Eritrian Mother's Heroes Strong Bless God Blessed our Mother's Alena walta Hager great work keep up Serve our Beautiful country Eritrawinet kibur Mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤ welta hagera betam des zebula medeba endeya ,,,gen ne humumata aba hospital hospital zelewa kani bexhuwuma GBU redu habtena kani betam des zebula kela negerta
Subscribe - Share - Like - Comment - Zelle - 602 321 6482 join Monthly membership ruclips.net/channel/UCreJ_MTpmcybypwK-MxrqfAjoin 🩷😊
@@AlenaWaltaHager ኣብዚ link ኣቲየ ዝኮነ ኣይመጻለይን ኣሎ ኩሉ ግዜ ኢየ ዝፍትና ግን ጸልማት ጥራይ ኢዩ ዝመጽእ እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም
@@muzithabtom8868😊😅😅k
ኣንቱም ደቂ ኤረይ ሓጎስ ናይ ሰባት ምርኣይ ክንደዩ ባህ ዘብል ከምዛ ከማይ እንተኮንኩም። በጃኹም ኣባላት ብምኻን ሓገዝና ነበርክት ። የቐንየልና ኣለና ዋልታ ሃገርን ደሃይ ቤትናን❤
ማዕበል ሓወይ ነዛ ሓሳብ እዚኣ ዝሓሰብካላስ ኩሉ ግዜ ትምርቓ ትከውን እግዚኣብሄር መርዓካ የርእየና❤❤❤
HAQI KULOM KREBHU
Amen amen amen egziabher amlakna edmen tenan yhabka maebelino azmarino
Xbuk srah nriseka yu mo egziabher amlak ab twxuwo ytekalkum❤❤❤
ሮዳስ ስለምንታይ ግን ኩሉ ግዜ ካብ ሐደ እንዳ ድኻን ዘይኮነ ዝተፈላለ ክኾውን ይግባእ ብዝተረፈ ጽቡቕ ስራሕ ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አብ ካሜራ አይንረኤን ኢና ሰለዚብሉ 🇪🇷🙏❤️👍🇪🇷
@@senaitsenait5666 ዶ 😂😂😂😂በሉ ድሓን ንሕናስ ክንሕንሽሾሎም ኢልና ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
They’re doing what they can
ኣነ ከማን ብውሽጠይ ኩሉ ግዜ ከምኡየ ዝብል ግን ምናልባት እዞም ዝኸድዎም ድኳናት ኣብ ዋጋ ዝሓሹ ይኾኑ ብሓፈሽኡ ግን ጽቡቅ ስራሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Always I'm happy to watch my favorite program I love my people ❤️ ♥️ ♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤
Ya that is very helpful ❤❤
❤❤❤❤
ኣዜባ ንፍዕቲ ኣድኒቐኪ ኤፉ ጥዑም ጽምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ቀጽሎ ሮድ ምስ ኣባላትኪ ብዓቢኡ ምስ ዋልታ ሃገር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣይትታዓንቀፉ🙏💪💯❤🇪🇷❤
ኤርትራዊ ብሩኽ ዘይጸዓድ ህዝቢ ኩል ጊዜ ንኣምላኹ ዘመስግን ኣለና ዋልታ ሃገር ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ኤቨን (ደራፊ) ደስ ክብለካ ንሱን ፍሽክታኡን
ዋልታ ከምዚ ጌርኩም ህዝብና ኣብ ምሕጋዝ ትገብርዎ ዘለኹም ብጣዕሚ ዝድነቕ ስራሕ እዩ 👏 ቀጽልዎ:: ኣብ ኩሉ ተምጽዎም ደረፍቲ ግን ምስቶም ዕድማት ዝኸይድ ደርፍታት የቕርቡ የለውን .. ንሹጉር ዓቢ ሰብ ተስፋ : ሞራል ዝህብ ክደርፉ ደኣ እምበር ምስ ሂወቶም ምትሕሓዝ ዘይብሉ ናይ ፍቕሪ : ጥልመት ገለ ምስ ምንታይ እዩ ክቑጸር::
ኣዜበይ በላሕ ኤርትራዊት ኣደ እግዚኣብሔር ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ። ኣለና ዋልታ ሃገር ድማ ንፉዓት።❤
ስድራ አናፊቅካና 😭ጽብቅ ግዜ ይመጸአልና ንኩላትና ዝአካክበና አብ እዛ ምጭውቲ ሃገርናን ስድራናን።🫶🫶🫶🫶🫶🫶🫶
Thanks!
