Bro, if you are serious about what you say: learn ethio-eritrean history, ie. the people, their background, settlement, language, culture, etc ... why don't you invite Mr. Bekure, for example?
80% nay tarik memhr bokre gelixomo alewu qdmi newih ametat , gin mulue aykonen , King Solomun was a taygaryan who made pyramids using demons(aliens) this including the one engulfed by dust and sea in Adulis .
Nay awet analysis based on isyas's theory.....malet awet nezi tarik mulie b mulue eyu aykonen zibll gin chibtitat nezi yimesil isyiasin seabtun kea nezi ezi hadish metsxniati nezi nezi chibtitat rekibiom eyu eluu.....seb gin xegem alewo keyteredie kimilis ziqedadem seb bezihu....by the way nay awet anylisis and nay isieyas metsxniatin keygoseka melsi mehabka yemesgineka.....awet bitaimi nifue sebyu qidmi ezia win "tarik adwa" tibl seeihu neyru....awet kurub filetet hizu ignorant zikone hasab ayihibinyu gizie hibu tarik fetishu, metsxniati geru eyu zeqirib...some people have no idea what time and effort it takes for one documentary like this to be made ab media wetsxia haqitat keyhazu abakis abakis keblu eka tirieyiom....gega zible kea kem nay awet kof elo history gemtsxilu, chibtitat aqribu kimugut eyu zelewo..... anyway well done yikealo
ሰላም ኩቡር ሓው ይክኣሎ እቲ ዝገርመካ አብ ኢትዮጵያ አብ ከባቢ 2013 አብ ዝነበርኩሉ ሓደ አቦ ናይ ቀደም መምህር ዝነበሩ ብዛዕባ እዛ ፒራሚድ ምስ ሕጂ እዚ ሓውና አልዒሉዎ ዞሎ ታሪክ እቶም አቦ ውን ከዘንቱውሉና ይዝክር ግን ብዙሕ አይተገደስናሎምን ብዝኮነ ከምዝበልካዮ አብታሪኽ ብዙሕ ሕጽረት አለና ብዝኮነ ጽቡቅ መደብካ ቀጽሎ አጆካ 👍👍👍👍
Q111q1111111111111111qqq1111111qq1111111q11111111¹¹¹11qqqqqqqqqqqqqq1qqq11qqqqqqqqqqqq1qqqqq1qqq1qq1qq11qqqqqqq1qqqqq1qq1qqqq1qqq1qqqqq1qqqqqqq1q1q1qqqq1qqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqq1qqqqq1qqqqqqqqqq1qqqqq1qqqqqqq1qqqqq1qqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqq11qqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqq11qqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqq1qqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqqq1qqqqqqqqq1qqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1q1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqq11qqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqq1qqqqqqq1qqqqqqqqqqqqq1qqqqqq1qqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qq1q1qqqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqq1q1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqq1qqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqq1qqqqq11qqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqq1qqq1qqqqqqqqqqqqqqqqq1qqq1qqqqqqqqqqqq1q1qqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq
ግብጺ ፒራሚድ እንዳበሉ በለው ከለው እዛ ቴድረር ዓደይ ሓቂ እንተዘይኮኑ እንተዘይየልዕልዋ 💙💙💙💙
New Subscriber knowledge is power keep up Yikealo TV
.......ይካ🎅ኣሎ......
💙ነጽር✍️ስፋሕ✍️ተዓወት💙
Tigray Tigrigna dream ain’t come yikealo 😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Xubuq meglexi yikal bro
ብብዝሒ ቅላት እዮም ዘለው ከምዝይኣቶም ዝበሉ ቃላት ተወሊዱ ክትብል ዘየድፍሩ ግናኸ መሰረቱ ንባዕሉ ክእይሉ ዝዓበየ እዩ ትግርይና
መወከስይ ዝኾኑ ቃላት ካብታቶም ንየማን ከተንቦም ትርጉም ይህቡ ንጸጋም እንክንበቡ ውን ካልእ ትርጉም ይህቡ:-
በለዓ
ወቀጠ
ተረኸ
ጎተነ
መሰጠ
መጠወ
ሓጸበ .....
