ደብሪፅ ብዛዕባ ወርቒ እታ ሓቒ ኣንቲግዎ/ተዛሪቡ ኣሎ/

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 9 янв 2025

Комментарии •

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 2 дня назад +1

    Thank you for your service, Dr. Debersion. Merry Christmas to you and your entire family.

  • @ManJohson
    @ManJohson 4 дня назад +2

    ክቡር መራሒ ዶ/ር ደብረፅዮን እንኳዕ ኣብፀሐካ ንብዓል ልደት ሰላም ራህዋ ቅሳነት ዝመልኦ ኣውደ ኣመት ይኩነልካ ።❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉😮😮😮😮😢😢😢😢😅😅😅😅😊😊😊😊

  • @bereketgetachew3384
    @bereketgetachew3384 3 дня назад +3

    ደብሪፅ ጀግና ብሓቂ

  • @kaleayuEtay
    @kaleayuEtay 4 дня назад +3

    ሰመር አብ መትከልከ ደብሪፅ እዞም ጠላማት ግን ዝጠልመ ስጉምቲ ዘይውሰዶ ክሳዕ ዘምሉጡ ድዩ ደብርፅ ዓወት ሐዘለይ

  • @BirhaneGmeicanel
    @BirhaneGmeicanel 4 дня назад +3

    ጀግና አባ ሓቂ ደብሪ

  • @bahta-rebae2124
    @bahta-rebae2124 3 дня назад +2

    ደብሪፅ ጁግና🎉🎉🎉🎉🎉

  • @TsfayGoshu
    @TsfayGoshu 4 дня назад +1

    አቦ ሐቂ ስሚ ንባዳታት ቦሎም ዞም ከዳዓት ህዝቢ ትግራይ አብ ጎንካ ኢና ብዝኮነ መንግዲ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 23 часа назад

    ደብሪፅ ትግራይ ኣብዝሓፀረ ግዘ ናብ ሲንጋፖር ክቅይራ ዘኽእል ዓቅሚ ዝወነነ ጅግና በላዒ 1000000 ዕሸላት

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 4 дня назад +2

    You're honest all you Tegadlty TPLF and TdfTigray.
    God bless innocent peace of people Tigray 🙏 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏 🙌

  • @TsigeHailu-v6s
    @TsigeHailu-v6s 2 дня назад

    ጅግና ወዲ ህዝቢ ዕድመ ይሐብካ 💪💪💪💪💪💪💪

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 4 дня назад +1

    I appreciate D/r Debrestuen G/ Michael wasn't corrupted he is honest with people Tigray. So ✅

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy 4 дня назад +4

    ድብረፅ ሳንታይዝር ናይ ግምት ኢካ እኮ ይመቸካ❤💪💪

  • @destagebrehiwot4556
    @destagebrehiwot4556 2 дня назад +1

    ❤❤❤❤👍👍👍👍

  • @Kirosgebretsadik-l8p
    @Kirosgebretsadik-l8p День назад

    ናይ ባዕልኻ ሰራሕ

  • @alifitwi9220
    @alifitwi9220 4 дня назад

    እዙይ እንድዩ " ዘሕምመና ዘሎ" እታ ክተጥፋኣና ዝፈተን ጆኖሳይደር ሀገር ኢትዮጵያ ንኽትጉሕጎሓና ካብ ህዝብና ስጋብ ንብረትና ዝፅዕሩ ዘለዉ ካሕዳማት ኣብ ዉሽጢ ግዝያዊ ምምሕዳር ዘሎ " ክዉገድ ይግባእ ኣብ ዝሓፀረ ግዜ:: #ፍትሒ_ንህዝቢ_ትግራይ !!

  • @Tesfa-f4r
    @Tesfa-f4r 4 дня назад +4

    ሐሳዊ ሐቂ እንተለካ ስልጣን ልቀቅ ንህዝቢ ሰላም ሃብዎ ገፅኩም ይርሐቅ

  • @YemaneAbrha-k9b
    @YemaneAbrha-k9b 23 часа назад

    ተለኣኣኺ ጀንጀሪኖ ዱኹም ሓሳዊ ኣብ ትራንስ ስምሪት ግበርዎ

  • @dawitmikiele
    @dawitmikiele 4 дня назад

    ❤❤❤❤❤ኣቦ ሓቂ

  • @zegeyealene4360
    @zegeyealene4360 4 дня назад +3

    Debretsion, never lies. Always the truth

  • @DawitBerihu-p1t
    @DawitBerihu-p1t 3 дня назад

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤

  • @riessomkihishen
    @riessomkihishen 2 дня назад

    ውራ ትግራይ እስካብ መዓዝ?