❤🎉
ማዕበል ሓውና ክብሪ ይግበኣካ ኩሉ ትገብሮ ተውጸኦ ወጻኢታት ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ኣምላክ ይሃብካ ዘመንካ ምሉእ ብሓጎስ ብደስታ ብሰላምን ዓወትን ፍቅርን ሰላምን ከተሕልፎ ኣምላክ ይሓግዝካ ዕድመን ተዕናን ይሃብካ
Ezi zderf wedi mara des zbl u kulu gizie amxwo plz❤❤❤
Happy to see you. My sister nice job.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏
ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዓዲ ዘሎ መምስገኒ👍🇪🇷 ጽቡቕ ዕላላትን ኣዜባ ንፍዕቲ❤️ ምስ ጡዑም ደራፋይ ሽኮሪና ንቑሕ መንእሰይ❤️🇪🇷 ሮዳስ ዋልታ ሃገር ምስ ተሳተፍትኹም ቀጽልዎ ነመስግነኩም🇪🇷👍🇪🇷🌿🇪🇷🙏🇪🇷
Eritrian Mother's Heroes Strong Bless God Blessed our Mother's Alena walta Hager great work keep up Serve our Beautiful country Eritrawinet kibur Mennet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏♥️🤲🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ከመይ እለኹም ደሃይቤትና ምሰኣለና ዋልታሃገር ኣብ ስራሕኹም ኣሳልጦ ኣብሂወት ኹም ጥዕና ንምነየልኹም❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣዝያ ትድነቕ ኣደ፣ተማሂረ እንዴ ከይበለት፣ዝረኸበቶ እናሰርሔት ደቃ ተዕቢ።ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ፈጣሪ ቐጽልሉ ኣምላኽ ይሓግዝኩም
ባዓልክራር ይበል ደርፊ ፊሽኽታ አመለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏼👏🏼👏🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሐባ አለና ዋልታ ዓድና ሎሚከአኒ ሐንቲ አዝማሪኖ ሰብ አቅሪብኩምልና ብዝኸድኩሞ ተሐጓሱ ጥዕና ይሃብኩሐም ፈጣሪ
ኣለና ዋልታ ሃገር ብሓቂ ኣብ ሓገዝ ዘድልዮም ዝተጸገሙ ሰባት ትገብርዎ ዘለኩም ንኽሉ ግዜ ተዘኪሩ ክነብር ዝኽእል ስራሕ ምፍጻምኩም ብጣዕሚ ዝምስገን እዩ ።
ሮዲ ሓፍትና ኣዝኺ ምቅልልቲ ኣብ ሰባት ዘለኪ ትሕትና ኣኽብሮት ኣዚኪ ደስ ትብሊ ብፍላይ ፍሽኽታኪ ኣዝዮ መሳጢ ቀጽልዮ ።
ኤርትራዊ ምዃን ሐበን እዩ ሪሂጸ በላዕ አለና ዋልታ ሀገር አምላኽ ይሐግዝኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ደቂ ኤሬይ ሽኮሪናታት ብርሃን ገጾም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless Alena Walta hager.so happy to see when someone makes smile and brighten their day. Loveee it. ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
