I have no words for Teme! Amazing, courageous! 💙💙💙💙💙 Wedi Halay Shykor, I think Halay is around D.C 🤔 Any way you are doing the right things Ykealo media!
Yeah bihaki. Ginke Captain eti bihaki ni Hgdef dem zebom eyu beti natu filtetin sala ab America mihlaww zetreyo kieletin sieruwo ka. Eti zsyemen konuwo zelo hiji betom mekalstey zeblom tilmet nigtmo kelo nimen nimhgas rka tiblo?💔 Nimkanu ke Captain ezi kulu gerus aderae yegbo diu? Nikulu hito konu alo yejzen bitaemi!!!
ይከአሎ ሐወይ መአረይ አቦ ሐቂ እድመን ጥዕና የሐብካ ሐፍትኻ ትግራዌቲ ካብ ጣልያን ሚላኖ ❤
Teme deliy selam fekri Amlke admen tena yehbka feri hawey natey ❤️❤️❤️
ኤረትርያዊ ትግራዋይ ዝብሃል የለን , ጌጋ .ንህዝቢ ትግራይ ምፍቃርን ምሕጋዝን ግን ቅቡል እዩ .
ኤርትራዊ ማለት መለለይ ዜግነት እዩ ትግራዋይ ድማ ዓሌት(መንነት) እዩ:: ኤርትራዊ ዝባሃል ዓሌት የለን::
@@Sam-ji3tgwell said!
ኣሎ እምበር:: ጥልያን ዝቀየሮ ኤርጥላዊ ኣሎ
ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዝብሃል ከ ኣሎ ዶ?
ደንቆሮ ኣነ ኤርትራዊ ስዊዛዊ እየ። እንታይ ፍልልይ ኣለዎ
Thanks you so much my dear brother I admire you Keep it up ❤❤❤
ናይ ቃላት ፍልልይ ዳኣሉ'ም'በር (semantics) እነ ኤርትራዊ ብሄረ-ትግርኛ እዬ እቲ ኣብ ሀገረ-ትግራይ ዘሎ ተዛራባይ ትግርኛ ብሄረ-ትግርኛ ትግራዋይ እዩ ከምኡውን ኢሮበታይ ትግራዋይ፣ ኩናማ ትግራዋይ፣ ዓፋራዊ ትግራዋይ እዩ። ትግራይ ከም ኤርትራ መሬት ኣዩ ኣብ መሬታ ዝነብር ትግራዋይ ይባሃል ኣብ ኤርትራ ዝነብርካኣ ኤርትራዊ ይባሃል፣ ክልትኦም ተዛረብቲ ትግርኛ ግን ብሄሮም ብሄረ-ትግርኛ እዩ ሓደ ብሄር እዮም።
ኩሉ ዝበልካዮ ልክዕ እዩ ይከኣሎ ሓውና💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ቶሚየ ሓውና ብሉፅ በልሕ መንእሰይ ነፃነቱ ዝኣወጀ ተባዕ እዩ ብጣዕሚ ካብ ዘድንቆ ሰብ 🥰💙👏🥰💙
Thank you so much ykealo my brother you always give us a good news. Keep going you did a good job. God bless.🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
እዞም ኣምለኽቲ እንታይ ክብሉ እዮም ክጉርዑ እዮም እንታይ ይገበር ተሜ ቖርጫጭ ጀጋኑ🎉🎉🎉💙💙💙
ተመገን ጅግና ❤
ንስኹም ትግሪኛ መርገም ኣለኩም እምበር ሰብ ዶ ንሓዉ ክንድዚ ይጸልእ ፡ ንዑ እባ በስመኣም በሉ ኣምላኽ ባዕሉ ምሕረት የውርደልኩም 😧😧😧
ብህለን ስለዝኮነ ስለዝርድእኦ ትብል አለካ ጌጋ We are Semitic spikers family familiar from one stomach We will be together for ever life time ብቅልፅምና ብስሬና❤❤❤
ይክኣሎ ለባም ከለካስ ሎሚ ተጋጊካ " ትግራዋይ ማለይ ኣብ ትግራይ ዝነብር ወይ ትውልዲ ናይቶም ኣብ ትግራይ ዝነብሩ ሰባት ማለት እዩ። ትግራዋይ ማለይ ትግርኛ ማለት እዩ እንተኢልካ ግን እቶም ትግርኛ ዘይዛረቡ ኣብ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ከም ኩናማን ኢሮፕን ካልእን ተጋሩ ኣይኮኑን ማለትዩ?
