ዓበይቲ ኮሜድታት

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 25 ноя 2024

Комментарии • 26

  • @tsegaaraya5672
    @tsegaaraya5672 3 месяца назад +1

    እግዛኣብሔር ኩሉ ጊዜ ምስጉን እዩ እቲ ብዝብላዕ ትኣምር ክትርኢ ኢልካ ሻሓኒ ኩባያ ከተቅርብ ኮለካ መን ከም ዝመሎኦ መርትዖ የብልካ እቲ መንፈስ ክልተ ነገር ኣሎ መንፈስ ኣምላክ ኣሎ መንፈስ ሰይጣን ኣሎ ሓደ ሰብ ምስኡ ዘሎ መንፈስ ዝፈልጦ የለን ስለዚ መንፈስ ኣይረእን እዩ ኣብ ዕጽው ገዛ ውን ይኣቱ እዩ ስለዚ ትኣምር ዘበለ ክንኣምን የብልናን 🕊🙏

  • @hyabyemane-x1u
    @hyabyemane-x1u 9 месяцев назад +1

    ኣነ ሕጂ ርግጸኛ ኮይነ ኣይዛረብን አየ ግን ከጋጥም ኣይከአልን ድዩ ን አግዚኣብሀር አንታይ ይሳኣኖ ድዩ ካብ ሃዋርያይ ሓደ አውን፡ከሙኡ ገይሩ ነይሩ አዩ ደሓር ከኣ ኣብ በት መቅደስ ውሽጢ አዩ ዘሎ ምሽ ረአይቶ አያ ሽሻይ ሓወይ ❤❤❤❤

  • @regatghebrihiwet8206
    @regatghebrihiwet8206 9 месяцев назад +1

    zegerm u Amlak mhretu ylakelna.

    • @DanielNegasi-m4x
      @DanielNegasi-m4x 9 месяцев назад

      ንመን መለትኪ እዩ ንሽሻ ወይ ነቶም ኮሚዳውያን?

  • @SALAMA-z8g
    @SALAMA-z8g 2 месяца назад +1

    👍👍👍😢❤

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 2 месяца назад

    ክኽክክክክክ ክክክክ ይገርም እዩ 😄😄😄😄

  • @Yordanossemere-w6v
    @Yordanossemere-w6v Месяц назад +1

    Abidu u

  • @adhanomtekle3609
    @adhanomtekle3609 2 месяца назад +1

    Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ
    7-8: ዝለመነ ኹሉ ይቕበል እዩ፡ ዝደለየ ድማ ይረክብ፡ ማዕጾ ዃሕዃሕ ንዘበለውን ይኽፈተሉ እዩ እሞ፡ ለምኑ ይውሀበኩም። ድለዩ፡ ትረኽቡ። ማዕጾ ዃሕኳሕ ኣብሉ፡ ይኽፈተልኩም እዩ።

  • @ማዕቢላገረዚሄር
    @ማዕቢላገረዚሄር 19 дней назад

    😂😂😂 ሞሊኡ እዩ አንበይ ንኩሉ ማሓረኒ

  • @proud4577
    @proud4577 2 месяца назад

    JESUS GOTYTA GOTET EYU KUDSATKUM

  • @Feruztesfu-y2o
    @Feruztesfu-y2o Месяц назад

    Kzareb eles ...........

  • @mabRihit
    @mabRihit 4 месяца назад

    👍👍👍❤

  • @muluberhane13
    @muluberhane13 4 месяца назад

    ናይ ምድሪ ዘይኣመነ ከመይ ጌሩ ናይ ሰማይ ክኣምን ተጠራጣሪ ትውልዲ ብዛእባ ሰብ ኣይምልከተካን ምህረት የውርደልካ

  • @asmeretesfamariam3419
    @asmeretesfamariam3419 Месяц назад

    😂😂😂😂😂😂ezgiyo

  • @mussiezerai7966
    @mussiezerai7966 3 месяца назад

    Tezaribe eilka dika kurub deythafr Ms Orthodox eietdafer

  • @f2hr4z
    @f2hr4z 9 месяцев назад

    ደቂ ቦክሪ ብ ሃይማኖት ብ ኣፍና ተታሒዝና ብ ሽግርና ምዝራብ ውን ብ ኣፍና ተታሒዝና ፒፒ

  • @fanueldori9718
    @fanueldori9718 2 месяца назад

    Kkkk ወይ ብዕሉግ ግዜ ሓንጎሉ ግዳይ ከሙኡ ጌሩ ዝይመልእ ፍንፉን ፈገር

  • @AkberetGotiom
    @AkberetGotiom 2 месяца назад

    Nay mewedaeta gzi EU mesleni xeweti krar EU atom sebat kemzi aynet aytketelu bejakum

  • @GiorgisFshaye
    @GiorgisFshaye 2 месяца назад

    ጀላዕላዕ ኣይትበል ኣታ ክላ

  • @AngesomHabtestion
    @AngesomHabtestion 2 месяца назад

    ዱፉን መንእሰይ ኮይኑ እንምበር በዞም መታለልቲ ዶ ምስተታለለዶ ።ብዝ

  • @دستااحمد
    @دستااحمد 3 месяца назад +1

    እዚይማ ትምቢት ዘይኮነ ትሚኒት እዩ😅

  • @negashnegashnegash7972
    @negashnegashnegash7972 2 месяца назад

    Reska asfhyo nezi nay amelak sebe aytnashwo esu wulude amelak eu

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 25 дней назад

    ሓቅኻ ጨካን ህዝቢ ብማኪና ክጭፍልቆምዩ

  • @abdunasser6228
    @abdunasser6228 3 месяца назад

    ኣንታ ኢዝ ስብ ምከሩዎ

  • @دستااحمد
    @دستااحمد 3 месяца назад

    አየ ኢፍረም ካብ ንዋየ ቅዱሳን። ናብ ምግቢ ሓሊፍካ እግዚአብሔር ምሕረት የውርድ😮

  • @negashnegashnegash7972
    @negashnegashnegash7972 7 месяцев назад

    Seb kebret alwo aytsaref