Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ጀጋኑ ሑጹባት ማዓንጣ ብዓል ሽለት መለት ኣኽላባት ዓድዋ ኤርትራዊ አዝዩ ተጋዳላይ ንዘልኣለም ታሪኽካ ቅያኻ ነባሪ ክብርን ሞጎሰን ንሰማታትናይ
ጃንዳ ወያነ ነዚ ሰሚዓ ጥራሕ ከይትማሃረሉ ይኽደነና።
Well እንቋዕ ብሰላም መጻካ ወዲ ኤረይ
ኩማንዶ ቅያታት ዝሰርሑ ጀጋኑ ኣንብስ ትዓወት
ሰማእታትና ልምዓትና ሂወትና ትፍስና ሂላዊና ብስልኦም ንስን ንከብርን
መን ከም ደቂ ኤሬይ ጀጋኑ ታሪክ ተጋደልቲ ሰሚዕካ ዘይጽገብ አብ ዓለም መን ከም ወድ ኤሬይ ዕድመን ጥዕናን
ጽብቅ ኣገላልጻ
l am proud by Eritrean army, thanks more dear you explain this strong sruggle history of our country may Gbu all times.
ጅግና ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ዕድመ ጥዕና የሃብካ ቅርስናዩ ።
Nezemote dea rip eyu zebehal edmiuu dea .....
Xbuk andika zeleka gn dehayu atifiau zelo jeneral alon yelen ab ?
@@ziizzziiizzx9056ብሂወት ኣሎን የለን ዘይፈለጥካ ምዉት ጌርካ ምዝራብ ጽቡቕ ኣይኮነን።
Merona.Mush naizi naitom andaediu zeaserom (bezeyada g 15) keman aytezareben .kizareb ay texebe xebuk gerna sele nifeltom
@@meron5303 Denkoro are still Waiting to see him alive ????? Aymiut aysirur gerom kia yemxiwo
Bravo 👏 for putting the pictures of all those hero R.I.P.
Merhaba kubur hawu🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ንዓኩም ዝበቅዕ ቃላት የብለይን ውላድ እታ ቅድስቲ መሬት ወላዲት ጀጋኑ ምካነይ ግን ንዘልአለም የመስግን
Hero for ever people of Eritrea
መርሃባ ደቂ ኤሬ ብጣሚ ኢና ነመስግን
ኣቀዲመ ሰላምታይ የቀድም ቀጺለ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ እንተትገብራ ደስ ምበለኒ ምስናይ ይቅረታ ጻዕቂ ስራሕ ከም ዘለካ ይርድኣኒ ዩ ግን ብጣዕሚ መሳጢት ያ ብፍላይ ኣናብባካ ኣነ ኮ 6 ክፍሊ ከለኩ ኣብ ላይብረሪ ኣንቢበያ ነሬ ሽዑ ግን ኣይስተማቀርኩዋን እንተ ሕጂ ግን መዓስ ያ ትመጽእ ኢለ ነዛ ናትካ ቻነል ሙሉእ መዓልቲ ክከፍታ ይውዕል እሞ ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ኩቡር ብጻይ
tarik abotatna jgnnet zmelo iyu thank you bzey mslkay teqrbulna sle zelekum. gn btaemi ydungi alo ab gzie mterray gberu
Wellcome wedi eri
enka bselam mexak bro
ብጣዕሚ ኣዝዩ መሳጢ ጽብቅ ኣቀራርባ ኢዩ።ሀገር ማለት ታሪኽ ኢዩ።ታሪኹ ዘይፍልጥ መንእስይ ሀገሩ ክፍልጥ ክዕቅብ ኣይክእልን ኢዩ፡ምኽንያቱ ሀገር ብታሪኽ ስለ ትቅወም! ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ታሪኻዊ ጅግንነት ናይ #ተጋዲልቲ ሻዕቢያ እንዳ ዳህስስክም ክትቅርብልና ክንጽብዩክም ኢና።ኣጅኽም ብርትዑ ክኣ ዘልኣለመዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና!!ዓወት ንሓፍሽ!!!
ዕባይ ሳሕል. hager be tarik aykoneten teqeb be qewam eya teeqeb. astebehel bro
@@ኣነትግራዋይዘይሕግዝኤረት ሀገራት ኣፍሪቃ ክልም ቅዋምኣለውን።ክሳብ ሕጂ ውን ኣይምዓብልን።ክሳብ ሕጂ ኣብ ናይ ቀብላን ኣዋራጃን ምቅትታል ኣለው።ኣብ ስደት ውን ኣለዋ።ኢትዩጵያ ንብዕላ ዝጻሓፍዋ ቅዋምኣብ 27 ዓመታት ተምልሱ ብስፋ ብገዞየቃትልም ኣሎ።ስለዚ ልዕሊ ኩሉ ታሪኽካ ምፍልጥ ኢዩ።እታ ቅዋምእንጅራ ምግቢ ኣይኮነንካንኢዩ።
Ata Idiot a History does'nt built a Nation but an action, Democratic Governance, Investment, Foreign relationships ......
@@biniam5667 ከመይ ዝበሉካ ጃሱስ ኢካ ወደይ ንስካ " ንመግዛእቲ ኢልና ዶ ኣሽሓት ከፊልና ኢና መግዛእቲ ብመግዛእቱ ዳኣ ስቅ ኢልና ብ ኢትዮፕያ ዘይንግዛእ ' ደርጊ እኮ ምስ ሰውራ ትትሓባበር ተኮንካ እዩ ዝኣስረካ ኔሩ ምበር ንህዝቢ ዝትንክፎ ኣይነበረን ። ብ ፓለቲካ ዝተኣስረ ስድሩኡ ይበጽሕዎ ነበሩ ኣብ ዘበን ህግደፍ ግን ካብ ደርጊ ዝከፍእ ኣሰቃቂ ኣረሜናዊ ግፍዒ ይፍጸም ኣሎ ። እዚ ታሪክ እዚ ካኣ ብጸሊም ክጽሓፍ እዪ ።
@@samsomsamsom5731 ኣብ ኤርትራ መግዛእታ የለን።ምናልባሽ ንዓኻ ናይ ደርጊ መግዝእቲ ይሕሽኻ ይኸኑ።ምኽንያቱ ወዲ ጦር ስራዊትወይ ወዲ ምልሻ ሰርናይ ትኽውን።
ኣየወ ጀግንነ ኤርትራዊ ንጻአላቱ ሓሞት ንፈታዊኡ ማዓር ኑኪድ ጥራይ
Thank you betamey sebuk ane eka kedem anbbeya entkonku melsu eyu hadsheny , beflay nay hjy kolwu zelu kefltewo btamy sebuk thanks
Memelisu zedenik jigninetawi sirah Viva Eritrea viva shaebiya Zelealemawi zikri nijeganu semaetat Ertra 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🌺♥️🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🌺🌺🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea adi jeganu nizelealem tekhebire kitnebir eya.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wellcome
Great heroes work we so proud of them for life kebrn Mogosn Nswatien!!!!🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈
መመሊሱ ዝደምቅ ታሪኽ ወትሩ ሓበን።
HERO.jeganu.