ሰብ ንነብሱ ከም ደስ ዝበሎ ጌሩ ክጽውዓ ይክእል እዩ። ትግርኛ ዝዛረብ ትግራዋይ ኢዩ ኢልካ ምጽዋዕ ግን መወከሲ ከድልየና እዩ
ሰላም ሰላም ይክኣሎ ሓውና ዓብይ ሰብ 👌🥰👏🥰💙💙
ተሜካኣ ዕድመንጥዕናን ይምነየሉ❤❤❤ካብቅደምእየዝፈልጦ
ኩለ ነገር ኣብ ኣእምሮ እዩ ዝጅምር:: ዝኾነ ነገር!!!
ዓሻ ሙውት ይናፈቅ ይብሉ ወለድ❤❤❤
😂🤣😂🤣 he’s walking dead.
ዓይን ያለው ሬሳ☠️💀☠️
ይከኣሎ ዉዕል ዉጫለ እስከ ኣምፀኣልና😊
You are right Thank you so mash
Thank you brother ❤🙏🙏🙏❤❤❤
Well done❤❤❤❤
Barayu Hgdef Entay zeyblu hasewti
Selammmmmmmm❤❤❤
💙💙💙❤❤❤
💙💙💙🌿🌿💙💙💙
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
በራዩ በሎሞ እዞሞ ደናቁር ተሜ ጅግና 💙💛💙💛💙💛💙💛💛💙🌿💛🌿🌿💪👊🫵🫶🙏👋🫶👈
❤❤❤
🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿🌿🌿💙
ተሚየ ተባዕ ኣብ ዕጹው ገዛ ኮይኖም ዓፍ ዓፍ ከም ዝብላ ገርዎን ነዘን በራዩ ክክክ ብዝኾነ ያኪ ከም ወትሩ መድካ ደስ ዘብል ኢዩ
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
Myko 💙💙💙💙💙
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen agekum abawet yerakbena amyen xubg zereba eyu amyen ❤❤❤
💙💊💙❤💙💙🌿💯
I have no words for Teme! Amazing, courageous! 💙💙💙💙💙 Wedi Halay Shykor, I think Halay is around D.C 🤔 Any way you are doing the right things Ykealo media!
Yesss ykealo stay strong ❤❤❤god bless u
Thank you❤
ከመይ ኢሉ ኤርትራዊ ትግራዋይ ኢየ ዝብል ነቶም ዝተመዛበሉ ፈጣሪ ናብ ቤቶም ይምለሶም ኢሉ ሰናይ ትምኒቱ ምግላጽ ኣካሊ ኢዩ ነይሩ
ቴሜ ውዲ ህዝቢ ባዓል ሕልና ❤❤❤🎉
ልክዕ ኢካ ሓውና
Thank you so much Ykealo hawna!
Thank you temy
ይከአሎ ጅግና🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
♥️💛♥️💙💚💙
ዝገርም እዩ 4ሳዓት ሰሪሑ ስድራ ስዋአት ተዝሕግዝ አይማሓሸን ትርጉም ዘለዎ
❣️❗️
ጹሉል ዳኣ እወ ይጓዓዝ ባሰታ ይጓዓዝ ጥራይ።
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
💙💙💙💙💙
🌷🌷🌷🌷🌷💙💙💙💙💙💙💙
Yekalo tv is good
Ezom hji n temi tgraway eye sle zbele zxelewo zelew, si abti zelewuwo hager ko ziegnet klmunu eyom zwulu zelew😢
💪💙💙💙💙💙💙
ዋይ ይካ ቁሩብ ከማን ነቅ ነቅ ከማን ኣይትብልን።ክክክክክክክኽኽ❤❤❤❤
👌💚🥰💙💚🥰💙💚🥰💙
እዋይ ቅንዕና...... ተመስገን አምላክ ኩሉ ግዜ ምሳካ ይኹን ርብዒ ሕዝቢ ኤርትራ ከም ተመስገን እንተዝርድኦ አብዚ ዘለናዮ አይምተረከብናን
ጽቡቅ ትፈላፈስ እምበር
Yki❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ሰላም
Osman Salih sabe 😢😢
እቲ ሽምን ባህግን ካልእ ኮይን እቲ ክውንነት ግን ካልእ'ዩ:: እዚ ሓደ ህዝቢ ኣን ክልተ ዶብ ዝሓፀርዎ ናብ ሓደ እንተዘይመፂኡ ናይ ኩላትና ስዕረትን ዕንወትን ቀፃሊ መላገፂ ድሑራት ሕማቃትን ናይ ውሽጥን ግዳምን ገዛእቲ ኢና ንኸውን:: ተስፋናን መውፂኢናን ሓድነትናን ኢሂን ምሂን ምብሃልናን እዩ
ሰላም ይካኣሎ ዓርከይ ኣነ ዝገርመን እንድሕር ዝፀልእዎ ንምንታይ ይስምዕዎ እቶም ኣምልክቲ
Hi Ykalo❤
ትክክል አምላክ ህግደፉ ንሶል ሚድያ ንገረልና ንኢሳያሰ ዝተቃወመ ወይ ወዲ ወታደር ወይ ዓጋመ ወይ አድጊ ንሀመዱ እዮ ዝብሎም እና ንአወል ንሶል ሚድያ አምላኮም እዮ እንተበልካ ይንእሶም እዮ
እዞም ፈርሲ ርእሶም ግደፎም ይከአሎ ሕማም መርዚ እዮም
Lokmax zkone wedi
Guday hagerna endo ngber
Adia gedifas hatinia.
