ደሃይ ናይ ማሚ ዳዲ/ ሳሮን ናብ ኣመሪካ/ ፍናን ናብ ኣዲስ/ ዳዊትን ሞኒካን ኣይገደፍሉን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 27 янв 2025

Комментарии • 437

  • @ሸዊትጋልሽረ
    @ሸዊትጋልሽረ 13 дней назад +76

    እንካዕ ንዓመታዊ በዓለ ቅስተ ስላሴ ጥሪ ኣብጽሓኩም❤ ደምሩኒ የሕዋተይ❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  13 дней назад +2

      ❤️❤️❤️

    • @AZebTAMR-o2n
      @AZebTAMR-o2n 12 дней назад

      ኣሜን❤❤❤

    • @WereHailu
      @WereHailu 10 дней назад

      Enquae Nbrhane Meskelu Bselam Abtshakum 🙏🙏🙏dengiye Eye Riayo Eti Video Neshu Hawey Hanti Neger Kblekum Gn Agualat Kuna Awedat Narkki Narkka Ms Kalie Aytewedadru Pleas 🙏🙏🙏nay bealkum Hiwet Gberu Temesgen Belu

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx 13 дней назад +8

    እዞም ናይ መድያስ ኩሎም ካብ ነሹ ተዝመሃሩ ኩሉ ስቱር ደስ ይብል ከቢሩ ሰበይቱ ኣኽብርዋ ኣምላኽ ይባርኮም 🙏❤️

  • @mahitube-m2w
    @mahitube-m2w 13 дней назад +29

    አዛ ጓል አንበር ብሰንኩ ተዋርዳ ወሪድዋ ምስክነይቲ

    • @HhdHd-sp9px
      @HhdHd-sp9px 13 дней назад

      😮መፀ. . . . ... , , , , , . , , , , . , , . . ., , , , , , , , , , , . , , .. , , , , ., , , , .

  • @Ngsti-e3g
    @Ngsti-e3g 13 дней назад +12

    እንኳዕ ኣብጻሓና ንቅድስት ስላሴ ጥሪ ብስም ቅድስት ስላሴ ደሙሩኒ ፍቁራተይ❤

  • @Selamtesfazghi234
    @Selamtesfazghi234 4 дня назад

    ሞኒካ ናታ ሂብክያ👍👍👍

  • @militetesfatzion2418
    @militetesfatzion2418 9 дней назад

    Shkorenatate deki Eritrea ❤❤❤🎉🎉🎉God blessed.