Hi, happy to see you. My sister good job.👍🙏🏼❤️❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላምታኺ ትጥዓም ዳሀይኩም አይታሐባእ አለና ዋልታ ሃገር
የቀንየልና..ፁቡቁሰራሐ
❤❤❤❤❤ኣዳራሽ ልበይ ወሪሳ,,,,,,,፡
ናብ ቦኽሪ ኣፍቃሪተይ ኣብ ዘፍቐርኩሉ ግዜ ንድሕሪት ዓሰርተ ዓመታት መሊስኒ።
ማማየ ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።ሮዲ ምስ ማዕበለይ ምስ ኣባላትኩም ❤❤❤❤ እዚኣ ንዓኩም።
ሰላም ኣደለውቲ ዋልታ ሃገር መድያ።ሓንቲ ሓበሬታ ኔራትኒ፡ማለት እቲ ናትኩም ኣሰራርሓ ከመይ ምካኑ አኻ አንተዘይፈለጥክዎ።ገለ ሰባት ዝሓበሩኑ ሓበሬታ ኔሩ ማለት ነዛ ናይ ሮዳስ ተካይዳ መደብ ዝምልከት ፡ማለት ኣብ ኣስማራ ሓንቲ ጽግምቲ ኤርትራዊት ኣደ ማለት ውላድ ዘይብላ ጥዕና ውን ዘይብላ ኢዳ ከይሃበት ጋዜጣ አንዳሸጠት ትናበር ኣላ እሞ፡ ናትኩም መምዘኒታት መስርሒታትን ጌርኩም ጠመተ ክትገብሩላ ሪኢቶይ ይህብ።ን ዝያዳ ሓበሬታ ኽንህበኩም ንክእል ኢና።
ሮዳሰ ፍልቅልቅ በርቺ ድል ለኤርትራ አገራችን ድል ለመንግሰታችን
Nfue menesey ajoka berte xbuk dmxi aloka 💪💪💪👏👏👏❤️❤️🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ መደብ ኩሉ ጊዜ ❤❤❤❤❤
እንኳእ ዳሓን መጻእኩም አብ ሓጻር ግዜ ኩሉ ርኤ ወዲኤዩ ብሀንቀውታ ይጽበኔረ
Aseyy xbuqat 🇪🇷🇪🇷❤,ezi derafay des kbleka
እኳዕ ብስላም መጻኩም አለና ዋልታ ሃገር ስላምኩም ይብዛሓለይ ሮዲ ሽኮር ዕድመን ጥእናን ያሓብኩም 🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🇪🇷🇪🇷
ኤፌ ጥዑም ድምጹ ❤️❤️❤️🌹🌹🌹
ሮዳስ ሐፈተይ ቅሰናት አለኪ። ጽቡቕ ምስራሕ ናይ ሕልና ዕግበት አለዎ። ተዓዲልኪ ቀጽልዮ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
I love it. Remind me back home. ❤️🙏🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷 the most awesome ❤️👍🥰
ዋውውው ኣለና ዋልታ ሃገር ጽቡቅ መደብ አዩ ኣምላኪ ኣብዝሁ ያሃብካ❤❤❤❤❤❤
ዋውውውውው ማራ ደስ ዝብል ዕላል
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላኽ ኣዘብ ሃብትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Blutsat naus weledo. Respect!!!. EGZABHER ERITREA YBARK.