teme zteredeo nquh menesey EU ertirawi zegnet enber Mennet kkewn bftsum aykonen
nBzuhat meqtelen mqetelen neiru
ስለማዊ ሰልፊ ምግባ ጸገም የብሉን ትግራዎይ እየ ምባል ግን እድዒ
Wayyy abet suburbia wedey.
Teinkew
ተመስገን ኣብ ኤሪትራ ተወሊዱ ኣብ ኤሪትራ ዝዓበየ ትግራዋይ ኢዩ ይመስለኒ ::
ከምዚ ዝበልኩዎ እንተኮይኑ :
ኤሪትራዊ ትግራዋይ ዘይኮነ ትግራዋይ ኤሪትራዊ ኢዩ ክባሃል ዘለዎ ::
ኣብ ሓንቲ You tube channel ሰለስተ ተጋሩ ተመስገን ሳልሳዮም ኣዝማሪኖ ተጋሩ ኢሎም ብሓንሳብ ተሳኢሎም ተራእዮም ነይሮም ::
ስለዚ ተመስገን ዋላ ኣብ ኤሪትራ ይወለድ እምበር ትግራዋይ ኢዩ ::
ምስ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ተደናጋጺ ክኸውን ይኽእል ኢዩ ግን ይኹን እምበር ትግራውነቱ ኣይቅየርን ኢዩ ::
ኩሉ ግዜ ትግራዋይ ኢዩ ::
ባዕሉ ትግራዋይ ኢየ እንዳበለ ኤሪትራዊ ኢዩ ክባሃል ኣይካኣልን ኢዩ ::
ድንቁርና ፡ እቲ ዝበርትዐ ጸልማትዩ (ደልሃመት ) ኢሳያስ ዘጸለሎ ፡ ( ዘዕበዶ ) ውሑድ ኣይኮነን ። ኢሳያስ ፡ኣቐዲሙ ንሓንጎል አርትራውያን ' ዩ ትቖጻጺሩ ።
እሞ ጃዋር ትማሊ ምስ ኤርትራ ዘለና ርክብ ከም ምስ ኬንያ አይነት ክከውን አይክዕልን ክብል ከሎ ጃዋዕ ጃዋዕ ትብል ነርካ 🤔🤔🤔🤔
6:30 ስዉእ ኣዳናጊሮም እባ ሰዊኦሞም የሕዋትና ላግጺ sporti ትሰርሑ ኣለኩም
ሕልሞምን ምህምናን እባ ኣማኪንኩሞ ግደፉ እዳ ጾዎታ በለለይ
bel bel an xelolo media keyrin edmen tinan yhaben
ዘረባ የብሉን፣ ጆዋር'ውን እኮ ኤርትራ ካብ ኢትዮጵያ ፈሊኻ ምርኣዩ ይጽግም እዩ ይብል ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መሕትት ምስ "ርዕዮት"። ስለምንታይ ንምትእትታው ኤርትራ (ኣብ ውግእ ትግራይ) ዘየወገዝካዮ ንዝብል ሕቶ ክምልስ እንከሎ ዳርጋ ኤርትራ'ኮ ባእዳዊት ሃገር ኣይኮነትን ይብል።
ሐቁ ህግደፋውያን ጎዶሎ ስብ አምለኽቲ እምበር ደገፍቲ አይኾኑን
ያይክኣሎ ኣኹየ እታ፡ቐንዲ መሳሪሒቶም እዛ ናይ ትግራይ ጽልኢ ምስ ህዝቢ ኤሪትራ እያ እዚኣ እንተይ ትኸውን ኢሰያስ ኣብ ስልጣን ክሳዕ ሕጂ ኣይምጸንሐን። ርኣዮ ውግእ ምስ ወያነ፡ካብ ዝጅመር ድሮ ርብዒ ዘበን ሓሊፉ እዚ ወለዶ ሙሉእ ማለት እዩ። ቖልዓ፡ትምህርቲ ክጅምር፡ከሎ ኣፉ ብወያነ እያ ጸላኢትካ ኢሎም እዮም ኣፉ ዘኽፍተዎ። ዕድሚኡ17 ምስ በጽሔ ሳዋ ወሲዶም ጠበምጃ፡ምትኳስ ይምህርዎ። እዚኣ፡ምስ፡ተማህረ ወያነ ከይትወረካ ንዓ ዶብካ፡ሓሉ ኢሎም ኣብታ ድፋዕ የእትውዎ ብርስንን ወዲ ዓከርን እንዳ በልዔ ሂወቱ ኣብኣ ትውዳእ እንተ ዘይምልሃዲሙ። ንኢሰያስ ግን ሰሪሕሉ ክሳዕ ሕጂ ኣብ ስልጣኑ ኣሎ።