  • @dians1273
    @dians1273 13 дней назад +3

    Thanks my Eritrea. Sisterhood who is speaking ❤🇪🇷💪🦁👍🌞❤great talking my sister

  • @alugaltigray2248
    @alugaltigray2248 13 дней назад +6

    ደሮሆ ምንፋሕ ታይ ፀገም አለው ❤😊
    ነሹዋይ ናፍቅናኻ ❤🤗

  • @nest7680
    @nest7680 13 дней назад +14

    ናይ ሞኒካ ዩ ኣስሒቁኒ ነፍሒ ደርሆ😅

  • @alemwejerat4538
    @alemwejerat4538 7 дней назад

    ደሙርን ኣሕዋተይ

  • @Yeshrag
    @Yeshrag 13 дней назад +5

    ሰላሞ ኤሕወት ደመሩኒ ከመልሰ አየ❤❤❤

  • @lewhatey_Shima_leyti12
    @lewhatey_Shima_leyti12 13 дней назад +9

    ክብር ጋዜጠኛ ከመይ ቀኒካ❤🎉ደምሩኒ ደቂ ዓበይቲ💥✊ለሚ ብስሓቅ ወዲአያ ማርያምን ፍናን ንኩላ ዓቅላ ኣወዲእዋ😂😂😂😂

  • @Rozacanel
    @Rozacanel 11 дней назад +1

    ናሞኒካ ዘረባ ዘስሓቆ 😂😂😂

  • @ove6164
    @ove6164 13 дней назад +19

    ንፍናን ፈለማ ምስ ሳሮን ኣብ ምጅማሮም'የ ዝተወሰነ መዓልቲ ሪአዮም፡ ድሕሪ ምፍልላዮም ግን በቲ ዘቅርቦ ትሕዝቶን ተቆራሪጹ ዝረክቦ ቪድዮታቱን ክከታተሎ ኣይተባዕኩን ጠቅላላ ገዲፈዮ፡ ኣብዚ ሎሚ ቅነ ከኣ ብናቱ ቅጭ ዘምጽኡ ቪድዮታትን ብኡ ሓሪቆም ዝጻርፍዎ ሰባትን መሕለፊ ስኢነ ቀንየ😂 ሕጂ ነዛ ናትካ "ሰብ ክንድዚ እናጸረፎ ዘይቅይሮ ሙካኑ'ዩ" እትብል ሰሚዐ
    ናይ ብሓቂ ድዩ ኩሉ ሰብ ዝጸርፎ ዘሎ ኢለ ናብተን ኣብ መወዳእታ ዘውረደን ቪድዪታት ዩትዩብ ኣትየ ርኢቶ ከንብብ ዘኒጸ እቲ ዝገርም ከኣ እንትርፊ ወደሳ ዋላ ሓንቲ ጸርፊ ክረክብ ኣይክኣልኩን። ኣቲካ ክተንብብ ትክእል ኢካ፡
    ሕጂ ኣብዚኣ'ስ ብመኒኦም ኢና ክንግርም? በቶም ሰብ ጸሪፍዎ ኢሎም ኣብ ፌስቡክን ቲክቶክን ዝጸርፍዎ'ዶስ በቶም ጽቡቅ ተጻሒፉ ኢሎም ኣብ ዩትዩብ ዝውድስዎ(ብርድኢቶም ዘይጽሕፉ) ንዕኡ'ከ ኣብ ዩትዩብ ብዘቅርቦ ትሕዝቶ ኣብ ዩትዩብ ዝውሃቦ ርኢቶ ድዩ ዘገድሶ ዋላ ኣብ ካልእ ዝጽረፎ?
    ሕጂ'ሲ ካብ'ቶም ኣብ ጸርፊ ጸርፊ ኣብ ወደሳ ወደሳ ዝጽሕፉ ለካብጥ.. ኣብቲ ዝወርድ ቪድዮ ኣውሪዱ ዝመጾ ርኢቶ ዘንብብ ንሱ ይሓይሽ፡ ርግጸኛ'የ ከኣ ከምቲ ኣብ ካልእ ዝጸርፍዎን ዝነቅፍዎን ኣብቲ ዘውርዶ ቪድዮታት ብዝግባእ ርኢቶ እንተዘቅምጡ ትሕዝትኡ ምቀየረ ኔሩ፡ ነዞም ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ግን ከም ፍናን'ዩ መድሓኒቶም😂 ካብኡ ከኣ ተጸሊኦሞ ሰብስክራይፕ ምልዓል ቀላል እንከላ እንታይ ኣለዎም ክንድዚ ዘሕርቅ🙂

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 13 дней назад +11

    ነሹ ጽቡቅ ርእይቶ ሂብካ ❤ፍናን ውን እቲ ስታይል ዩ ክቅይሮ ዝግባእ ማዕረ ከምዚ ሰብ እንዳ ጸረፎ ጽቡቅ ኣይኮነን

  • @terhasberhane71
    @terhasberhane71 13 дней назад +9

    ፋኒ ጎበዝ ስብ በአካ ትዛረብ ንስካ ዶላርካ አክብ ጥራሕ

    • @dians1273
      @dians1273 13 дней назад

      @@terhasberhane71 yes he ❤ 💰🤑🤑🤑💰 & chicken women cause he's wick 🤮😭 not strong like Eritrean men 💪🇪🇷

  • @ፋኒተይ
    @ፋኒተይ 13 дней назад +11

    ሰላም ነሹ እዚ ናይ ፍናን ነገር ግን ከጽልኣካ ማዓት ኮይኑ ኩሉ ነገር ብሱቱር እዩ ጽቡቅ

  • @BitaniaNatna-4yx
    @BitaniaNatna-4yx 13 дней назад +1

    እዛ ናይ ፍናን ሰበይቱ ግን ኣምሓረይትይ ኣይኮነትን ትግራወይትያ ትግርኛ ዘይትኽእል ከይትኸውን እምበር ትግራወይትያ ኣምላኽ ሓዳሮም ይባርክ መስክነይትይ ንሳ ከኣ 🙏