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Welcome bro
Begaka aytedengi Wedi ERIIIIIIIIIIII.
💪💪💪💪✌❤❤☝️
Welcome wedi eri aytdenguya please wala ab semun 2 gbera
Btaemi zegerm yu 💪🏾💪🏾💪🏾Mdngay zeybla gn
ብተቕርበልና ዘለካ መደብ ካብ ልቢ ኢና ነመስግን. ግን ኣይትደንጉየና
Kedamayn kalayn kfal sineyen
መስተንክር ታሪክ ተጋዳለይ ህዝባዊ ግንባር ይተረክን ይዘንቶም ዕግበትናን ፍናን ሓበነን ክድራዕን ክስውድን ሰላ ተጋዳላይን ሰላ ውፍዩን ሓላል ህዝቢ ኤርትራን ኩርዓትን ሕቡናትን
Ewe sala tegadalai eti kem hatsin ab hewi tefinu zwetse ewe zelalemawi zkri nswatna lulu gize nhben
Bselam mxu
ታሪኽ ቅያ 18 ደቃይቅ ስርሒት ኮማንዶ ኤርትራውያን ፍልይ ዘበለ ንዓለም ዘገረመ አዩ ።
I love his voice
Tidguyuna gn alekum
Wediekani hawey bejakha ba gele gber wedaya emo nabray kgebr bzaeba ezia tarkh khasb eko mdkas siene bka kemti nay kdemey 18 dekik tray feliteya skh ele bzkone yekeneley, danke
🌙⛪️👍🇪🇷💐❤️⭐️⭐️⭐️⭐️Eritrea jiganu 🙏🐢🐪💐💐💐💐💐💐💐💐💐
Gen aytedengiena plice
🇪🇷❤❤
Jeganu tarik serhom hafom viva HGDF 4ever 🌹🌹🌹Wetru 💪Awet💪 Nahfesh💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
ብታሪኽ ኣቦታትና ወትሩ ምስ ተሓበና ኢና ዘላለማዊ ዝክሪ ንስዋትና ግን ሃንሳብ ንሓደ መዓልቲ ምልስ ኢሎም እተዝርኢዋስ አታይ ምበሉ ነሮም ?
Ay kiguhyu intay geberu mesakin
Ayayayayy bejaka komu aytbell kalay gezie eba keyswuna beza jegnenet meswetom yehsome eweyyyyyy
ያ ነዓይ ትድንጉየኒ ኣለካ ክምዛ ሓራስ እየ ኮ ክጽበየካ ዝውዕል ዘለኩ ዝከኣል ተኮይኑ ክክክክክክ ወላ ወላ ወላ ነዓይ ጥራይ ስደደለይ ሓሊፈ ክጸንሕ ንሱኩም ቀስ ኢልኩም ተርኩቡኒ
ኩላትና እና ፍቅር ሓወይ
Kk abkulna eyou
Thomas Weldhaymanot not just you bro everyone whole day waiting for this guy
Tome naiy teriay eba iytebele anehena kabka nelael eyu kefeuna zelo
AB kulatna eyu goney
We never forget the real history of our Lovely Martys!!!
እዚ ታሪኽ እዚ ኣነስ ኣብዚ መፍረይ ፍልምታት ናይ ቤልውድ ኣሜሪካ፡ ፍልም እንተ ዝስርሓሉ ኽንደይ ደስ ምበለኒ ነሩ። ከምቲ ስበስልጣናት ዓለምናን ፖሎቲከኛታት ዝፈልጥዎ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር፡ ኩሉ ስብ ኣብ ዓለም ምፍለጦ ነሩ ነዚ፡ ብምንንም ትኣምር ትሰሪሑ ዘይፈልጥ ጅግንነትን፡ ተውፋይነትን፡ ሓጻር ግጥሚ ኽግጥመሎም ኢየ። ኣንታ ኣበይ ኣለኩም፡ኣበይ ኣለኩም። ደሊያ ሲናትኩም እዛ ዓለም።ሰነድ ኮይኑ ታሪኹም።ጀጋኑ እወ ኣንባስ፡ ቃሕ ምስ በልኩም ዘይትብሉ ኽምስ።ኽንደይ ደስ ምበለኒ ነሩ ሕጂ እንተ ትህልው።
You welcome bro
ኤዋይ ወዲ ኤፍሮም ጅግና አንትያ እሞ ደሃይካ እኮ ጠእፍና ታሪኻስ ስምንዮ ጅግና ወዲ ጅግና
Pleass ሃንቀዉታ [ትጽቢት] ንተኸታተልቲ ናይዛ ታሪኽ አብ ግምት የእዉዎ ።ትድንጉይና ኣለኹም: ወይ ትፍነወሉ መዓልቲ ፈሊኩም ንገሩና መዓልትና ክንጽበ። በዝተረፈ በጣዕሚ ጽቡቅ።
Thank U and Sorry
Merhaba kuburat yehwattt
🎉
ህዝባዊተይ ተኣምራዊት
Merhaba deki eri
Eze tarek tatom fushulat Shafatu eyom zebelu zalawu dakalu kesamewo yegebaom saru
ዓሕ ብሰንኪ ሸለልትነት ጌታቸው ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ከመይ ኮን ትከውን 8 ክፋል ማራ ትሃንጥየ ኣለኩማራ መሳጢ ኣናብባ ክኣ thx
ይገርመካ አየ ብስንኪ ሽለልትነት ኣብ ሓደጋ ኣቱ
Tarkewit kiya 18 dekayke hantn nay mewedaeta b sbhat Eifrom (wediEifrom) elama sheto zteawetela ya where is right now 😭😭
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💐💐💐💐
እዞም ታሪክ ዘይብልና ዝመስሎም ዓያሹ'ሲ እዚ ጽንጽዋይ ድዩ መሲልዎም ? ክብሪ ነቶም ነዚ ኹሉ ዘስደምም ታሪክ ዘኹርዕ ታርክ ዝሰርሑ ኣያታትናን ኣሕዋትናን. 🇪🇷💐🇪🇷
Ata mistir ako🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Teawet Teawet Teawet Teawet Teawet Teawet Teawet
Bow away jgnnet kbri nswatna .kbur hawna nay bhaki azina ena nemesgneka ab srahka abi asalto kea ymneyelka .bel aske aytdenguyena eka btami yhnte aleku
በዓል ወዲ ዓሊ በርሀ ጸዓዳ በዓል ወዲ ዓፋ ካብቶም ፍልጣት እዮም ስለምታይ ምዞም ስዉኣት ኣስማቶም ዘይ ተረቁሑ ወይስ ናይ ቅያ 18 ደቃይቅ ጥራይ ኢዩ
Ewe nay 18 dekayke teray eyu aysemekayomen dika natome da berhe xeda behji eba yengrelom yekwen ajoka
girmay efrem Ezi kiya 18 dekik eu
Merhaba deki eri shkornatatt tummat dhay
Wedi erfrm sibahat du wela men?
