Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣሜን እምነትና ካብ ምድካም ይሓልወና መድሃኒዓለም
Tsbuq tmhrti abona qeshi yonas,Amlak degagimu tsegu yhabka .nana dma zestewel lbona yhabena AMLAK 🙏✝️
መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ዚጥንቍል፡ ወይ ስሒር ዚገብር፡ ወይ ፋል ዚደሊ፡ ወይ ኣስማተኛ፡ ወይ ስራይ ዚገብር፡ ወይ ንጠያቒ መናፍስቲ ዚሓትት፡ ወይ ጠንቋሊ፡ ወይ ንምዉታት ዚጥይቕ . . . ኣብ ኣምላኽ ፍንፉን እዩ” ይብል እዩ። (ዘዳ 18:10-12) ። ዘመንካ ይባረኽ ኣቦና ቀሺ ዮናስ። ዊን ዝበለና ካብ ምግባር ክንቁጠብ ኣምላኽ ይርድኣና።