Omg that is medhane from EGT❤ @waltahager please bering him again and let us have a chance to choose songs 🙏 Please ask him the song he sang on the competition Tnx
Wath a strong man 🙏he break me my heart with his words and thankfulness to Good 🙏🙏 and his life history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️. Good will be with you ♥️. Thanks Alena Walta Hager 🇪🇷🇪🇷
ኣባልነት ብምላእ ኣተባብዑና 🌟❤️🌟. | ❣️🙏ruclips.net/channel/UCreJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin
አነስ ቀርኒ ብዕራይ ይብል ተስፋ ይገብር ❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
Maebelno meglexi seanelka hilnawi ertrawi❤
Omg that is medhane from EGT❤
@waltahager please bering him again and let us have a chance to choose songs 🙏
Please ask him the song he sang on the competition
Tnx
❤❤❤❤❤❤❤❤
ኤርትራዊ🇪🇷 ⛪️❤️🕌 ንኣምላኹ ዘመስግን ለዋሕ ገርሂ ሓቦኛ ምስጉን ዘይምብርኸኽ ጻዕረኛ ትጉሕ ተጻዋሪ ኩሉ እዩ🥰🇪🇷🥰🇪🇷🥰።
ስንክልና ሓንጎል ርእሲ ተዘይ ኮይኑ ስንክልና ኣካላት ካብ ስራሕ ምስራሕ ከምዘይእግደካ ኣብነታዊ ኣቦ እዩ 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘውጻእካዩ ኣምላክ ይተክኣልካ ❤❤❤❤
❤🎉 🎉🎉🎉
ንእሸተይ እያ ሕማሙ ትመስል እሞ እስኪ መሐከሚ ትለእከሉ ሰለስተ ሰለስተ ጸሐፉ ዝድሕን ይመሰል
ሓሚሙ ኣይኮነን ኣብ ሃንደሳ ከሎ ሓደ ነብሰቅትለት ኪፍጽም አሉ ዝተኮሳ ቦንባ ደቂሶም ከለዉ ለኪማቶም ርእሱ ተሃሪሙ መስኪናይ ናይ መትኒ ጸገም ኢዩ ፍርቂነብሱ ዘይእዘዝ ዘረባ ውን ጸገም ጌርሉ ትስፉው ዓቢ ሰብ ኣቶ እሰይ
❤❤❤እዛ ይቅረ ንበሃሃል ሲ በጃኹም ነዞም ናይ እስራኤል ስደድሎም ሂወት ዘጥፍኡልና ዘለው❤❤❤❤
ካብዚ ህዝቢ ምፍጣርና አዚዩ ዘኸጉስዩ ብጀካ ተመስገን ብዘላቶ ዝዓግብ እጉስ ሕርኩት ጻዕራም ህዝቢ
ማዕበለይ ሮዳስ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሐብኩም አዚዩ ዘኸጉስ ስራሕ ኤርትራዉነት ክቡር መንነት
ባባ እሰይ ጀግና ክትስሕቅ የንብርካ ዉላድካ የዕብየልካ ። እሰይ ጀግና ንሐገርካ ዝሰንከልካ ክብረት ንዓኻ አለና ክብሪን ሞገስን ንጀጋኑ ተጋደልትና።እሰይ ሙሉዕ ጥዕና ይሐብካ ።ሰሐቅ ድራሩ ጸገም ዘየንበርክኸካ ሐያል ሰብ ።ጽቡቅ ይሐብካ ጀግናና መስተዉዓሊ ይግባአካዩ ።
ተመስገን ዉላድካ ዘርዓየካ ። አብዚ ዘብጻሐካ ይመስገን ።አብ ዓለም ከለና ተመስገን ክንብል ሚሒርካና አለኻ ንበረልና ።ልዕሊ ምስንካል እንታይ ክትገብረልና አንታ ጅግና ወዲቶም ጀጋኑ ። መዳ ሽኮር አዚዩ ጥዑም ድምጺ በርትዕ ወዲ ኤረይ ጻዕዳ ዋዉ ይበል ይበል ንዕስነትና አዘኻኺርካና ተዘናጊዕና"ጽናህ ንርኤካ ለና ጽናህ ንርኤካ ለና ጽናህ ጽናህ "በርትዕ ቀጽሎ ከይትጠፍአና ክቡር ሐዉና አብ ጎንኻ አለና❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍👍
