ ወገን ምሽካም ፍትሓዊ አይኮነን።
@@BirhanuHadgu-h1xmen diyu sltan hizu zelo TDF nmfras zgayey zelo weys akal eti gimt eka
ግምት ከዳዕ
ናይ ወረዳን ጣብያን ባይቶታት ጊዚአን ሓሊፍወን እዩ ይፍረሳ ተባሂለን እባ ነይረን። ንምንታይ እዩ ሀዚ ምኽሓድ ኣድልዩ?
Kemzeykonolom ms reayo endegena eti werki mukuat tetew kenblo ena msbele tplf G/tsadiqan ms dequ zewero zelo key sien hasabom qeyrom gudamat
To
ጋዜጠኛታት ግን ክንድዚ ከደዓት ዲኹም ሚዛኑ ዝሓለወ ዘገባ ዘይተቅርቡ።
ጀ/ል ጻድቃንን ትግራይ ፍትሒን ዝገለጽዎ እኮ ቤት ምኽሪታት ትግራይ ግዜኤን ዝሓለፈን ስለዝኾና ክፈርሳ አለወን እንትብሉ መሓውር ግምት አይኮኑንድዮም? አካይዳ ግምት ጸገም ዘለዎ ይመስል
ተግባር ዘለዎ ስራሕ ንዝሰርሕ መንግስቲ ህዝቢ ኣብ ጎኑ ዘይኾነሉ ምኽንያት ኣይህሉን
ተግባር አበይ አሎ?ዘረባ ጥራህ
ክልተ ዓመት ኮፍ ኢሉ ዘምጸኦ ውጺኢት የለን። ጨፍጫፊ ህዝቡ መንግሥቲ ክትብሎ አይከአልን።
Kthswu ko
ኣታ ብበዝሒ ብመግለፂ ኮ ገናፂሎም ዙህዝቢ ኣሃውቲትኩምዎ በሉልና።
ኣቢይ ኣሕመድ ፡ ብስለያ የገልግላ ብዝነበረት ኣሜሪካ ተሓጊዙ ናብ ስልጣን መጺኡ ፣ ጌና እውን ብኣሜሪካ ተኣማሚኑ ኢዩ ፍራዕራዕ ዝብል ዘሎ ። ህወሓት ዳግም ናብ ኣራት ኪሎ ዘይምምላሱ ድማ ዋጋ የኽፍል ኣሎ ። 😢
ብደብረፅዮን ዝምራሕ ጉጅለ ካድረ ዘይኮነስ ህወሓት ዝፈጠረን በዓል ዋና ህወሓትን እዩ።ጉጅለ ክሕደት ጉጅለ ጌታቸው ረዳ ፍርቂ ህዝብን መሬትን ትግራይ ኣረኪቡ ህዝቢ ከይነቕሓሉ ወግሐ ፀብሐ ኣጀንዳ እናፈጠረ ንልዕሊ ክልተ ዓመት ህዝቢ የደናግር ኣሎ።ኣብ ግምት ተስፋ ምግባር ማለት ካብ ፅንፅያ መዓር ምፅባይ ማለት እዩ።እዛ ሚድያ እዚኣ ድማ ናይ ግምት ኣፈቀላጠ ኮይና ኣላ
ናይ ኽልቲኦም ዓምጫቓት ባርቲ መላገፂ ገይሮም ክላገፁ ውዒሎም
ሕቶ ኣለኒ ንዓኻ መን"ዩ እት ከዳዕ ጉጅለ / መን ኢዩ ኸ እት ሕጋዊ መንጎስት ትግራይ ብፓርላማ ህ.ወ.ሓ.ት መን"ዩ ብህዝቢ ዝተመረጸ ኣባላት ብዕልግና ዲዮም?👈
ጌታቸው ወጥሪ ከሃድእ አይክእልን ውክልና ልቀቅ። ላአኻ ምስጉጅለኻ ክጥእመካን
ናአቢይ ዝአዘዘካ ሃዱሽ ሽርሂ ንከትፍጽም ስለዝደለኻ ድዮ ገና ትግራይ ሃዊ ኮይና ትበልአካ እያ።
😂😂😂😂😂😂
አብትግራይ መንግስት የለን ሐዝውን ከዳዐት ኢኩም
እናንተ የ Tigray Horizon ጋዜጠኞች እውነት ካላችሁና የነጌታቸው ቡድን ወገንተኞች ካልሆናችሁ ጉባኤ ያካሄደው የእነ ዶ/ር ደ/ፅዮን የሰሞኑ የካድሬዎች ስብሰባ ያስተላለፋቸው ባለ 12 የአቋም መግለጫ ዝርዝር አንድ በአንድ አስተላልፉት፤
ብግምት ዝምራሕ ራኢ ዘየብሊ ሽያጢ ዓዲ ትግራይ ዝከፋፍል ክእለ ናይ ግድን አዪ
ከም ቀደም ይመስለክን ዉሕጅ ይወስደክን። ከምቲ ቅድሚ ሐዚ ኣዕገርጊሮም ኣዕገርጊሮም ህዝቢ ኣገሪህኹም ኣወዲእኹም እትተርፉ ድዩ መሲልኩም ? ሐዚስባ ብዝኣጎድኩሞ ባዕልኹም ስሓኑ.. .ዳይኖሰርሰ..
Getachew mushmush T8gray kikefafil enaweale 2 amet aratitus nimen eyu kiwekis Tsadkan himakn senefin je entay eyu kirebih ame ab t8gray entezihilu nitsadkanin getachewn miaserkuwom neyre.
ክላ ግምት ሓሰውቲ
ግምት ናይ ተግባር ኣይኮነን፣ኣብ ቢሮ እንታይ ከምዝስራሕ ዝፈልጥ ኣይመስልን፣ቁፅርን ስፍርን ዘይብሎም ፃውዒታትን መግለፅታትን ሕቶ ህዝቢ ኣይምልሱን፣ምፍርራሕ ደው ይበል፣ኣብ ቢሮ ኣቲኹም ስራሕ ስርሑ።