ወቀጠ
Welcome Yikealo Tv
💙💙💙💙💙🌷💖
💙💙💙
Yki❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🙏🙏💙💙💙💙
Selam yekalo from Sydney
💙💚💙
ሰላም ይከኣሎ፣ ኣነ ኣብዚ ዳዊት ዝበሎ ይሰማማዕ እየ። ኤርትራዉያን ኩሉ ጸጽቡቑ ናህና ስለ ዝብሉ ክትኣምኖ ኣጸጋሚ እዩ። እዚ ፒራሚድ 2700 ሽሕ ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ እዩ ተሰሪሑ። ኣብቲ እዋን ኣብቲ ምድሪ ሓበሻ ስልጣነ ከም ዝነበረ ኩሉ ዝሰማማዓሉ እዩ ኢለ ይኣምን። እዩ ሓወልቲ ኣኽሱም ዉን ሓደ ካብቲ ምስክር እዩ። ንሱ ጥራይ ዘይኮነ እቶም ቀዳሞት ኣህዛብ፣ ቕድሚ 1.8 ሚልዮን ዓመት ዝነበሩ ዉን ኣዕጽምቶም ኣብቲ ከባቢ ደንከል እዩ ተረኹቡ። ገለ ኤሪትራዉያን ኢና በሃልቲ ግን፣ ዋላ ተጋሩ ኣሕዋትኩ እዮም ተበልካዮም ኣይቅበልዎን እዮም። እቶም ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ብዓይንና ዝረኣናዮም ግዳያት ዝኾኑ እሕዋትና (ቅዝፈት ላምፓዱሳ) ዉን ኣፍሪቃውያን ኢሎሞም። ጸጽቡቑ ናህና በሃልቲ እዮም። ኣነ ብናተይ ግምት ኣብቲ እዋን ህዝቢ ትግርኛ ዝበሃል ኔሩ ኢለ ኣይኣምንን እየ። ግን እቲ ታሪኽ ናይ ሓባር ታሪኽ ካብ ደንከል ስጋብ ኣለጻንድርያ እዩ ዝብል ኣበሃህላ ተሰሚዐ ቁሩብ ክዓግብ ምኸኣልኩ። ኩሉ እቲ ታሪኽ ኣብ ከባቢ 3000 ዓመት ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ ዝነበረ ናይ ኩሉ እቲ ኣብቲ ከባቢ ዝነበረ ኣህዛብ እዩ እምበር፣ ናህና እዩ ናቶም እዩ ኢልካ ዝፈላለ ኮይኑ ኣይስማዓንን። ቀደም ከብዚ በዓል ኢሰያስ ዝፈጠሩዎ ኬላ ስለ ዘይነበረ፣ እቲ ኣብቲ ከባቢ ዝነብር ዝነበር ኣህዛብ ናይ ቀደም (Homo Rudolfensis and Homo Habilis) ዉን ዝዓግቶም ስለ ዘይነበር፣ ካብቲ ናይ ሕጂ ከባቢና ተበጊሶም ንሙሉእ ህዝቢ ዓለም ፈጢርሞ። ስለዚ ኣነ ነቲ ናትና ናቶም ዝብል ኣገላልጻ ክቕበሎ የጸግመኒ። ሰላም ንዓኻ፣ ፈላጥ ኮይነ ዘይኮንኩስ፣ ካብቲ ቁሩብ ንሰምዖን ነብብቦን እየ ዘካፍል ዘለኹ።
ይካኣሎ ሓወይ
💙💙💙💙💙💙👍
ካብ ግእዝ ዝፈለቁ ቋንቋታት ትግረ ትግርኛ ኣምሓርኛ ጉራጎኛ(ጉራጌ)።ዳዊት ከኣ ሓንቲ ኣፍልጦ ናይ ታሪኽ የብሉን ድፍረት ግን ኣለዎ ሸለል በሎ።ይከኣሎ ትግርኛ ኣብ 9ይ ክፍለዘመን ኢዩ ክጸሓፍ ጀሚሪ ኣብ ጎጉል ጌጋ ኢዩ ዘሎ።