  • @Selamtesfazghi234
    @Selamtesfazghi234 4 дня назад

    እዋይ ደቂ ኤረይ መጻወቲ ረክኩም😂😂😂😂😂

  • @faligali6690
    @faligali6690 13 дней назад +8

    እዚ ፍናን ምስ ደቂ ኣንስትዮ ጥራይ እዩ ዓብዩ መስለኒ።ከምዚ ጓልጓሎ እዩ።

  • @livewithhope9586
    @livewithhope9586 13 дней назад +14

    Neshu leba ane ayxarefin endabelka indirectly sebat amxika hamed gerkayo zi geflaw Fnan😂😂

  • @ሕልመይ-ኣበይ-ኣሎ
    @ሕልመይ-ኣበይ-ኣሎ 13 дней назад +1

    Neshu hawey edmwn tanan yhabka fetari❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HiwetMilash
    @HiwetMilash 12 дней назад

    Nashu aynay 🎉🎉

  • @JonathanKiflom-c6m
    @JonathanKiflom-c6m 13 дней назад +5

    Neshu hawey betami eye zeftweka eti mentaysi hiji fulut mes kebrti balti betka eka tehlu gen n media zeymewexea tergum kemzeyblu terdika zeytwexeo mukanka betami eye
    zednqeka Hiwetka betami eyu
    privé kemzi natka nekalot yeftrelom ❤