ቶማስ ኣነውን ምሳኻለኹ kkkkk.
Kef zelewa Channel MS blux tintena sabscribe ngbera Eritrawyan ahwat
Thank You
Men eyu eba neza hager eilizom sebat neza hager hiwetu ,aklu ,gizieu zikefelela hiji kea shefatu eilom yxrefu alewu ageb
Anka baselam mexakum behankewuta kanxbe xenihana
Ya smiani bro entay ena gernaka ehxr ablo nibeynika kinsemie werhi kingebr please ms mlue akbrot tezeyele ab wsane aytebxhana
enqa biselam mexaka bro
Nay wedi bahata tezarbka aywdaeni eyu kndey hizbi atfio
ወዲ ኤፍረም ሓደ ካብቶም ኣብ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝላዓለ ታሪኽ ዝውንን ዩ ግና ጅግና ዘይኮነላ ሃገር ዝበላዒ ሰብ ኢሰያስ ሰብን ወዲ ህዝብን ተመሲሉ ኣብ ገድልና ዝዓበየ ሕምብርቲ ዘይብሉ ዘማቲ በሪዝዋ ሃገር ወዲ ኤፍረም ሕጂ ኣበይ ኣሎ😭ስመር ወዲ ሃገር ታሪኽ ክትደግም ቶም ዓመጽቲ ከምኦም ኤርትራዊ ኢኻ ስመር ስምረት ዩ ሓይሊ ኤርትራዊ✝️☪️🇪🇷
Antum nezi tarikh kemey daa gerkumo wedi bahta wedi gebre wedi efrem kitublu xade aslamay zeytheqeskum daa?
ዓብዱ ካብ መጀመርታ ሰሚዒኻያዶ ትኸውን
Aslamay zeyneberu dea kabey kemxueulom delika
Abdu Omer Hahahah bro aslamay do nenaxnet Eritrea teqlisu diu? Bejeka Ni shria and Ni qanqa areb Eritrea Nay areb eya elomna nehna ka ksadom qorixna sedidnayom::
@@yafuyafu1127 anta nablibikha temeles Iyba qurub chew zelewa injera aytibelicin dikha? Naxaqi daa abey kitqebra delikha aslam ayteqalesun kitibil qurub aytaxafirin dika ximaq kizareb aydelin iye careb zibelkayom tigre Nara cafar saho wezete rashayda iyem itom careb zibelkayo nisom kaa ninatsinet zabeketuwo yaybulomin. Ximaq aytizareb zazawey
ኣብ ሰምናዊ ዓምዲ ጥበብ፡ያታ፡ስፖርት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዝሰረጸኒ ወልፊ ንባብ፡ካብ መጽሓፍቲ ትግርኛ ናይ መጀመርታ መጽሓፍ "ቅያ 18 ደቅይቅ" ኣብ 2002 እታ ብተምሳጥ ዘንበብኩዋ፡ታሪኻዊት መጽሓፍ፡ ዘሐዝን ኣጋጣሚ ግን ዓርከይ ከንብባ ኢሉ ምስ ወሰዳ ኣብ ገዝኦም ተኣቃጺላ።
መን ኣቃጺልዋ ???? ስለምንታይ ??
@@peacefulwarrior5892 ሓወይ/ሓብተይ፡ሓደጋ ሓዊ ኣጋጢሙ ገዝኡ ስለ ዝተቓጸለ ተቓጺላ።
@@gheribibi1369 ሰብ ደሓን ድዩ¨ሞ
@@gheribibi1369 ግርም ኮነት ብስብስ
@@samsomsamsom5731 *በጽባጽ መጽሓፍ ተተቃጸለት ታሪኾም ግን ኣብ ከውሒ ውቁጥ ኢዩ ፡ ወይለኹም ደኣ ሕጂ ብሓውን ጥሜትን ትቃጸሉ ዘለኩም ደቂ ጁንታ*
Be filem tihelu do tekewn deki erey halalat
Tarik abotatey tarik adetatey tarik abeyti yehwatey tesenidu kineber eyu Hji endomo dhay wedi efrem shta may keynatna hgdef si nay edkum aytsanu duhulat
ኣብ ስነምግባር ተጋደልትስ ምትህርራም ክልኩል ነይሩ? ሓለፍቲ ተማኺሮም ንዝተጋገየ ኣብ ሩባ ወሲዶን ክትክት የብልዎ ነይሮም ሰሚዐ።ነይሩ እዩ ውን
Ewe yake jeganu Aebey emo higi do
Eritera adina adi jeganu men kem dki Eri
Aytedengya eba bejaka nab wedi 7amet keleku zsma zneberku eko meliskan gen hde maleti eba fleyela kemti senbet senbet ab dmxi hafash tmahalalofo nebert
Yeah wsun mealti tezgebr awe hji do twerd xbah knbl ako beka kefiana