Aseyyy des ketblka eza ade edmen tenan yhabki fetari❤❤
ደቂ ኤረይ ❤️🇪🇷🙏🏽ብርሃን ገጾም ሽኮራት ❤እዚ ህዝቢ ኤርትራ ከመስግንን ይአክለኒ ክብል አምላክና ረብና ንሀገርና 🇪🇷ንህዝብና 🇪🇷ንመራሕትና 🇪🇷ንሐይልታት ምክልካልና ዘመነ ሰላም ቅሳነት ራሕዋ ጥዕና ይግረልና 🙏🏽❤️🇪🇷አደ ኤርትራዊ መግለጺ ትስእነላ ክብርን ሞገስን ደዴታት ኤርትራ ❤️🇪🇷ኤበኒና ሽኮር ወዲ ኤረይ ❤ ድምጹን ፍሽክቲኡን A+ ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Xbuk srah alenalki walta hager kexlwo ❤❤❤
ማዓበል ጅግና ዕጽፍታት ጌሩ ይተኽኣልኻ
ማዕበሊኖ ኣለና ዋልታ ሀገር ቤጣዕሚ ኢና ንሑጎስ በኣኩም ደቂ ኤረይ ሰላም ፍቅሪ ዝመልኦ ኣውድኣመት ይግበረልና ኣሜን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Alena walta hager egzabher zeywudae yhabikum ni rebiha hizbikumin hagerkumin enber ninebisei zeytbilu megilexi yebilein 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️✅️
Azieba ajoki keribki bidekiki tkaheslu gzie ❤ Rodi and derafay tsbuk medeb 🙏😍
ኤርትራዊ ማለት ማዕበል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ኣይከኣልኩን እዛ መደብ ከይበከኩ ዚረኣኩላ መዓልቲ የላን ሓደ ንፍቆት ኣሎ ብ ዓቢኡ ምክኒት መብከይ ጥራሕ እየ ዝደሊ ብ ተወሳኪ ኩሉ ኣብዛ መደብ ዝመጽእ ድማ መመስገኒ ሞራሉ ማራ ይገርመካ ነዛ ነብሰይ ንዕቅ የብላ
Great job Meabloin god blass you ♥️🙏🏻🙏🏻♥️👍👍🤩🤩🐪🐪👍👍🌹🌹🌹♥️🇪🇷💐♥️🇪🇷
ማዕበል ዋልታ ህዝቢ ብክልተ እግርኻ ደው በል ❤❤❤
ኣሜን 🙏🏽እዚ ኣቦ ዲኻታት እዩ ማዕብል
ማዕበል ሓወይ ምጣዓም ጸውጺኻዩ መደብ ጽቡቁ ቅጽሎ ንዘዊጻኩም ካአ ብሓባሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ገጽ ንፈትዋ ረኣና ሮዳሰይ፡ስድራ ኣለና ዋልታ ሃገር ሰላምኩም ይብዛሕ።ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ 1ኢልካ ጀሚርካ ድሮ 24ክፋል በጽሓ።ቡኡ ከኣ ክንደይ ስድራ ተተባቢዑ ስለዚ ዕድመን ጥዕናን ማዕበለይ ኩሉኩም ኣባላት ኣለና ዋልታ ሃገር፡ሮዲ ምስ ኩሉም መሳርሕትኪ❤❤❤❤❤
I like the singer! Great voices and his lyrics. I love this program
ናይ ሎሚ ደራፉይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ከምቲ ናይ መንደፈራ ናይ የሱፉ ዝደርፊ።❤️🌺🫶💐
ክብሪ ይሃብኩም ቲም ዋልታ ሃገር።
Wawwwww shkorinatat edimen tienane yehabukum ❤️🙏❤️
አዜባ ሽኮር አዝማሪኖ ጥዑም ዕላልኪ
Deki erey blutsat egzabher admen tanan yhabkum🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗💗💗💗💗
Wawwww good job Eri blood ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
SHIKORINATAT deqi ERITREA ❤🎉🇪🇷🇪🇷🤲🤲🌹🙏❤❤❤👏🏽👌🤩
bella bella medeb good job singer kae ajoka good job deki ERI shikorat amalak selamkum yebzhyo mikurat
Very good young artist and happy God blesses you
እንቃዕ ብስላም መጻኪ ሮዲ ❤
🇪🇷🙏🏽ኣምላኽ ዕዲመን ጥዕና ይሃብኩም እዚ ትሰርሕዎ ዘልኹም ብጣዕሚ ጹቡቅ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽💖🌹🇪🇷
Waw ybel derafay❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
Alena walta hager best eritrean media
Btami teum dmtsi alewo ezi wedi.