  • @selam801
    @selam801 13 дней назад +1

    welcome back ነሹዋ💙😘

  • @TsigeTecle-c1o
    @TsigeTecle-c1o 13 дней назад

    Neshu ካብ kampala 🙏🙏🙏

  • @kahase7085
    @kahase7085 13 дней назад

    Nashua abi seb selam ka ybzah xbuk gze ygberlka dahan temelse❤❤❤❤

  • @ሂወ
    @ሂወ 13 дней назад +2

    ኣየ ፍሊ እንዃዕ ሓበሻ ኣይከነት ያ እንታይ ድያ ዳኣ😂😂😂

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 13 дней назад +2

    ሂወት ኣጽሊኢና በቃ ናይዛ ዓለም ብርቅርቅ ተስፋ ሲኢናኣሉ ስቃይ በዚሑ ❤❤❤❤❤❤

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  13 дней назад

      ❤️❤️❤️

    • @abigaelmehari9118
      @abigaelmehari9118 13 дней назад +1

      ኣጆካ ሂወት ምስ የሱስ ኢዩ ጥዑም እምበር ዓለም ከሙ አያ መጽሓፍ ቅዱስ ኣምቢብ ሓወይ

    • @shine8070
      @shine8070 13 дней назад

      Stay strong

  • @Mizankahsay
    @Mizankahsay 13 дней назад

    ነሹ ማዓረይ❤

  • @Gal_tgray
    @Gal_tgray 13 дней назад +2

    ቀዳመይቲ ባዕለይ 😊❤ሰላም ነሹዋይ ማዕረይ❤❤

  • @JiJIJy
    @JiJIJy 2 дня назад

    Orginal agaligaltena heji dea roff bel ata teketatli nay neshu 😂😂😂😂😂

  • @ትጂጋልቀሺ
    @ትጂጋልቀሺ 13 дней назад +2

    ሰላማት ነሹዋይ ዓቢ ሰብ ከመይ ዊዕልካ ጎይታ ጠባይ❤❤❤

  • @ሰብእንታይዘይበለ
    @ሰብእንታይዘይበለ 9 дней назад

    Well come neshuye❤❤😂😂😂😂😂

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 11 дней назад

    ነሹየ❤❤❤

  • @GdgHs-w5s
    @GdgHs-w5s 13 дней назад

    ነሹካኣ ኮምንትኣንብበልና❤❤

  • @RehstiTekletsehay
    @RehstiTekletsehay 13 дней назад

    Welcome ❤❤❤❤

  • @RutaRedie
    @RutaRedie 13 дней назад +1

    ኣቲ ኣደይ መንሽምኪ😂😂😂😂

  • @GMSMFAGFBRF
    @GMSMFAGFBRF 13 дней назад +1

    ሞኒካ ብሰሓቅ ቆሲለ😂😂😂
    ሃይከል ታይ ማለት ዩ ?ክክክ

  • @ማርያመይመዝሙረይ
    @ማርያመይመዝሙረይ 13 дней назад

    _እንኮዕ ብዳሓን መፅካ ነሸነሸ ሓወይ ኣነ ብእነት ኣነ ኤርትራ ብጣዓሚ ዝፈተወኩም ፋና ነሸነሸ ዳዊት እኩም ሕጂ ነሸነሸ ሓወይ እስካን ዳዊት ኣይተፅልኡ ፋና እኮ ናይባዕሉ ህይወት እዩ ዝመርሕ ዘሎ ፋና ሓወይ ቅዱሰ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርከልኩም 💞💞💞_
    _ኣይ ሚንካ ስዲ ንኣቦታትና ንፈለሰት ንቅዱሰን ትደፍሪ ቅዱሰ እግዚኣብሔር ኣምላኽ መሰተወዓሊ ልቢ ይሃብኩም ዳዊት እውን እተዘረቦ ፍሎጦ ሰዲ 😢_

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 13 дней назад +1

    Wellcome neshu 💙💙💙

  • @semharbelay8167
    @semharbelay8167 12 дней назад

    Neshu antayda nay monica anikaya amsilka nfani bel elkayo nfani😂😂😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @sameraaa4869
    @sameraaa4869 13 дней назад

    ገይታዋይ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ

  • @MahariteMebrahtom
    @MahariteMebrahtom 13 дней назад

    Aytseanu ashikumuna ❤

  • @hyabzemu4538
    @hyabzemu4538 13 дней назад +1

    Neshu hawey natka hiwet private bmkanu btaemi eye zednkeka temhar kab beal fnan goboz eka nska kem zelekayo qetsl 👍

  • @etust6788
    @etust6788 13 дней назад +3

    ገለ ነገር ከ ኣዚራትሉ ከይትኾን😄(
    ናይ ጥዕና ይግበረሉ🙏

    • @fifilala9587
      @fifilala9587 13 дней назад

      ፀላም ደርሆ ኣዚራትሉ እያ መስለኒ

    • @HaileabYemane-t4k
      @HaileabYemane-t4k 13 дней назад

      ​@@fifilala9587😂😂

  • @ትግራይዓደይከመይኣላ
    @ትግራይዓደይከመይኣላ 13 дней назад

    ሰላም ነሹዋይ❤❤❤

  • @hannahaile5669
    @hannahaile5669 13 дней назад

    ፍናን ነፋሒ ደርሆ 😂😂😂

  • @FatwaAlbalushi
    @FatwaAlbalushi 13 дней назад +1

    ነሸዋይ ለዋህ❤❤❤❤❤❤

  • @semiraatta8630
    @semiraatta8630 13 дней назад +3

    ነሹ❤❤❤

  • @Yordanos3080
    @Yordanos3080 13 дней назад

    ንሹ አንቆዕ ድሓን መጻኻ❤❤❤

  • @Samrawittesfahiwet22
    @Samrawittesfahiwet22 12 дней назад

    Zelake yfterelki zhaftey hasewti zkona habesha 🥺😒

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 13 дней назад +3

    😂ሞኒካ ኣዋሪዳቶ እንድያ 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @selambahta145
    @selambahta145 13 дней назад

    ክክክክክክክክ እዋይ ባዕልኻ ተምጽኦ ውርደት ነሹ ነብሲ ይገርም ኢዩ ዋይ ምዕልቲ😂😂😂😂😂

  • @MaergHans
    @MaergHans 13 дней назад

    ሰላም ነሹ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Bwpham
    @Bwpham 13 дней назад +2

    ሰላም ሰላም ኩቡር ሓው

  • @AeriTakre
    @AeriTakre 13 дней назад +2

    እረ ሓቃ እያ ሞኒካ ረቢሸና እዩ ዘሎ😂😂😂😂

  • @SarahSs-h6z
    @SarahSs-h6z 13 дней назад

    ነሹ ሰለ ዝፀረፍወ ሰ እታይ እካ ተከምሰምሰ ካልአይ ፍቅር ፍቅሪ ይፃወት ትብል ይፃወት ደዩ ዘሎ ናይ ብሓቂ እታይ ትፈልጥ ነሹ ከምዚ አይተፀበኩካን ብዝኮነ ሰበይት ከም ድልየቱ ይውደሰ አል ኩሉ አይክእሎን ዝፃረፉ ዘለው ፈራታት እዮም