ሰማአታትና ሕድርኹም ምስ ብዙሕ ተጻቦኦታት ይትግበር ኣሎ ዋርሳይ ይካኣሎ ህዝብኻ አዚ መካቲ ጹንዕ አቲ ዘይሕለል መንግስትኹም ፋሕትርተር አንዳበሉ ንደቃይቅ ምልስ ኢልኩም አንተትሪአዎ ቅሰኑ ዎይልኦም ነዚ ረሲዕም ላሓስቲ ኣክላባት ዓድዋ ኾይኖም ዝኻሓዱ አንቃዓ ዎገንኩም ኮንኩ
Men texabikum kondafat , weshlakat korakur Higdef. Abotatna ab Asseb 10 gerom nisikum kia tetakiu
@@shabaymender9126 ሰክት ሸያጢ ሃገር ሱሱዕ ከልቢ መቀለ ባርያ ዎያነ
Akkk keylkmo tray ezi awan ztelaeke
Ezom kedeat maybeqi asmatom diyu Deqi eziyom eka keykonu ayterfun eyom ezom mewaelom antsar Eritrea koynom mis weyene koynom ziserhu
ዕንቃዕ ተመሊስኩም ኣይትርዩዋ እታ ዝወደኩምላ ኤርትራ:: ናትና ሕመቅ 😭😭😭
kab kndzi txbit tetgedfo mhasheka
N memanu zexgem tarkkkkk
ኣቤት ጅግንነት ሕጂ ኣቤት ሓቦ መን ሞ ይውረሶ ብ ዘይጠቅም ገንዘብ ዕሱባት በዚሖምና እንታይ ይገበር ።
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ወዲ እፍሮም እንተይ ደኣ ረከቦ ።ከምዛ ኣንጭዋ ኣብ ማይ ዘኣተወት ኮይኑ እዚ ኩሉ ጅግንነት ብላሽ
Besenki wedi tenbine keyahti keykflna ka yelen
@@gallpresidentbitwedede6007 እቲ ጸገም ኮይኑ ዘሎ እኮ ዝውድበና እካኣይና ሲኢንና
Ajoka wedi Erey kab seb aytdleyo beleka jemer belka tewedeb jegna
@@weditesejon9807 ናይ ሎም ዘለና ነብስና ንፈቱ ኮይና ኣብ ዓለም ወዲ ሰብ ነባሪ ኣይኮነን ታሪክ ግን ነባሪ እዪ ' ንሕና ክኣ ንታሪክ ክነብር ኣለና ነብሰ ፍትወት ትርጉም የብሉን ክውገድ ኣለዎ ። ወዲ ኤፍሬም ንፋዕ ፓለቲከኛ ኔሩ ግን ኣብ መወዳእታ ታሪኩ ኣባላሽዪ " ህዝቢ ክጸንት ከሎ ምስቃጡ ገበን እዪ ።
@@samsomsamsom5731 ja ጽብቅ ኣለካ ኣርኩ ነኣና ዘድልየና ዘሎ ግን ከምዚ ናይ ኣቦታትና ኣብ ሓደ መስመር ዘዋህደና ሓደ ንፉዕ በለቲካ የድልየና ኣሎ ከመይ እንተ ኢልካኒ ንበርስ ኣለና ንጸንት ኣለና ንሪኦ ኣለና መንእሰ ኣብ ሓሽሽን ካልእ ሕማቅ ነገራት ተዋፊሩ ክንዲ ኣብ ሃገሩ ኮይኑ ዝማሃርን ሃገሩ ዘማሃድር ኣብ ስደት ፋህ ኢሉ ኣምላክ በኣሉ ሰላም የውርደልና ።
Hasot tarik wedi efrem bara eber hanti maliti tarik ayiserhen.kab 1973 meytu 2019 ziteqebire eyu ! Wedi berhe eyu serhiwo siq eilkum aytileflufu!!
ኣላ Mr. Binmar unsubscribe ጌርካስ በቶም ጀጋኑናን ስዉኣትናን ኣርእስቲ መጺእካ ኣቃልቦይ ረኺብካ እምበኣር። እወ እዞም ጀጋኑና ስውኣትናን ስንኩላናን ንሓርነት ኤርትራን ኤርትራውያን ዝተበጀዉ ናይ ሕ።ግ።ሓ።ኤ ( ሻዕብያ) ኢዮም። ናይ ህ።ግ።ደ።ፍ ግን ከምዘይኮኑ ትፈልጥ ዶ? ጅግንነት ስብሓት ኤፍረም ዶ ትትርኽ ኣሎኻ? ኣብዛ ቅንያት ኣበይ ኣሎ እንታይ ረኺብዎ ? ወ።ዘ።ተ ኢልካ ሓቀኛ እንተኾይንካ ደኣ ዘይተቅርብ ? ቅያ 18 ደቃይቅ ንረባሓኻ እምበር ናይ ብሓቂ ክትምህር ከምዘይኮንካ ፍሉጥ ኢዩ።
ኪኪኪኪኪ ኣብ ኤርትራ ስርዓት እዩ ተቐይሩ እምበር መግዛኣቲ ኣይተቐየረን ናይ ህግደፍ መግዛኣቲ ዘይፈልጥስ ብደርጊ የማርር ስውኣትና እባ ንባርነት ብላሽ ጠፊኦም ዓኸኸኸኸ,
ሰራቂ ሌባ ቀናእ ዓጋመ
ኣልግስ ድምሱስ መግዛእቲ ከመይ ምኻኑ ዘይትፈሊ ዲኻ ህግደፍ ገለ ትብል ዘለኻ።
ዓጋመ ርጉማት ፍጥረት ለመንቲ
ተጋሩ ሩኽሳት መንፋስ ታሪኽ ጃጋኑ ኤርትራዊያንክትስምዕ ከለኽምከብድኽም ይቅርጽክም።ደቂ ማይ ጠላሚት
@@biniam5667 እዋይ ምስኪናይ ተጋሩ ኣብ ኣፍካ ኢኻ ወቂጥካዮም ምሽ ህግደፍ ንዓኣ ምሂርካ ንሳ ኣጽንዕኻ
haswey eu wedi efrerm betow eu natena zeykowu, tareke aytedkem
እዚ ታሪክ እዚ ታሪክ ሓርበኛታት ኣቦታትናዩ ጌታቼው ተባህሉ ዘሎ ናጋሽ ኣብርሃም ቀሺ ጻዕዱ ወዲ ጎዳይፍ ኣቦ ባዕል ባርኖባስ ሙሴ እዪ ኣቦ ስድራ ሓላፍነት ስድራ ዘሎዎ ግን ኩሉ ድሕሪ ሃገርዩ እወ ንስለ ኤርትራን ምእንቲ ኤርትራን ኩቡር ዋን ሂወትን ዓጽምን ደምን ተከፊሉ ።ዘላለማዊ ዝክሪ ክብርን ንስዋትና ዓወት ንሓፋሽ !!