Edmen tenan yhabkum
Rodasey mikrti betiami eye zeftwki alena walita hager kea betiami tsebuk ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Asey des kbla 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤
Sdrabetna edmen tenann yhabkum ❤❤❤
Eveney xbuk wedi 👉🌹👈
Maebelino ata jigna ❤❤❤❤ amlak edmen tenan yhabka rodi shikor kea kexilyo ❤❤❤❤
❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🙏👍 blux kem wetru adalawti dhay betna,walta hager. Amlak zewxakumo abzihu yhabkum edmen tnan.& I love rodas ❤😍 sa alway natural
My favorite show ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks, alena walta hager ❤ eza adena kitshkur ❤ ezie hawena kea demxu ketem zemote neshtoy hawey yemesel azekirunie ❤selamta from California ❤🇪🇷
ዝሃበ እዝጊ ዕጽፊ ገይሩ ይተክኣሉ ። ሕልናኻ ዕረፍቲ ዝህብ ቅዱስ ስራሕ እዩ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም። ሮዳስ ትሕትቲ ጔል ተባረኺ ንፍዕቲ ።
Alena Walta hager bitamy eya zamsgnkom Rodi ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇸
❤❤❤❤❤❤❤ኣለና ወልታሃገር ብእግዛድሄር ርከብዎ❤❤❤
እወ ይበሎ ደራፋይ ዕሸል መንእሰይ አብ ልብካ ዝአቱ ተዘክሮ ዝንቅንቅ ። ቀጵሎ ብሐቂ አዲንቀካ ምሩጵ አጆካ ጅግና ❤❤ኤፋ ቀጵሎ ሮዳ ሽኮር ምቅልልቲ መንእሰይ ከሙ አዘብ ንፍዕቲ አደ ጅግና ወፋራ ትአቱ ሙሉእ ጥዕና ይሃብኪ ❤❤ op 🇪🇷🐆🇪🇷🐆🤝👍♥️♥️✌️🌹🇪🇷🇪🇷🐆🤝
Crarista bravo thank you all of you guys. God bless 🙏🙏
I love that salad looks amazing food,
Wawww edmen tenan yhabekum fetari ❤❤❤❤❤❤
Azeb you are absolutely wonderful
Sele teserhewo zelkum zeyhelel tasaeri nemesgen metbbaekum qetselu❤ n hezbena ezzi aybzehon ywehdo 🙏🇪🇷🙏maebel lebonaka betami abey eyiu bekulu medieatateka tegbro serah nekulu zesatefe eyiu emo neaka zeweledu sedera beyt Kefelay keberen mesganan Beziea 2qal abtsehalna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🇪🇷 Rodas berhan getsa Hagerey ikki 🫡🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹
Great Great job Alena walta hager
God bless you Always❤🥰
Maebel hawey🇪🇷
ጽቡቅ መደብ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Welcame weltwen Egziabhar Amlki zwexkmo exfi geru yhabkum dqe Rimey xubqet GBU 🖐🖐🖐🇪🇷❤️
አምላኽ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርኽ ደስ ዝብል መደብ በርትዑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🌻🌻🌻♥️♥️♥️🌷🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💞💞💞💞
❤❤ welta hagera betam des zebula medeba endeya ,,,gen ne humumata aba hospital hospital zelewa kani bexhuwuma GBU redu habtena kani betam des zebula kela negerta
Maebl rodas edmen tenann yhabkum klukm deki Eri ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐
Welcome my favorite program❤🎉❤
ane derafi koynka krieka ydeli seni seni
Ezi wedi fluy kielet alewo ab krar krar ❤❤
Very very good job meablino
Betami nefu sebay ❤❤❤❤❤
Well come gezana walta heger dimxi hafash hizbi eritrea❤
ጸሊም ይኹን ካልእ ሕብሪ ቕልፊ መትሓዚ ስረ ዩ ስልዚ ንስረ መትሓዚ ዩ ።❤❤❤🎉🎉🎉