Shkor eka Nska❤❤🎉🎉❤❤🎉🎉
Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፡ ሮዲ ምቕልልቲ፡ ንመዳ ድማ መመሊስኪ ኣምጽእዮ፡ ንድሕሪት መሊስና ንፉዕ ብጣዕሚ።
እንቋዕ ደአ እዛ ኢንተርነት ትብሃል አብ ዓድና ተስፋ ሃበትና እምበር ድሕሪ ሕጂ ጽምዋ ዝብሃል የብልናን ብዘይጠቅሙ ዑሱባትን ደመኛታትን ንሕዝብና አብ ድንግርግር ሸሚሞ ጸኒሖም ሐቂ ንምዝራብ ኢትዮጵያውያን ሽግርና መዝሚዞም ነዚ መዲያ ተበሊጾሙሉ ጸንሖም።ድሕሪ ሕጂ ግን ኤርትራውያን ከምታ ናይ ሳሕልና ደቂ ፈንቅል ንጸላኢና ፍጹም እሾኽ ኢና።
አቲ ሮዳስ ሽኮር ጸሐይ በርቂ እቲ ምሰብ ምቅርርስብኪስ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ በዚ ጽአሐይ ከይበልኪ ኮለል ትብልዮ ዘልኪ ምስ ብጾትኪ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም ኤርትራዊ ምኻን ክጥዕም ,🇪🇷❤🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼❤
Nay bhaki 🎉❤🎉❤🎉
Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤❤❤
ናይ ብሓቒ ሽኮር ኣመቒራቶ ነዚ መደብ
❤❤❤እዋይ ሓቅኻ ይቅረ ምበሃሃል ሕጂ እያ ሰዓታ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ናይ በሓቂ ኣምበሳ በሊሕ ጥዑም ድምጲ መሃርን መንእሰይ ልበይ መንጢሉኒ ጀለምታ ንብዓተይ ደው ምባል ኣብዩኒ ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ❤❤ማዕበል ከኣ ዕድመን ጥዕናን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏
Naybehaki selam nbehahal ❤❤❤❤
Des zebel eyo nixigemot kemzy gerna kntehgagez 🙏❤️🇪🇷
❤🎉🎉
Egziabhier amlak tsegan bereket yebzahelki 🙏
ኤርትራውነት ማለት እንታይ ማለት ሙኳኑ ትገልጽ ውሽጥኻ ትትንክፍ ናይ ቡሉጻት ብልጽቲ መደብ ዘውጻእኩሞ ብዕጽፊ ይተካኣልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቅዚ ሓላል ህዝብን ቅድስቲ መሬትን የሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
እዋይ ተጻዋርነት፡ ሓቦ፡ ሕጉስ መንፈስ፡ ምስጋና ኣብ ፈጣሪ። ህዝብና ቡሩኽ ማዕበል ሓውና ምስ መሳርሕትኻ ብፈጣሪ ርኸብዎ።❤🎉
ጽቡቕ ስራሕ ማዕበሊኖ ንሕና ዕድለኛታት ኢና ካብዚ ህዝቢ ምፍጣርና ❤❤❤
ሓንሳብ ናይ በራኺ ቃለመየይቕ ኣጋጣሚ ኣብ መስመር ስለዘሎ ንዕኡ ተኸታቲለ ክምለሰኩም፡ ላይክ ግን ሂበኩም ኣለኹ መጻንሒ ምኽንያቱ መደብኩም ጽቡቕ ምዃኑ ስለዝተኣማመን።❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
እግዚአብሔርን ስብን ድህጎስሉ ፕሮግራም። እግዚአብሔር ኤርትራን ህዝባን ይባርክ🙏🇪🇷
Nay bhaki
ናይ ብሓቒ
Amen Amen amen ❤❤❤
Bitami des zibil medeb I'm so proud to be eritrean as always
Kltien etia ndebub etia nsemien abmongeen eta..shahani ala bhansae ab hanti ysetia.