  • @AbebaGebrehiwet-z2i
    @AbebaGebrehiwet-z2i 16 часов назад

    Tokan

  • @Solodastudio
    @Solodastudio 3 дня назад

    እሞ እንታይ ክንገብር ክቡር ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣቦ ሓቂ ምእንተ ህዝቢ ትቃለስ ኣለኻ ጊዜና ግን "ካብያ ባዓል ጣፍስ ባዓል ኣፍ ኮይኑ"

  • @AregawiKahsay-b1g
    @AregawiKahsay-b1g 4 дня назад

    ❤❤❤❤

  • @ABISTRUCKING
    @ABISTRUCKING 3 дня назад +1

    ደብረ ዕንክሊል ሳላኻ 1 ሚሎን መንእሰይ ትግራይ ጠፊኡ ሕጂ ውን ዶ ጌና ደም ንጽሃን ኣጸገብካን!! ዓገብ ዓገብ

  • @tesfayegirma7140
    @tesfayegirma7140 4 дня назад +1

    ጎናይ ዑንጉለ😂

  • @Bertsfa2727
    @Bertsfa2727 4 дня назад +1

    ችድ ህማቕ😂 ናቤት ፍርዲ ክትቐረብ ኢኻ

  • @asefaw4345
    @asefaw4345 4 дня назад

    ኣብይ ስልጣን ስለዝኣብየካ ኢካምበር ንትግራይ ሓሊካ ኣይኮንካን ንስካ ኮነ ጌታቸው ውዱቃት ኢኩም ውረዱ

  • @ZinabuBelay-v7l
    @ZinabuBelay-v7l 17 часов назад

    ነሻቢያ ክደይ አሻግርኹም

  • @TsigeZemaryam
    @TsigeZemaryam День назад

    💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄🎄

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 3 дня назад

    lakbat hasawi baalka serikkas nkala ketelagbelu wedi za shermuta

  • @yohannesbelay7020
    @yohannesbelay7020 4 дня назад

    ኩሉኩም ሰረቅቲ ብደም መንእሰያት ትግራይ ትጻወቱ ዘለኩም ዝተማህሩ ደናቁር ናብቲ ከጥፋአኩም ዝጽዕር ዝነበረ አብይ ኬድኩም ላሐስሐስ ክትብሉ ንስልጣን ሰብ ሕልና ኔርኩም እንተትኮኑ በዚ ወርቂ እዚ አደ ትግራይ ደቃ ዝከፈለት ክትካሐስ ምስተገባአ ዝዓነወ ፈብሪካታት መሊስካ ምትካል ሙኮነ ንስኩም ግን ስልጣንኩም እምበር ዝበርስ ዘሎ ሃፍቲ አይተራአየኩምን እክብ ከብሊካ አብቲ ዝተፋሕረ ጉድጓድ ምቅባርኩም እዩ ነይሩ ናዓኩም

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 4 дня назад

      ኩሎም ብዙሕ ጌጋታት ስለ ዘለዎ እዬም ከይተታናከፊ ንናይ ትግራይ ሕዝቢ መከርኡ ዘርእይዎ ዘለዉ ንሶም ኩሉ ነገር መሊኢሎም ይነብሩ ሕዝቢ ዝብላዕ ዘይብሉ ብጥምየት ይፋሐስ አሎ

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 4 дня назад

    Fezaz kab mas eyu jigna koynu da tigrina zeykale nefatsi jigna jana belwo

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 3 дня назад +1

    ደብረፅዮን ኮልታፍ ተፈሊጥካ ኢኻ !! ዘዳናገርካና ግዘ ይኣክል !!ቆሳል ።

  • @MebrhtuKidane
    @MebrhtuKidane 4 дня назад

    ምኹኽ

  • @kalayuasefa1517
    @kalayuasefa1517 4 дня назад +1

    ዶ/ር ደብረጽዮን ገ/ሚካኤል ❤

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 4 дня назад

      Debrestntet dyu jignan janan tehawawiswa alo 10 000 serawit hizu hzbi atsnitu meliska ka jigna ala Stockholm syndrom alekum kulukum tegaru

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 4 дня назад +1

      ናይ ሕወሓት ጌጋ ዝጅምር ደብረጽዮን ዉድብ ኃላፊ ክኸውን ከሎ እዩ ናይ ስራሕ መደቡ እሙን ስለ ዝኾነ ናይ ግምጃ ቤት አማሐዳሪ እዩ ክኸውን ዝነበሮ ፖለቲከኛ ክኸውን አይክዕልን