ጀጋኑ ሑጹባት ማዓንጣ ብዓል ሽለት መለት ኣኽላባት ዓድዋ ኤርትራዊ አዝዩ ተጋዳላይ ንዘልኣለም ታሪኽካ ቅያኻ ነባሪ ክብርን ሞጎሰን ንሰማታትናይ
ጃንዳ ወያነ ነዚ ሰሚዓ ጥራሕ ከይትማሃረሉ ይኽደነና።
Well እንቋዕ ብሰላም መጻካ ወዲ ኤረይ
ኩማንዶ ቅያታት ዝሰርሑ ጀጋኑ ኣንብስ ትዓወት
ሰማእታትና ልምዓትና ሂወትና ትፍስና ሂላዊና ብስልኦም ንስን ንከብርን
መን ከም ደቂ ኤሬይ ጀጋኑ ታሪክ ተጋደልቲ ሰሚዕካ ዘይጽገብ አብ ዓለም መን ከም ወድ ኤሬይ ዕድመን ጥዕናን
ጽብቅ ኣገላልጻ
l am proud by Eritrean army, thanks more dear you explain this strong sruggle history of our country may Gbu all times.
ጅግና ጀነራል ስብሓት ኤፍሬም ዕድመ ጥዕና የሃብካ ቅርስናዩ ።
Nezemote dea rip eyu zebehal edmiuu dea .....
Xbuk andika zeleka gn dehayu atifiau zelo jeneral alon yelen ab ?
@@ziizzziiizzx9056ብሂወት ኣሎን የለን ዘይፈለጥካ ምዉት ጌርካ ምዝራብ ጽቡቕ ኣይኮነን።
Merona.Mush naizi naitom andaediu zeaserom (bezeyada g 15) keman aytezareben .kizareb ay texebe xebuk gerna sele nifeltom
@@meron5303 Denkoro are still Waiting to see him alive ????? Aymiut aysirur gerom kia yemxiwo
Bravo 👏 for putting the pictures of all those hero R.I.P.
Merhaba kubur hawu🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ንዓኩም ዝበቅዕ ቃላት የብለይን ውላድ እታ ቅድስቲ መሬት ወላዲት ጀጋኑ ምካነይ ግን ንዘልአለም የመስግን
Hero for ever people of Eritrea
መርሃባ ደቂ ኤሬ ብጣሚ ኢና ነመስግን
ኣቀዲመ ሰላምታይ የቀድም ቀጺለ ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ እንተትገብራ ደስ ምበለኒ ምስናይ ይቅረታ ጻዕቂ ስራሕ ከም ዘለካ ይርድኣኒ ዩ ግን ብጣዕሚ መሳጢት ያ ብፍላይ ኣናብባካ ኣነ ኮ 6 ክፍሊ ከለኩ ኣብ ላይብረሪ ኣንቢበያ ነሬ ሽዑ ግን ኣይስተማቀርኩዋን እንተ ሕጂ ግን መዓስ ያ ትመጽእ ኢለ ነዛ ናትካ ቻነል ሙሉእ መዓልቲ ክከፍታ ይውዕል እሞ ኣብ ሂወትካ ሙሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ ኩቡር ብጻይ
tarik abotatna jgnnet zmelo iyu thank you bzey mslkay teqrbulna sle zelekum. gn btaemi ydungi alo ab gzie mterray gberu
Wellcome wedi eri
enka bselam mexak bro
ብጣዕሚ ኣዝዩ መሳጢ ጽብቅ ኣቀራርባ ኢዩ።
ሀገር ማለት
ታሪኽ ኢዩ።
ታሪኹ ዘይፍልጥ
መንእስይ
ሀገሩ ክፍልጥ
ክዕቅብ ኣይክእልን ኢዩ፡
ምኽንያቱ ሀገር
ብታሪኽ ስለ ትቅወም!
ኣብ ቀጻሊ ከምዚ ታሪኻዊ
ጅግንነት
ናይ #ተጋዲልቲ ሻዕቢያ
እንዳ ዳህስስክም ክትቅርብልና ክንጽብዩክም ኢና።
ኣጅኽም ብርትዑ
ክኣ
ዘልኣለመዊ ዝኽሪ ንስዋኣትና!!
ዓወት ንሓፍሽ!!!
ዕባይ ሳሕል. hager be tarik aykoneten teqeb be qewam eya teeqeb. astebehel bro
@@ኣነትግራዋይዘይሕግዝኤረት
ሀገራት ኣፍሪቃ
ክልም
ቅዋም
ኣለውን።
ክሳብ ሕጂ ውን ኣይምዓብልን።
ክሳብ ሕጂ
ኣብ ናይ ቀብላን
ኣዋራጃን ምቅትታል ኣለው።
ኣብ ስደት ውን ኣለዋ።
ኢትዩጵያ ንብዕላ
ዝጻሓፍዋ
ቅዋም
ኣብ 27 ዓመታት ተምልሱ
ብስፋ
ብገዞ
የቃትልም ኣሎ።
ስለዚ
ልዕሊ ኩሉ
ታሪኽካ ምፍልጥ ኢዩ።
እታ ቅዋም
እንጅራ ምግቢ ኣይኮነንካን
ኢዩ።
Ata Idiot a History does'nt built a Nation but an action, Democratic Governance, Investment, Foreign relationships ......
@@biniam5667 ከመይ ዝበሉካ ጃሱስ ኢካ ወደይ ንስካ " ንመግዛእቲ ኢልና ዶ ኣሽሓት ከፊልና ኢና መግዛእቲ ብመግዛእቱ ዳኣ ስቅ ኢልና ብ ኢትዮፕያ ዘይንግዛእ ' ደርጊ እኮ ምስ ሰውራ ትትሓባበር ተኮንካ እዩ ዝኣስረካ ኔሩ ምበር ንህዝቢ ዝትንክፎ ኣይነበረን ። ብ ፓለቲካ ዝተኣስረ ስድሩኡ ይበጽሕዎ ነበሩ ኣብ ዘበን ህግደፍ ግን ካብ ደርጊ ዝከፍእ ኣሰቃቂ ኣረሜናዊ ግፍዒ ይፍጸም ኣሎ ። እዚ ታሪክ እዚ ካኣ ብጸሊም ክጽሓፍ እዪ ።
@@samsomsamsom5731
ኣብ ኤርትራ
መግዛእታ የለን።
ምናልባሽ ንዓኻ
ናይ ደርጊ መግዝእቲ
ይሕሽኻ ይኸኑ።
ምኽንያቱ
ወዲ ጦር ስራዊት
ወይ
ወዲ ምልሻ ሰርናይ
ትኽውን።
ኣየወ ጀግንነ ኤርትራዊ ንጻአላቱ ሓሞት ንፈታዊኡ ማዓር ኑኪድ ጥራይ
Thank you betamey sebuk ane eka kedem anbbeya entkonku melsu eyu hadsheny , beflay nay hjy kolwu zelu kefltewo btamy sebuk thanks
Memelisu zedenik jigninetawi sirah
Viva Eritrea viva shaebiya
Zelealemawi zikri nijeganu semaetat Ertra 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🌺♥️🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️🌺🌺🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritrea adi jeganu nizelealem tekhebire kitnebir eya.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wellcome
Great heroes work we so proud of them for life kebrn Mogosn Nswatien!!!!🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈🎈
መመሊሱ ዝደምቅ ታሪኽ ወትሩ ሓበን።
HERO.jeganu.
🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
Welcome bro
Begaka aytedengi Wedi ERIIIIIIIIIIII.
💪💪💪💪✌❤❤☝️
Welcome wedi eri aytdenguya please wala ab semun 2 gbera
Btaemi zegerm yu 💪🏾💪🏾💪🏾
Mdngay zeybla gn
ብተቕርበልና ዘለካ መደብ ካብ ልቢ ኢና ነመስግን. ግን ኣይትደንጉየና
Kedamayn kalayn kfal sineyen
መስተንክር ታሪክ ተጋዳለይ ህዝባዊ ግንባር ይተረክን ይዘንቶም ዕግበትናን ፍናን ሓበነን ክድራዕን ክስውድን
ሰላ ተጋዳላይን ሰላ ውፍዩን ሓላል ህዝቢ ኤርትራን ኩርዓትን ሕቡናትን
Ewe sala tegadalai eti kem hatsin ab hewi tefinu zwetse ewe zelalemawi zkri nswatna lulu gize nhben
Bselam mxu
ታሪኽ ቅያ 18 ደቃይቅ ስርሒት ኮማንዶ ኤርትራውያን ፍልይ ዘበለ ንዓለም ዘገረመ አዩ ።
I love his voice
Tidguyuna gn alekum
Wediekani hawey bejakha ba gele gber wedaya emo nabray kgebr bzaeba ezia tarkh khasb eko mdkas siene bka kemti nay kdemey 18 dekik tray feliteya skh ele bzkone yekeneley, danke
🌙⛪️👍🇪🇷💐❤️⭐️⭐️⭐️⭐️Eritrea jiganu 🙏🐢🐪💐💐💐💐💐💐💐💐💐
Gen aytedengiena plice
🇪🇷❤❤
Jeganu tarik serhom hafom viva HGDF 4ever 🌹🌹🌹Wetru 💪Awet💪 Nahfesh💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
ብታሪኽ ኣቦታትና ወትሩ ምስ ተሓበና ኢና ዘላለማዊ ዝክሪ ንስዋትና ግን ሃንሳብ ንሓደ መዓልቲ ምልስ ኢሎም እተዝርኢዋስ አታይ ምበሉ ነሮም ?
Ay kiguhyu intay geberu mesakin
Ayayayayy bejaka komu aytbell kalay gezie eba keyswuna beza jegnenet meswetom yehsome eweyyyyyy
ያ ነዓይ ትድንጉየኒ ኣለካ ክምዛ ሓራስ እየ ኮ ክጽበየካ ዝውዕል ዘለኩ ዝከኣል ተኮይኑ ክክክክክክ ወላ ወላ ወላ ነዓይ ጥራይ ስደደለይ ሓሊፈ ክጸንሕ ንሱኩም ቀስ ኢልኩም ተርኩቡኒ
ኩላትና እና ፍቅር ሓወይ
Kk abkulna eyou
Thomas Weldhaymanot not just you bro everyone whole day waiting for this guy
Tome naiy teriay eba iytebele anehena kabka nelael eyu kefeuna zelo
AB kulatna eyu goney
We never forget the real history of our Lovely Martys!!!
እዚ ታሪኽ እዚ ኣነስ ኣብዚ መፍረይ ፍልምታት ናይ ቤልውድ ኣሜሪካ፡ ፍልም እንተ ዝስርሓሉ ኽንደይ ደስ ምበለኒ ነሩ። ከምቲ ስበስልጣናት ዓለምናን ፖሎቲከኛታት ዝፈልጥዎ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር፡ ኩሉ ስብ ኣብ ዓለም ምፍለጦ ነሩ ነዚ፡ ብምንንም ትኣምር ትሰሪሑ ዘይፈልጥ ጅግንነትን፡ ተውፋይነትን፡
ሓጻር ግጥሚ ኽግጥመሎም ኢየ።
ኣንታ ኣበይ ኣለኩም፡ኣበይ ኣለኩም።
ደሊያ ሲናትኩም እዛ ዓለም።
ሰነድ ኮይኑ ታሪኹም።
ጀጋኑ እወ ኣንባስ፡ ቃሕ ምስ በልኩም ዘይትብሉ ኽምስ።
ኽንደይ ደስ ምበለኒ ነሩ ሕጂ እንተ ትህልው።
You welcome bro
ኤዋይ ወዲ ኤፍሮም ጅግና አንትያ እሞ ደሃይካ እኮ ጠእፍና ታሪኻስ ስምንዮ ጅግና ወዲ ጅግና
Pleass ሃንቀዉታ [ትጽቢት] ንተኸታተልቲ ናይዛ ታሪኽ አብ ግምት የእዉዎ ።ትድንጉይና ኣለኹም: ወይ ትፍነወሉ መዓልቲ ፈሊኩም ንገሩና መዓልትና ክንጽበ። በዝተረፈ በጣዕሚ ጽቡቅ።
Thank U and Sorry
Merhaba kuburat yehwattt
🎉
ህዝባዊተይ ተኣምራዊት
Merhaba deki eri
Eze tarek tatom fushulat Shafatu eyom zebelu zalawu dakalu kesamewo yegebaom saru
ዓሕ ብሰንኪ ሸለልትነት ጌታቸው ኣብ ሓደጋ ኣትዩ ከመይ ኮን ትከውን 8 ክፋል ማራ ትሃንጥየ ኣለኩ
ማራ መሳጢ ኣናብባ ክኣ thx
ይገርመካ አየ ብስንኪ ሽለልትነት ኣብ ሓደጋ ኣቱ
Tarkewit kiya 18 dekayke hantn nay mewedaeta b sbhat Eifrom (wediEifrom) elama sheto zteawetela ya where is right now 😭😭
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️💪💪💪💪💪💐💐💐💐
እዞም ታሪክ ዘይብልና ዝመስሎም ዓያሹ'ሲ እዚ ጽንጽዋይ ድዩ መሲልዎም ? ክብሪ ነቶም ነዚ ኹሉ ዘስደምም ታሪክ ዘኹርዕ ታርክ ዝሰርሑ ኣያታትናን ኣሕዋትናን. 🇪🇷💐🇪🇷
Ata mistir ako🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Teawet Teawet Teawet Teawet Teawet Teawet Teawet
Bow away jgnnet kbri nswatna .kbur hawna nay bhaki azina ena nemesgneka ab srahka abi asalto kea ymneyelka .bel aske aytdenguyena eka btami yhnte aleku
በዓል ወዲ ዓሊ በርሀ ጸዓዳ በዓል ወዲ ዓፋ ካብቶም ፍልጣት እዮም ስለምታይ ምዞም ስዉኣት ኣስማቶም ዘይ ተረቁሑ ወይስ ናይ ቅያ 18 ደቃይቅ ጥራይ ኢዩ
Ewe nay 18 dekayke teray eyu aysemekayomen dika natome da berhe xeda behji eba yengrelom yekwen ajoka
girmay efrem
Ezi kiya 18 dekik eu
Merhaba deki eri shkornatatt tummat dhay
Wedi erfrm sibahat du wela men?