ሰሜንን ዶቡብን ዋላ ይጠሚጣ እንበር ፍትን ፍት እየን ዚጥሚጣ ሰለዚ ክሰትያ ይኽኣል ኢዩ.❤❤❤
You are smart🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ዋውውው😂 👍
ኣነ እውን ከማኻ መሊሰያ,
Thank you
ኣለና ዋልታ ሃገር ዳሃይ ቤትና! ብጣዕሚ ዝድነቕ ዝድነቕ ስራሕ ኢኹም ትሰርሑ ዘለኹም ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ኣብ ኩሉ ምቅስቕስኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረ🇪🇷❤🙏❤🇪🇷
እታሕቶ ድማ እቲ ገጸን ክልቲኤን
ፊት ንፊት ኢየ ጠጠው ኢለን ዘለዋ
ማለት ክሰትያ ይክእላ ኢየ ተተጋግየ ድማ ካብ ህዝበይ ይመሃር ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽እስኻኣ እምበር ደዉ በል ጂግና ንሃግር ክትብል ዲሰንከልካኣ ኣብ ካሕሳኹም የዉዕለና 💌🇪🇷
እዚ እኮ ክውሕደካ ባዓቢኡ እካ ንዓና ክትብል እዚ ኩሉ ስንክልና ተሰኪምካ እዚ ሓወይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉 እቶም ዝሃብኩም ካኣ ኣምላኽ መሊኡ ይሃብኩም
ማዕበሊኖ ሓወይ ክብሪ ይግበኣካ ኢዩ ክብሩ ሓዊ ❤ ምርቀኦም ይብጻሕካ ❤🎉ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ማዕበል ምስ መሳርሕትኻ አምላክ ይሐግዝኩም ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ነዛ ሽኮር ሐፍትና ድሃይ ቤትና ብርሃን አዳራሽና ዕንባባ ዓይንና ዕድመን ጥዕናን ይሃባ ፈጣሪ አምላክ ንህዝብናን ሃገርናን ይባርክ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ኣለና ዋልታ ሃገር እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዛልኩም 🌹❤️🌹
ምስዚ ኩሉ ስንክልንኡ ኣዝዩ ሕጉስ እዩ፡፡ ብዘለካ ምሕጓስ፡ ትምህርቲ እዩ።
Lebam hawey kemaka yibzha ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ጽቡቅ ስራሕ ኤርትራዊነት ማለት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሮዳስ ምቅርቲ
ጽቡቅ መደብ ዘውጻኤክሞ ይተካልኩም
Wath a strong man 🙏he break me my heart with his words and thankfulness to Good 🙏🙏 and his life history 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️.
Good will be with you ♥️.