  • @ባርባኣራዳ
    @ባርባኣራዳ 13 дней назад

    ሰርይ አያ ኣክይድኣ 😢

  • @SamiLondon
    @SamiLondon 12 дней назад

    ኣሞይ እኮ ስራሕ በዚሕዋ ብሰንኪ እዝን ሜሮንን ስቅ ዝበለ ሰብ ባዕሎም ተሲኡ ክጸርፎም ዝገብሩ ኣስተዉዒሎም ዘይዛረቡ ፈሽኳላት ኮይኖም ።

  • @AlmazTekel
    @AlmazTekel 12 дней назад

    ናይ ጎንደር አጢዒማቶ ይመሰለኒ😂

  • @YonatanYontan
    @YonatanYontan 11 дней назад

    Eway fnan 2 derho kenefeh good rekibu

  • @wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273
    @wusl1bllqblabqqbqqzzzqaadh273 13 дней назад

    Neshu ayney ❤❤❤❤

  • @mercymercy8563
    @mercymercy8563 13 дней назад +1

    "Ati adey menshemki"😂😂😂😂😂😂

  • @Misganit
    @Misganit 13 дней назад

    Seb mihmay hatiyat eyu ahwatey ❤ hatitatom eka tiwesdelom please leave it

  • @LuaulaTemelso
    @LuaulaTemelso 13 дней назад

    ነሹ✌️ሃይከል ትብል ኣላ ሞኒ ግን እንታይ ማለት ዩ ትርጉሙ ናይ ፉናን ጉዳይ ግን የፍረሓኒ ኒዒቃ ከይትጉሕፎ😂😂😂ከይ ሓመና ካኣ😢😅😅

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 13 дней назад +3

    ዋይ ዴቭ ኣይገደፎን 😂ሜካብ ምስ ገበረት ግን 😀😀

  • @AhmedAhmed-r3b1d
    @AhmedAhmed-r3b1d 11 дней назад

    አማንኤል ሆስፒታል አእትይዎ ተሓባብርኩም ኤርትራውያን አሕዋተይ🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @Bibi--ebi
    @Bibi--ebi 13 дней назад +3

    ነሹ ሓወይ ኣነ ወዲ 25 ዓመት ባዓል ሓዳር የ ኣብዚ ግዜ ግን ናኣሽቱ ዝልብሙሉ ዓበይቲ ዝዕሹውሉ ግዜ በጺሕና ኣብ ናይ ፍናን ዕድመ ምስ በጻሕኩ ንወደይ ንፍናን ዝባሃል ማዓደለይ ኢለ ከረድኦ የ😂😂

  • @dians1273
    @dians1273 13 дней назад

    Tell him to weaken up nothing like " she beli gule Karen" Eritrea 🇪🇷 meshasheto nera