ቶማስ ኣነውን ምሳኻለኹ kkkkk.
Kef zelewa Channel MS blux tintena sabscribe ngbera Eritrawyan ahwat
Thank You
Men eyu eba neza hager eilizom sebat neza hager hiwetu ,aklu ,gizieu zikefelela hiji kea shefatu eilom yxrefu alewu ageb
Anka baselam mexakum behankewuta kanxbe xenihana
Ya smiani bro entay ena gernaka ehxr ablo nibeynika kinsemie werhi kingebr please ms mlue akbrot tezeyele ab wsane aytebxhana
enqa biselam mexaka bro
Thank You
Nay wedi bahata tezarbka aywdaeni eyu kndey hizbi atfio
ወዲ ኤፍረም ሓደ ካብቶም ኣብ ገድሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝላዓለ ታሪኽ ዝውንን ዩ ግና ጅግና ዘይኮነላ ሃገር ዝበላዒ ሰብ ኢሰያስ ሰብን ወዲ ህዝብን ተመሲሉ ኣብ ገድልና ዝዓበየ ሕምብርቲ ዘይብሉ ዘማቲ በሪዝዋ ሃገር ወዲ ኤፍረም ሕጂ ኣበይ ኣሎ😭ስመር ወዲ ሃገር ታሪኽ ክትደግም ቶም ዓመጽቲ ከምኦም ኤርትራዊ ኢኻ ስመር ስምረት ዩ ሓይሊ ኤርትራዊ✝️☪️🇪🇷
Antum nezi tarikh kemey daa gerkumo wedi bahta wedi gebre wedi efrem kitublu xade aslamay zeytheqeskum daa?
ዓብዱ ካብ መጀመርታ ሰሚዒኻያዶ ትኸውን
Aslamay zeyneberu dea kabey kemxueulom delika
Abdu Omer Hahahah bro aslamay do nenaxnet Eritrea teqlisu diu? Bejeka Ni shria and Ni qanqa areb Eritrea Nay areb eya elomna nehna ka ksadom qorixna sedidnayom::
@@yafuyafu1127 anta nablibikha temeles
Iyba qurub chew zelewa injera aytibelicin dikha? Naxaqi daa abey kitqebra delikha aslam ayteqalesun kitibil qurub aytaxafirin dika ximaq kizareb aydelin iye careb zibelkayom tigre
Nara cafar saho wezete rashayda iyem itom careb zibelkayo nisom kaa ninatsinet zabeketuwo yaybulomin. Ximaq aytizareb zazawey
ኣብ ሰምናዊ ዓምዲ ጥበብ፡ያታ፡ስፖርት ጋዜጣ ሓዳስ ኤርትራ ዝሰረጸኒ ወልፊ ንባብ፡ካብ መጽሓፍቲ ትግርኛ ናይ መጀመርታ መጽሓፍ "ቅያ 18 ደቅይቅ" ኣብ 2002 እታ ብተምሳጥ ዘንበብኩዋ፡ታሪኻዊት መጽሓፍ፡ ዘሐዝን ኣጋጣሚ ግን ዓርከይ ከንብባ ኢሉ ምስ ወሰዳ ኣብ ገዝኦም ተኣቃጺላ።
መን ኣቃጺልዋ ???? ስለምንታይ ??
@@peacefulwarrior5892 ሓወይ/ሓብተይ፡ሓደጋ ሓዊ ኣጋጢሙ ገዝኡ ስለ ዝተቓጸለ ተቓጺላ።
@@gheribibi1369 ሰብ ደሓን ድዩ¨ሞ
@@gheribibi1369 ግርም ኮነት ብስብስ
@@samsomsamsom5731 *በጽባጽ መጽሓፍ ተተቃጸለት ታሪኾም ግን ኣብ ከውሒ ውቁጥ ኢዩ ፡ ወይለኹም ደኣ ሕጂ ብሓውን ጥሜትን ትቃጸሉ ዘለኩም ደቂ ጁንታ*
Be filem tihelu do tekewn deki erey halalat
Tarik abotatey tarik adetatey tarik abeyti yehwatey tesenidu kineber eyu Hji endomo dhay wedi efrem shta may keynatna hgdef si nay edkum aytsanu duhulat
ኣብ ስነምግባር ተጋደልትስ ምትህርራም ክልኩል ነይሩ? ሓለፍቲ ተማኺሮም ንዝተጋገየ ኣብ ሩባ ወሲዶን ክትክት የብልዎ ነይሮም ሰሚዐ።ነይሩ እዩ ውን
Ewe yake jeganu Aebey emo higi do
Eritera adina adi jeganu men kem dki Eri
Aytedengya eba bejaka nab wedi 7amet keleku zsma zneberku eko meliskan gen hde maleti eba fleyela kemti senbet senbet ab dmxi hafash tmahalalofo nebert
Yeah wsun mealti tezgebr awe hji do twerd xbah knbl ako beka kefiana