Thanks Alena Walta Hager 🇪🇷🇪🇷
ሮዳስ ሐፍተይ እዚ ስነጥበባዊ ብጣዕሚ ናፍቆት አብ ትዝታ የእቲኒ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ
Thanks as always alena walta hager egziabher ybarkum ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናይ ብሓቂ ነቢ ዔ 😢😢😢😢😢 ጽቡቅ ስራሕ
ኣለና ዋልታ ሃገር ኣብስራሕኹም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኹም ሙልእጥዕና ንምነየልኹም ኣምላክ ዘውጻእክሞ ዕጽፊገሩ ኣምላክ የሃብኹም❤❤❤❤❤❤
GOD-BLESS YOU MY BEAUTIFUL PEOPLE 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አምላክ ይባርኩም አዛ መደብ መመሊሰካ ትፍቶ ምሰቲ ሰንክልንኡ ሐቦኛ ይሰርሕ ተሰፍኡ ደሰ ይብልካ
ጽቡቅ ስራሕ ❤❤ ንመዳ ካኣ ካሊእ ግዜ ሒዝኩሞ ሙጹ ጥዑም ድምጺ 🥰🥰🥰
ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️
God blass you Maebel ♥️🙏🏻♥️🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍👍🇪🇷♥️🇪🇷
Dess zeb medeb amlak zewexakmo exfi geru yehabkum
Nic demxi krar keep it up hawey nty 🎶👌🥰🥰
ብሐቂ ኣለና ዋልታ ሀገር ዘዉጻእክሞ ይተካልኩም ከም ሽምኩም ዋልታ ሀገር ኢኩም እሞ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሐልኩም ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ህዝብና ብሩኽ እዚ እኮ'ዩ መለለይና❤ ሎሚ ድኣ ቁሩብ ንፈርስ ኣለና 'ምበር😢 እዛ ናይ ኣያና ስንክልና ብተመሳሳሊ ብዙሓት ኣያታት ይፈልጥ እቲ ማህረምቲ ኣብ ርእሲ'ያ የእዳውካ እግርኻ ብሓደ ኢያ ተልምሰን😢 ብስም ስንኩላንና ስኪ ንፋቀር የሕዋት❤
ኣብ ቀጻልነት ፍቅርን ክብርን ህዝብና ትኣምን like ደብድበኒ ወላ ይኽበደኒ❤
ኣሰይ ዮሪድ ሽኮር ኣምላኽ ኣብ መንገድኹም ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ይሃብኩም ትገብርዎ ዘልኹም ጽቡቕ ስራሕ ከየመስገና ክንሓልፍ ኣይንደልይን ደቂ 🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤
እሰይ ሓወይ ኣጆኻ። ብኽንደይ ጀጋኑ ኣሕዋተይ ኣሓተይ ሞትን ስንክልናን ዝመጸትን ዝተዋሕሰትን ሃገር ብርፍራፍ ጸላእትን ኣሳሰይትን ባኒ ልማኖ እንዳበላዕካ ሃገር ክትሸይጥ ምግዓር። ኤርትራ ሃገርይ በዚኦም ዓእጽምትን ደምን እያ ተሰሪታ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና። ኣለና ዋልታ ሃገር ክብሪ ይግብኣኩም። ኩሉ ኤርትራዊ ክስዕቦን ክካፈሎን ይምሕጸን። 🇪🇷❣️🇪🇷❣️🇪🇷
Enqa bdehan mesakum ❤🇪🇷♥️🌹🇪🇷
ኣሰይ ኣቦና ናይ ባሐቂ ተመስገን ❤🎉❤🎉
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሙ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኤርታራውነት ኩቡር መንነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Here they are the beautiful ones with beautiful mind. God bless u all and our martyrs land!