ሰላም ይክኣሎ እነ ትግራዋይ እየ ግን ዝሓሳብካ ተመችያትኒ እየ ሪእቶ ክህብ መፅየ ዋላ ኣብ ህንዲ ሓበሻ መልክዖም ዋላ ኣታሓሳስቦኦም ኢትዬጲያዉያን ኢሎም ዝኣምኑ ኣለዉ ከምኡ ዉን ኣብ ኬንያ ክብሎ ዝደለኩ ቅድሚ 1400 ዓመት ካብ ሱዕድያ እስልምና ምስፍሕፋሕ ምስ ጀመረ ኣሕዋቶም ደቂ ዓዶም ምቅማጥ ምስ ከልእዎም ነቢ ምሓመድ ናብ ምድረ ሓበሽ ፍትሕዊ መንግስቲ ሎ ናብኡ ኪዱ ኢሉ ሰዲድዎምም ምስ መፁ ዉን ካብ ፀላኢ ተከላኪሉ ዉሑስ ቦታ ሂቡ ኣንቢርዎም ።ሕሰብዎ ሞ እሕዋቱ ኣይኮኑን ደቂ ዓዱ ኣይኮኑ ሃይማኖቶም ካልእ እዚ ንዓይ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመኒ ጫፍ ስልጣነ በፂሕና ነርና ብምንታይ ድሕሪ ሰብና ከም ዝተረፍና ዉን ኣይርድኣንን
In India, those people were Slave. We sold them. Genetically the are the south part of ethiopia. So stop confusing people.
ዘመነ ገበል ዝሃበካ ተቀበል ዝብል ሓደ መረጋገጺ እዩ ::
ብዛዕባ ገበል እንተ ርኢናዮ ክልተ የሕዋት ሓደ ቅርጺ ሓወልቲ ማለት ኣብ ናይ ሎም ኤርትራን ትግራይን ዘሎ ቅርጺ ክኸውን ከሎ እቲ ሓደ ድማ ቅርጺ ናይ ገበል እዩ ምልክቱ ስለዚ ክልተ አሕዋት እዮም ይብል ኣብኦም መቃብሩ ኣብ እንዱርማን ኣሎ ክብሉ ከዕልሉ ሰሚዐዓበይቲ ሰባት ግና እቲ ኣብ እንዱርማን ኣሎ ዝብል 90% ናብ ሓቂ ዝቀረበ እዩ ሓቂ ዝኾነ ዛንታ ብምምልላእ እዩ ዝንጽር::
Aki
💙💙
❤️❤️❤️👍
ሰላም
ብምንታይ ክረኽበካ ።
There are Habesha looking people in Egypt they are called ASwan , please check Memhr Bokre Germany about Tigrgna letter was found in Egypt sucrpcher
Anta yikalo ! Nay atew ketee tezaribom ilka bi zaiba kalsi eritreana zeyfeletu indabom zeyfeltu teref shinti dergi amhara dikala kalsikha nezi telam seytan agame eseyas welodo afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray imnetu ethiopia hibret andinet Ethiopia zelewo idil mahab iyu! Kalsikha aytirrsi wedi Eritrea 🎉
Xubuq aleka ykalo ab debub Yemen habsha zerei hade eu
ኣብ ግዘ ንግስነት ።ኣክሱም ኣብ 500 ክ/ዘ ክሳብ የመን ነሩ ሃጸይ ካልብ ዝመርሖ እንኮላይ ግእዝ ጽሑፍ ኣሎ።ካልእ ኣብ ኤርትራ ኣመጻጻኣና ኣብ (3)ንክፈል
1 ኒላውያን ኩናማ ናራ(ቂያት ምያት ማለት ናይ ጥንቲ
2 ኩሻውያን ( በሎው፡ ከሎው ፡ሶባ፡ ኖባ) ምስ ምፍራስ ናይ ባቢሎን ካብ ዒራቅ ጢግሪስ ኢፍራጢስ ሃዲሞም ገለ ናብ ግብጺ ገለ ካኣ ናብ ምድሪ ሃበሻ ኣተዉ።
3 ሰማውያን ድህሪ ኩሉ ካብ ደቡብ የመን መጽዮም ኣጋዝያን ካኣ ዝብል ስም ረኪቦም።
ሓበሻ ካብ ደቡብ ዓረብ ካብ ዝመጽእ ልዕሊ 3700 ኣመታት ኣለዎ...