never eritrawi tigraway zbehal yelen
ዋለሕድ
🩵🩵🩵🩵🩵💙💙💙💙💙
It’s just wasting time he should run on his mind
Kem shnti gmel ndh'rit gdefwo :: h'ade sgumti nkh'dmit klte sgumti ndh'rit:: Isaias Tgraway eyu Eritreawi ke,a aykonen :: wala mrda,e yebekh'um
Seb mekitalen mesaren yrekeb
Check ናይ ባሕሪ ዶ ትከዉን?😂😂😂
ስቕ ምባል ውን ጭውነትዩ
They fight not beside ethiopia with tigrai
ምእመናን ህግደፍውን ክትብሎም ትኽእል ኢኻ ኣብ ክንዲ ደገፍቲ ትብሎም
🤔🤔🤣🤣🤣🤣
Yeah bihaki. Ginke Captain eti bihaki ni Hgdef dem zebom eyu beti natu filtetin sala ab America mihlaww zetreyo kieletin sieruwo ka. Eti zsyemen konuwo zelo hiji betom mekalstey zeblom tilmet nigtmo kelo nimen nimhgas rka tiblo?💔 Nimkanu ke Captain ezi kulu gerus aderae yegbo diu? Nikulu hito konu alo yejzen bitaemi!!!
I don't understand. Re-Write it in English or Tigrinia. 😂😂😂😂😂😂
Yki
ሰላም ዮሃንስ
ሐመድ አምጺኡ
እዞም ኣምለኽቲ ስለምንታይ ዳ ን Alexander Isak ኤርትራዊ ሽወደናዊ ኢሎም ዝጽዉዕዎ? ተመስገን ካ ኤርትራዊ ትግራዋይ እየ እንተ በለ ዝቕረጹ ዘለዉ. ጽልኢ ተጋሩ እንዱ ከምኡ ዝገብሮም ዘሎ ስለዚ ሕማሞም ቀጻሊ እዩ ክኸውን 😀
Akalawi mnksikas sonst nexs
hgdef nbalu kunun dea nmen eu kkunn wedey sq elkum ba aytshegeru wae kali eber hgdef kela wae
🤣🤣🤣
Beal neskean kemmkan kedeat deqe okgulgzeay mes esyes schytie hager EDA tigrey tewet kedaet deqe asfha
His opinion has nothing to do with Akeleguzay or Hamasien for that matter.
Stop dividing Eritreans, it's not helpful.
Aklwi menqsks geru 🤣😏
ኣታአካሎ።ህልፎ።አዝ።ዋዲ።ማንትል.አይ።
ደሞም ኣፍሲሶም ንምንታይ እንተልና ክዘምቱ ንኽሰርቁ ዘይመሬቶምን ባሕሮምን ንኽውንኑ ባንጻሩ እኳ ካሕሳ ክኸፍሉ ንኤርትራዊያን ምተገቤኤ።
ኤርጥላዊ 🤮