Ajoka wedi Erey ne hezbkan hagerkan ketbl eyu ezi getimuka zelo... jigna eka!! Rodi shikor good job ketxilyo. Awet n'hafash 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
እግዝኣብሔር ካብ ጸውጻእክሞ ይተካኣልኩም
Godbless Eritrea hagerey🙏🙏 proud of you ❤❤❤❤❤⚘⚘⚘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba Alena Walta Hager Good Job & Keep it Up 🇪🇷❤💪
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ኢያ
ደሃይ ቤትና ኩልና እንድሕር ተዋሲእና
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ድቡቅ መደብ ናይ ቶም ኣግማል እንተ ኮይኑ ብሓደ ክሰይቱ ይክእሉ ዩ ብከመይ ንዝብል ድማ ፊት ንፊት ይጠማማቱ ስለ ዘለዉ ኣብ መንግኦም ጌርካ ከተስትዪም ትክእል ኢካ 100% ❤❤❤😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome 🇪🇷 🙏 btami zfetwa medeb thanks rodi lovely 😍
Like always proud of you Alena walta Hager, Rodi tsbkti kea btaemi mkllti ❤❤
Eritrawinet ezyo kulogzye niamlak mimsgan yeqnyelna walta hager qxilowo 🙏🇪🇷❤️💐
AWH good work keep it up, thank you to the crew members Rodas beautiful inside out
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤❤
ኤርትራውነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Beautiful man inside out 💕🥰🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እታ ሕቶ ክምልሳ ፊት ንፊት እየን ዝኮና ስለዚ ደኒነን ይሰትያ። ስለ ትገብርው ብጣዕሚ ነመስግን❤❤❤❤❤❤
እንካዕ ደሓን መጻኩም ቡሉጻት ሜዲያ ከም ስሞም
ሰላም ሮዲ መጀመርያ ጽቡቅ ስራሕ
ቀጺለ እታ ናይ ኣግማል ዝበልክያ ኣብ ማእከለን ኢካ ትገብረለን እታ ማይ ምክንያቱ ሓንቲ ንሰሜን ሓንቲ ንደቡብ እንተ ኮይነን ፈት ንፈት ኣለዋ ማለት ኢዩ።
ጽቡቕ ኣለኻ
😁👍
Buruck Hizbi Eritrea Misgana Kelebu. Biakatkum Hizbey Mihretu Bezihulna Ember Nihnas…….Rodi Shikor Selamki Bizih Ybel.💕🇪🇷🙏
አታሸኮር ዘጋለይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ🎉🎉❤🇪🇷🇪🇷❤🙏🙏👍👍
መዳ ሽኮር ንኡስ መንእሰይ ጽቡቅ ስራሕ ጽቡቅ ድምጺ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሕጂ መጽያ ክራር ማራ ማራ ተዘክሮታት አላዓዒልካልና አታ ሙቁር ሐውና ዓሽ ያሆሆሆሆሆ
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Goob job god blass you Maebe ♥️🙏🏻♥️🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
My people I love you 🇪🇷 😍 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዋውው ደስ ዝብል ማዕበል ሓወይ ኣምላክ ዘውጻካዮ ይተክኣልካ ❤ሮዲ ሽኮር ኣነስ ክፈትወኪ ❤