  • @AbAlemey
    @AbAlemey 13 дней назад +1

    ኤነትረ ዘሕልፍ እግሪ ኣለዋ😂😂😂😂😂😂😂 ዝገበረት ዘይብላ ብሰንኩ ዘናጢሎማ ነዛ ጓል😂😂😂

  • @liyuhbt9443
    @liyuhbt9443 12 дней назад

    😂😂😂😂neshu wellcome from megesha 🥰

  • @Adu077
    @Adu077 13 дней назад +4

    ነሹ ❤ ኣዲስ እሞ ከመይ

  • @MANUDIBANGO-cw7uu
    @MANUDIBANGO-cw7uu 11 дней назад

    ፍናን አፍካ ዘይትሕዝ
    😂😂😂😂

  • @yaredgeni4661
    @yaredgeni4661 13 дней назад

    Neshu smart man ❤

  • @Nigstiraya
    @Nigstiraya 12 дней назад

    ኣነ ዘሰሐቐኒ ሕደራይዶ የ ሓድራይዶ የ ንክንላለይ 🤣

  • @ethiotigi6693
    @ethiotigi6693 13 дней назад +1

    ኣታ ነፋሒ ደርሆ😂😂😂😂😂

  • @SelamTek-m3b
    @SelamTek-m3b 13 дней назад

    Neshu neshu 💙 💙💙

  • @abebagrmay2619
    @abebagrmay2619 13 дней назад

    ነሹ❤ኣያሳእነና

  • @GdgHs-w5s
    @GdgHs-w5s 13 дней назад

    ሰላምነሹከመይወደናብዝኣ
    ዝከደማእከላይስ ኡጉሩይስበር

  • @salam-cq3td
    @salam-cq3td 13 дней назад +1

    ነሹዋይ ፋራዳኣ ፋራ እዩ😂😂ሓቂ ዘረባ

  • @LelaWeldemichael
    @LelaWeldemichael 13 дней назад +4

    Btami anbesa wedi uyu finan 💪sbay uyu teserfu zey gdso😂
    Etom dserfu ka kenom uyum😂

  • @brhinchige3752
    @brhinchige3752 13 дней назад

    ናይ መሐንበሲ ጫማ ከ ደኣ 😂😂😂

  • @ማዕቢላ
    @ማዕቢላ 13 дней назад +2

    ናሞኒካ ፀርፍኮ ምድሪ ኣይነጥብን ካብደይ ቆሲለ 😂🤣🤣🤣ዋይ ሞኒካ ለሙስ ሓቃዶ ፀርፍኳ ሓጥያት ተኮነስ 😢

  • @MemeM-v2p
    @MemeM-v2p 13 дней назад

    Enka absent nslase agaztalem❤

    • @Misganit
      @Misganit 13 дней назад

      Amen 🙏.you are better than those who type bad comment

  • @AlmazTekel
    @AlmazTekel 12 дней назад

    ጠል ናይ ሰርሓ ትመስል😂😂

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 13 дней назад +3

    ሻሎም ነሹዋይ ♥️
    ኣብዚ ናይ ማሚ & ዳዲ ምፍልላይ እዚኦም እካ ተፈላልዮም ፍቅሪ የለይ ዝብል ሰብ በዚሑ ኔሩ ያ 😄

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 13 дней назад +1

    ዋላ ኣብ ማእጎሩ ተሸክሙዋ ዘይከድ ኣበት ፀርፍ ሓበሻ ኣይፅላእካ እታ ሰበይቱ እንካእ ትግርኛ ዘይትሰምዕ ኮነት😂😂

  • @LidyaMichael-b6p
    @LidyaMichael-b6p 13 дней назад

    Hji video tezergihu b orjinal youtuberat sle hzbkum ageb belu😂😂😂😂😂

  • @ዛፊዩቱብZafutubu
    @ዛፊዩቱብZafutubu 13 дней назад +1

    ❤❤❤❤❤❤

  • @FfhFhj-s9n
    @FfhFhj-s9n 13 дней назад

    ና ጎጃም ደፋተራ ዶ ዉዒለምሉ😂😂😂

  • @selammeles-f4r
    @selammeles-f4r 13 дней назад

    Ich kann nicht mehr 😂😂😂😂

  • @adonayTube-h5u
    @adonayTube-h5u 13 дней назад +3

    ኣነስ ይከታተሎ እንድየ ኔረ ሎሚ ግን እዝንና ሓሚምና ዋእ 😂 ሕማቅ ፋል ደኣ ከይመስል እምበር በሓድ ዝቅፅሉ ተመሲሉ ዘይስማዓኒ ዘሎ

  • @EnanuGebremedhn
    @EnanuGebremedhn 13 дней назад

    ዳዊትነ ሞኒካን ግን👌👌😜😂

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ

    ሓቆም እዬም እዚአስ አፅሚሙና እኳ ኦርጅናል እናበለ😂 ነሹ ዓይነይ❤

  • @brhanegebrihiwet1012
    @brhanegebrihiwet1012 13 дней назад +1

    Neshu yeak❤

  • @seareaseyhey2080
    @seareaseyhey2080 13 дней назад +1

    Nsu srihu ygebr alo nskum ke?

  • @akberethaile9072
    @akberethaile9072 13 дней назад

    ❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @yamaneestifa3542
    @yamaneestifa3542 13 дней назад

    Nashu mamna abe adss eka zalka❤

  • @Haha-kx1uv
    @Haha-kx1uv 12 дней назад

    Haykel 😂😂😂😂😂 shim rekibkela bhaki 😂😂😂