  • @teklehaymanotassefa4687
    @teklehaymanotassefa4687 4 дня назад

    እን ወዲ ወረደ ሰራዊት አዚዞም ንሰከባተር ምቁፅፃር ከመይ ኢሉ ይአብዮም ዝደቀሰ እተነቅነቅካዮ አይሰምዕን

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 4 дня назад

      " ወዲ ወረደ " እዉን ንክልቲኦም ከየቀይም ለመጥበጥ ባሐሊ ኮይኑ አሎ አማራራሐ ብምክክር ኮይኑ ቆራጽነት ክሕወሶ ከሎ እዩ

  • @HalefomHailu-t1b
    @HalefomHailu-t1b 3 дня назад

    እንታ ሓሳዊ!! እቲ ወርቂ ክጉሕጓሕ ዝፈቀዱ ናትካ ደገፍቲ ዝኾኑ ምምሕዳራት ወረዳታት ሰሜን ምዕራብ እዮም። ፀጥታዊ አግልግሎት ዝህቦም ዘሎ ድማ ናትካ ደገፍቲ ጀኔራላት እዮም። ዓብይ ኣሕመድ ወርቂ ዝወስድ ዘሎ ባዕሉ ኣይኮነን ፤ንስኻ ኢኻ ተቅርበሉ ዘለኻ።

  • @እርገጤሞላተሰመ
    @እርገጤሞላተሰመ 3 дня назад

    ትግራይ ሰአን ብቁዕ መራሕቲ ብወረቃ ድሮን ተገዚኡ መቅተሊ ህዝባ ኮይኑ።እዚ ክትብሉ መሕፈረኩም!

  • @MezgebeGebregergs
    @MezgebeGebregergs 4 дня назад +1

    መምሰሊ ለይትን ቀትርን ትሰርሕ ዘለካ ንስልጣን እምበር ንህዝቢ ጥር ትብል ሓሲብካ ኣይትፈልጥን። ብባዕልካ ዘይኮነስ ብኣለም ገብረዋህድ ሰለትምራሕ ንባዕልካ ተሕዝን ኢካ።

  • @DaniZer-n9z
    @DaniZer-n9z 4 дня назад

    ሕለፍ ወዶዛ ቆናጭ

  • @yontig
    @yontig 4 дня назад

    Rasu serko rasu mels aleee....atum tegaru fara eyekum?????

  • @alemtsehayberhe2515
    @alemtsehayberhe2515 3 дня назад

    ብጣእሚ መህፈሪ ኢኻ ተሀባቢርኩም ሀደ ኮንኩም እንዲ ማእድንኩም ወርቁኹም ትእቁቡ ብብጎኒ እላመፃኹም ሀሜት ዳቡና ኮይኑ ስራኻ ናይ በሀቂ ንስኻ ትግራይ ትመርህ አይግበአካን አቢዚአ ተጋጊኻ ናይ ደብሮፂዮን ግጅለ ኢኹም እናሀመኹምን እናፀለምኩምን ትውእሉ ዘለኹም በሀማስ ብሀሰና እና ብዞም ጴኜጣትን ዩቱብ 👎👎👎👎👎👎 ዘረባኻ ባእሉ መሰልቸዊ እዩ

  • @abayleah1367
    @abayleah1367 4 дня назад

    Siltan aytrekbn eka ataferah debrtsion

  • @TigrayDaily824
    @TigrayDaily824 4 дня назад

    z bushti

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 4 дня назад

    ውሸት ነው ❤❤❤

  • @estifanosberhane6528
    @estifanosberhane6528 2 дня назад

    Tebtaabaa:
    You are expressing serious issues like nebereya nebera. Very sluggish. your words are very weak taking as very simple case

  • @gebreslassiekasa461
    @gebreslassiekasa461 4 дня назад

    ደብረፅዮን ናይ ስርቂ አ ቦ ወንበር እምበይ

    • @estifanoskidane4650
      @estifanoskidane4650 4 дня назад

      ትቲግርኛ ናይትግራይ ኪኢልካዮ ኔርካ ግን እንበይ እንዶ ኣጋሊፃትካ ወዲሰራቒ ማንካ ውፃእ ካብዚ ወዲ ድቓላ እፈልጠካየ

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy 4 дня назад

      ዉዲ ድቃላ ታሪክ ዘይብሉ ሳሓብ ትግራይ ናይ ተጋሩ ጥራሕ እያ።

    • @negagetachew974
      @negagetachew974 4 дня назад

      ናይ ደብረጽዮን ስራሕ መደብ ክከውን ዘለዎ እሙን ስለዝኾነ ናይ ሕወሓት ግምጃ ቤት ዋና አማሐዳሪ ፖለቲከኛ ክኸውን አይክዕልን እዩ

  • @HaileHabti
    @HaileHabti 4 дня назад

    Lybs

  • @Adam-lw8lx
    @Adam-lw8lx 4 дня назад

    ማለሊት ካብ ሃገር ጨቂንኻ ምግዛእ ላብ ተራ ሓሜት ወራዳ እዛ ሻሕራም ውድብ፣ ደብረደርሆ ኣታ ድሑር😂

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy 4 дня назад

      ኣድጊ ዉዲ ተክለ ሃይማኖት ቆራፅ እግሩ ኣፈካ ሓዝ