ኣነ ግን መቦቆልና ህዝቢ ሓበሻ የመን እየ ዝብል 75%። መክንያቱ ኣብ ትግርኛ ዝተፈላለየ ሕበረተሰብ ኣለና ከም ኣብነት:ካብ ናይጀርያ :ካብ ርዋንዳ:ዎሎዶ ዝፈልጦም ኣለዉ ኣብ ዓድና!
ብፍላይ ኣብ ሓማሴን ብግዜ መግዛእቲ ጥልያን ብባርነት ተመቁሖም ዝመጹ ኣሎው
ትግርኛ ሰሪሐሞ ዝብል ሓሳብ ኢዩ እቲ ክእመን ዘጸግም ዘሎ , ሓበሻ ኢሎም ከዘንትው ኔሩዎም
ትግርይና ምስ ኣራማይ ከመይ ይመስለካ ሻቡዩ ትግርይና ዶ ግእዝ ይቅድም እንብል እምበር ክልተ ነናቶም መንገዲ ብምሓዝ ዝመጹ እንበር ትግርይና ውሉድ ናይ ግእዝ ኣይኮነን ንኣብነት ኣስማት ትግርይና ንኣስማት ግእዝ ይቅድምዎም::
Selam yekalo hawena
ሰላም
Abraham abeyi kola kab feltet nexa ika sheynka dekes::
ተረፍ ጀነራል ኣብርሃ ኢዮም ይካኣሎ...
ብዓይኒ የመናውያን ርትስቲ ዘይብሎም በራዩ ወይ ልሑጅ እሎም ይጽውዕዎም
Aythaso ny Antertrica ka parymed men serhiwo
ኣነ ብዛንታ ዝሰምኣኩዎ እንተ ኮይኑ መቦቆልና ካብ የመን ብባሕሪ ከም ዝመጻና እዩ ኮይኑ ዝስመኣኒ እቲ ስርኣት ግን ነዚ ጠውዩ ብካልእ ነጊሩና ኤርትራዊ ግን ክጻረፍ ጥራይ ኢካ ትረክቦ ታሪኩ ግን ኣይምልከቶን እዩ 😢😢😢😢
ኣብ 1000 ቅ/ልኩርስቶስ ካብ ግብጺ ናብ ኢትዮጵያ ብ ጢምየት መክንያት ብ ኣሻሓት ዝቁጸሩ ኣትዮም ምስቲ ኣቡኡ ዝጸንሐ ህዝቢ ተዋጊኦም ካኣ መረት ተረስተዩ።
tay shu znebere dea hjs alo adyu Akele guzay nabey do keydu eu
❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ትግርይና ይቅድም ካብ ግእዝ እንተ በልኩ ድፍረት ከይመስል እምበር ከማኡ እዩ ዝመስል ንመረዳእታ ክኾነና "ሰመረ " ዝብል ግእዝ እዩ ትግርይና እውንዩ ብትግርይና ግና ገልቢጥካ እንተ ኣንቢብካዮ ትርጉም ኣለዎ ብግእዝ እንተለዎ ንፈላጣት ግእዝ ይገድፎ
Nana ymeslu wooo anta amlak ab gorebtna alewu yehwatna ouyyyy 😂😢
Bro, if you are serious about what you say: learn ethio-eritrean history, ie. the people, their background, settlement, language, culture, etc ... why don't you invite Mr. Bekure, for example?