እማዕርኽሞ ኣምላኽ ይባርኽኩም❤
ድሃይ ቤትና አምላክ ብር ክትብሉ ተሐጎሱ አምላክ ዘውጻኩሞ ዒጽፌ ገይሩ ይሃብኩም አብዚአ ትካፍሉ ንብምሉእኩም የመሰግነኩም
🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
ኤሰይ ሐውና ጅግና ድመን ጥዕና የሃብካ ምስ ፋምልኽ ❤🎉❤🎉
ዘውጻእክሞ እግዚኣብሄር ይመልኣልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂
ዋውውውውው ክራሪስት ናይ ልበይ ንድሕሪት መሊስካኒ። ንኩሉኹም ደቂ ኤረይ🇪🇷❤🇪🇷 እዘን ደርፊ ጋቢዘኩም ኣለኹ 😢😢😢😢
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 FIRST
ብዙሕ ምስጋና ንኣለና ዋልታ ሃገር። ነዞም ናይ ዉጉኣት ሓርነት( ኣነ ብወገነይ ኣካለ ስንኩል ኣይብልን ኢየ። ኣብ ክንድኡ ዉጉእ ሓርነት ኢየ ዝብል) ናይ ሓውና እሰይ ዮሴፍ መውጋእቲ ንናተይ መውጋእቲ ኣዘኻኺሩኒ። ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል ኣብ ሓደ ዲቕ ዝበለ ውግእ ንሓደ ብጻየይ ናይ ሓርነት ዉግእ እንዳሓከምኩዎ እንከሎኹ ብጌታቸው ዝተባህለ ምኩር መድፋዓጂ ብሬን ፒከይ ኣብ የማናይ ርእሰይ ይሃርመኒ። ናይ ጸላኢ መድፋዓጂ ብሬን ጌታቸው ነታ ፒከይ ብሬን ኣብ ልዕሊ ህድሞ ኣውጺኡ ንመድፋዓጂ ብሬን ሳጓኡ መራሕ ብርጌድ ይቐትለልና፡ ንሓኪም ጋንታ ዳዊት የማነ ነተን ዓጢቕወን ዝነበረ ቦምቢ ቻይና ይሃርሞ እተን ቦምባ ክፍንጀራ ምስ ተኸኻ ዳዊት ቀልጢፉ ንዕጥቁ ደርቢዩ ድሒኒ፡ ንሓኪም ጋንታ ተወልደ የማነይቲ ኢዱ ይሃርሞ። ተወልደ የማነይቲ ኢዱ ይስንክል። ኣብ መጠረሽታ ንውጉእ ሓርነት ሽም ዓንዲ ርእሱ ይሃርሞ። ሽምዓንዲ ምስ ተሃርመ ንዓይ ጨድዒ ተወጊኤ ይብለኒ። ንሽም ዓንዲ እንዳ ሓከምክዎ እንከሎኹ ንዓይ ብየማነይ ሸነኽ ናይ ርእሰይ ይብንጭረኒ። እታ ጥይት ንዓይ ሃሪማ ንሽም ዓንዲ ብመሰንገልኡ ሸርጠፍ ተብሎ። እዚ ኹሉ ተወጊኤ ደመይ እንዳ ፈሰሰ እንከሎ እቲ ደም ካብ ሽምዓንዲ ዝተጸየቕኩዎ ስለዝመሰለኒ ከመይ ጌርና ንጌታቸው ከም ንኣልዮ ጥራይ ይሓስብ ኔረ። ካብኡ መራሕትና ንጨድዒ ወይ ናቶ ወይ ጂ3 ሂብኩም እለዮ ይብሉ። ናይ ጸላኢ መድፋዓጂ ብሬን ጌታቸው ግን ንዓይ ኣብ ታርጌት ስለዘእተወኒ ወላሓንቲ ክገብር ከምዘይክእል ምስ ተዓዘቡ ኣነ ከም ዲኮይ( Decoy) ብጻይ ነጋሽ ድማ ብጂ3 ጌሩ ንጌታቸው ብየማነይቲ ዓይኑ ጥይት የእትወሉ። ድሕሪ ፍርቂ ሰዓት ኣነ በዚ መጺኡ ዘይባሃል ቃንዛ ርእሲ ይሕዘኒ ሃለዋተይ ኣጥፊኤ ንዓሰርተ ሓደ ወርሒ ኣብ ኮማ ኔረ። ካብ ኮማ ምስ ተበራበርኩ ኣዛራርባይ ልክዕ ከም ናይ እሰይ ኮይኑ። ንኣብነት ሮዳስ ኢለ ክጽውዕ ኣንድሕር ፈቲነ ልዕሊ ፍርቂ ሰዓት ይወስደለይ። ኣጋጣሚ ኮይኑ ሓደ ትኩር ሰበኽ ሳግም ብዳዌት ክቓዝን ምስ ረኣየኒ ሓደ ጸለሎ ዝሕብሩ ማሓስእ ሂቡኒ። እዚ ማሓስእ ግርም ቴራፒስት ኮይኑኒ፣ ኣፈይ ተኸፊቱ፡ ጸጋመይቲ ኢደይ ስርሓ ተረኪባ። ጸጋመይቲ እግረይ ግን ኣይግድን።
Thank you ኣለና ዋልታ ሃገር ።
Thanks Eritrea forever ❤❤❤❤
God bless you who ever contributed on Alana Wata Hager ❤❤❤
እንቋዕ ድሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ኤዝግኣብሔር ዘውጻኹሞ ይተክኣልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏
Thanks!50
❤🎉
ብጣዕሚ ንፍዕቲ ኣቅራቢት።
ጽቡቕ መደብ 👍ጡዑም ዕላል ምስ ጡዑም ደርፊ ክራር ንፉዕ መንእሰይ 👍🇪🇷 ህዝቢ ኤርትራ ሑጉስን መመስገንን ኢዩ🇪🇷🌿🇪🇷👍🇪🇷🙏🇪🇷♥️🇪🇷
ይኽእላ እየን ኣብ ማእከለን ተቐምጣ❤❤❤❤❤❤ኣለና ዋልታ ሃገር ናይ ብሓቂ ቅዱስ ቅንኢ ኣሕዲርኩምልና ቃላት ሓጺርኒ ኣነስ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🙏🏻❤️🇪🇷❤️
💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙. ማዕበል ሓወይ ዝውጻካዮ ይተካኣልካ.❤
God bless you ❤ Alena Walta Hager
ኣለና ዋልታ ሃገር ክብርን ምስጋናን ይግበኣኩም ማዕበለይ ከኣ ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤
እህህህ ዘገርም እዩ በአል ንህና ድማ ምዝኩሉ ጥእናና ሰሪህና እንዳአተና ተመስገን ዘይንብል ባእሲ ጥራይ እዋይ እሰይ ሐወይ እንቋእ ተሐጎስካ አለና ዋልታ ሐገርድማ ዘደንቅ ስራህ❤🎉❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Esey jigna Edman tienan yehabka fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Mlueu mhret ygberelka fetari 🇪🇷♥️🇪🇷♥️
ኣምላክ ጡዑም ሕክምና ተዝረክብ ምሓወየ ።ኣምላክ ይመስገን ካኣ ብዓቕሚ ዓድና ውን ሂወት ተሪፉ ኣሎ።ጽቡቕ ስራሕ ብጣዕሚ ኣምላክ ዓድና ይባርኽ ❤
Amlak ybarkum AWH naybaki eza medeb qexlwa Rodi ftwtw eye zebleki hzbna temesgen behali bzelewo qdus hzbi gbu eritrea🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️
ሮዳስ ምቅርቲ,ጽቡቅ መደብ🙏🏽❤️
Thanks!
Kbrin mogosn Nihayltat mklkal Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏
መደብኩም ብጣዕሚ ጹቡቅ ፈጣሪ ይሓግዝኩም ዘውጻእኩሞ ይተካኣልኩም ካልእ ክብለኩም ዝደሊ ብጣዕሚ መናባብርኦም ሕማቅ ዘለዉ ኣለዉ ንኣብነት ዝተጣየሳ ተጋደልቲ ነበር ኣይካብ ገዛ ኣይ ካብ ስራሕ ካብ ኩሉ ዘይብለን ክበኽያ ዝዉዕላ ኣለዋ እሞ ምፍታሕ ከድሊየኩም ኢዩ ፈጣሪ ይሓግዝኩም
Welcome back my dear sweet, kind and humble 💕✅🇪🇷✅👉🏽princess 💕
Wawww btami xbuq. Alana walta hager ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉amlak zwxakum ytekealkum
Goyta ybarkum
ደስ ዝብል መደብ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚❤️💙💛🌹🌹🌹
ብመጀመርያ ኣለና ዋልታ ሃገር ትገብርዎ ዘለኩም ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም ቀጺለ እዛ ይቅረ ንበሃሃል ምስ ሰማዑኩ ልብካ ትትንክፍ ብፍላይ ነዞም ኣብ እስራኤል ንርከብ ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና
እግዚኣብሔር ኣምላክ የባርካ ❤❤
ንዝሃበ እዝጊ ይሃቦ።ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ምስ እንጀራ