ሰማአታትና ሕድርኹም ምስ ብዙሕ ተጻቦኦታት ይትግበር ኣሎ ዋርሳይ ይካኣሎ ህዝብኻ አዚ መካቲ ጹንዕ አቲ ዘይሕለል መንግስትኹም ፋሕትርተር አንዳበሉ ንደቃይቅ ምልስ ኢልኩም አንተትሪአዎ ቅሰኑ ዎይልኦም ነዚ ረሲዕም ላሓስቲ ኣክላባት ዓድዋ ኾይኖም ዝኻሓዱ አንቃዓ ዎገንኩም ኮንኩ
Men texabikum kondafat , weshlakat korakur Higdef. Abotatna ab Asseb 10 gerom nisikum kia tetakiu
@@shabaymender9126 ሰክት ሸያጢ ሃገር ሱሱዕ ከልቢ መቀለ ባርያ ዎያነ
Akkk keylkmo tray ezi awan ztelaeke
Ezom kedeat maybeqi asmatom diyu
Deqi eziyom eka keykonu ayterfun eyom ezom mewaelom antsar Eritrea koynom mis weyene koynom ziserhu
ዕንቃዕ ተመሊስኩም ኣይትርዩዋ እታ ዝወደኩምላ ኤርትራ:: ናትና ሕመቅ 😭😭😭
kab kndzi txbit tetgedfo mhasheka
N memanu zexgem tarkkkkk
ኣቤት ጅግንነት ሕጂ ኣቤት ሓቦ መን ሞ ይውረሶ ብ ዘይጠቅም ገንዘብ ዕሱባት በዚሖምና እንታይ ይገበር ።
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ወዲ እፍሮም እንተይ ደኣ ረከቦ ።ከምዛ ኣንጭዋ ኣብ ማይ ዘኣተወት ኮይኑ እዚ ኩሉ ጅግንነት ብላሽ
Besenki wedi tenbine keyahti keykflna ka yelen
@@gallpresidentbitwedede6007 እቲ ጸገም ኮይኑ ዘሎ እኮ ዝውድበና እካኣይና ሲኢንና
Ajoka wedi Erey kab seb aytdleyo beleka jemer belka tewedeb jegna
@@weditesejon9807 ናይ ሎም ዘለና ነብስና ንፈቱ ኮይና ኣብ ዓለም ወዲ ሰብ ነባሪ ኣይኮነን ታሪክ ግን ነባሪ እዪ ' ንሕና ክኣ ንታሪክ ክነብር ኣለና ነብሰ ፍትወት ትርጉም የብሉን ክውገድ ኣለዎ ። ወዲ ኤፍሬም ንፋዕ ፓለቲከኛ ኔሩ ግን ኣብ መወዳእታ ታሪኩ ኣባላሽዪ " ህዝቢ ክጸንት ከሎ ምስቃጡ ገበን እዪ ።
@@samsomsamsom5731 ja ጽብቅ ኣለካ ኣርኩ ነኣና ዘድልየና ዘሎ ግን ከምዚ ናይ ኣቦታትና ኣብ ሓደ መስመር ዘዋህደና ሓደ ንፉዕ በለቲካ የድልየና ኣሎ ከመይ እንተ ኢልካኒ ንበርስ ኣለና ንጸንት ኣለና ንሪኦ ኣለና መንእሰ ኣብ ሓሽሽን ካልእ ሕማቅ ነገራት ተዋፊሩ ክንዲ ኣብ ሃገሩ ኮይኑ ዝማሃርን ሃገሩ ዘማሃድር ኣብ ስደት ፋህ ኢሉ ኣምላክ በኣሉ ሰላም የውርደልና ።
Hasot tarik wedi efrem bara eber hanti maliti tarik ayiserhen.kab 1973 meytu 2019 ziteqebire eyu ! Wedi berhe eyu serhiwo siq eilkum aytileflufu!!
ኣላ Mr. Binmar unsubscribe ጌርካስ በቶም ጀጋኑናን ስዉኣትናን ኣርእስቲ መጺእካ ኣቃልቦይ ረኺብካ እምበኣር። እወ እዞም ጀጋኑና ስውኣትናን ስንኩላናን ንሓርነት ኤርትራን ኤርትራውያን ዝተበጀዉ ናይ ሕ።ግ።ሓ።ኤ ( ሻዕብያ) ኢዮም። ናይ ህ።ግ።ደ።ፍ ግን ከምዘይኮኑ ትፈልጥ ዶ? ጅግንነት ስብሓት ኤፍረም ዶ ትትርኽ ኣሎኻ? ኣብዛ ቅንያት ኣበይ ኣሎ እንታይ ረኺብዎ ? ወ።ዘ።ተ ኢልካ ሓቀኛ እንተኾይንካ ደኣ ዘይተቅርብ ? ቅያ 18 ደቃይቅ ንረባሓኻ እምበር ናይ ብሓቂ ክትምህር ከምዘይኮንካ ፍሉጥ ኢዩ።
ኪኪኪኪኪ ኣብ ኤርትራ ስርዓት እዩ ተቐይሩ እምበር መግዛኣቲ ኣይተቐየረን ናይ ህግደፍ መግዛኣቲ ዘይፈልጥስ ብደርጊ የማርር ስውኣትና እባ ንባርነት ብላሽ ጠፊኦም ዓኸኸኸኸ,
ሰራቂ ሌባ ቀናእ ዓጋመ
ኣልግስ ድምሱስ መግዛእቲ ከመይ ምኻኑ ዘይትፈሊ ዲኻ ህግደፍ ገለ ትብል ዘለኻ።
ዓጋመ ርጉማት ፍጥረት ለመንቲ
ተጋሩ
ሩኽሳት መንፋስ
ታሪኽ ጃጋኑ ኤርትራዊያን
ክትስምዕ ከለኽም
ከብድኽም ይቅርጽክም።
ደቂ ማይ ጠላሚት
@@biniam5667 እዋይ ምስኪናይ ተጋሩ ኣብ ኣፍካ ኢኻ ወቂጥካዮም ምሽ ህግደፍ ንዓኣ ምሂርካ ንሳ ኣጽንዕኻ
haswey eu wedi efrerm betow eu natena zeykowu, tareke aytedkem
እዚ ታሪክ እዚ ታሪክ ሓርበኛታት ኣቦታትናዩ
ጌታቼው ተባህሉ ዘሎ ናጋሽ ኣብርሃም ቀሺ ጻዕዱ ወዲ ጎዳይፍ ኣቦ ባዕል ባርኖባስ ሙሴ እዪ ኣቦ ስድራ ሓላፍነት ስድራ ዘሎዎ ግን ኩሉ ድሕሪ ሃገርዩ እወ ንስለ ኤርትራን ምእንቲ ኤርትራን ኩቡር ዋን ሂወትን ዓጽምን ደምን ተከፊሉ ።
ዘላለማዊ ዝክሪ ክብርን ንስዋትና ዓወት ንሓፋሽ !!