80% nay tarik memhr bokre gelixomo alewu qdmi newih ametat , gin mulue aykonen ,
King Solomun was a taygaryan who made pyramids using demons(aliens) this including the one engulfed by dust and sea in Adulis .
ህዝብና ብፍላይ እዚ ተዛራቢ ትግርኛ ርእሰ ምትሓት ካበይ ዩ ወሪስዎ እንድዒ ዓለም ዘይታሪኻ ጎቲታ ናተይ ዩ ትብል በዓል እዚ ልሕጺ ዳዊት ዝበሃል ቆልዓ ከኣ ተለፍለፈ ዘፈልጥ ዩ ዝመስሎ መስለኒ ዘይናትና ኣይናትናን ዩ ካ በለ ልሑጽ ሓንቲ ዘይፈልጥ ደፋር ቆልዓ ናይ ታሪኽ ሲ ኣየናይ ኢልዎ ኢዩ በል።
@semharkahsay1946 ክላ እዚ ስhuw ቆልዓ ብዙሕ ኣይትገደሱሉ ፡ ታሪኽና ምሉእ ብሙሉእ ተሰሪቁ ኢዩ፡ ኣብ ናይ ተዋሕዶ ገዳማት ሙሉእ ትሕዝቶ ክርከብ ይከኣልዩ ፡ ናይ ጉራጌ ፖርታል ትሕቲ መሬት ተቀቢሩ ዘሎ ናይ ወርቂ ከተማ ናይ ኣክሱም ፖርታል ናይ ሰንዓፈ ፖርታል ካብቲ ጸዓዱ ደልዮም ዝሰኣንዎ ዘደንቅ ናይ ጻድቃን ውሁብቶ ብ ኣምላኾም ኢዩ ፡ እታ ፍልጠት እትህብ ገረብ ውን ኣብ ስዩመ ኤዛና ኢያ ትርከብ ፡ ትግርንያ ኣብ 12 ክ፡ዘመን ኢዩ ተፈጢሩ ፡ ቡዙሕ ከየጽንዑ በዓል ዓወት ይዛረቡ ኢዮም ግን ማዕለሽ ዓዓቅምካ ኢዩ ።
ትግርኛ ውን ንዓረብ ተዘይተቃሊስካዩ ኣብ ገዛእ ዓድኻ ማይኖሪቲ ኮይንካ ብዓረብ ክትሕመል ኢኻ ከምዚኦም የመናውያን።
Nay awet analysis based on isyas's theory.....malet awet nezi tarik mulie b mulue eyu aykonen zibll gin chibtitat nezi yimesil isyiasin seabtun kea nezi ezi hadish metsxniati nezi nezi chibtitat rekibiom eyu eluu.....seb gin xegem alewo keyteredie kimilis ziqedadem seb bezihu....by the way nay awet anylisis and nay isieyas metsxniatin keygoseka melsi mehabka yemesgineka.....awet bitaimi nifue sebyu qidmi ezia win "tarik adwa" tibl seeihu neyru....awet kurub filetet hizu ignorant zikone hasab ayihibinyu gizie hibu tarik fetishu, metsxniati geru eyu zeqirib...some people have no idea what time and effort it takes for one documentary like this to be made ab media wetsxia haqitat keyhazu abakis abakis keblu eka tirieyiom....gega zible kea kem nay awet kof elo history gemtsxilu, chibtitat aqribu kimugut eyu zelewo..... anyway well done yikealo
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