ማሓዛ ሰበይተይ ኣፋቲሑ ምስ በዓልቲቤተይ ድማ ጀሚሩ
HTML-код
- Опубликовано: 18 окт 2024
- ማሓዛ ሰበይተይ ኣፋቲሑ ምስ በዓልቲቤተይ ድማ ጀሚሩ
VISIT AT JOSIAS DENDEN
linktr.ee/josi...
FACEBOOK PERSONAL Josias Denden
/ josiassdenden
FACEBOOK PAGE 1 Josias Denden TV / josiassdendentube
FACEBOOK PAGE 2 Josias Denden
/ josiassdendentechno
INSTAGRAM Josias Denden
/ josiassdenden
TWITTER Josias Denden
/ josiassdenden
TIKTOK Josias Denden
/ josiasdenden
#eritrtean#Tesfukifle#eritreaninterview
ዛሓወይ ይቅሬታ ደኣ እንበር ወላ እቶም ዝተርፉ ደቅኻ ዲኤንኤ ግበር ክብለካ ምደለኹ ኣብዛ ዓለም ዘይግበር ነገር የለን ኣቅሊ ይሃብካ ኣጆካ ብሮ
እዋይ እተን ሓዳር ንደሊ ሓዳር ሓሪምና እዚአን ክኣ ኣብ ልዕሊ ሓዳረን ይዝምዋ ኣምላክ ብልቢ እዩ ዘፍቅረካ ንዓካ ኣብ ልዕሊኣ ዝኮነ ዘይ ምውሳንካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ሓወይ ንዓኣ ክኣ ኣምላክ ልቦንኣ ይክፈተላ ንደቃ ክትዕቢ ብግቡእ ምእቲ🙏
❤❤❤
Enki endo jbiti wey manjus knbl?😅 Aby adi aleki ?😊
ሐዉና መድሀኒአለም ትዕግስቱ ይሀብካ ግን አብ ባእሲ ከለካ ቁዱስ ቁርባን ትቆርብ አለካ ከቢድ እዪ ቤልቲ ቤትካ ነ መድሃኔአለም ሉባና ይሀባ ተነሲሐ አብ ሐዳራ ይምለሳ አሜን ❤
ሓወይ ሓወይ! ኣታ ብሩኽ ዕጉስ ! ጎይታ ጠባይ እዚ ኣይግበኣካን እዩ! ብዝኮነ ንሰናይካ ይበሎ። እግዚብሄር ግርህና ርእዮ ዝሓይሽ ይፍጠረካ። እዛ ልቦናኻ ዓቅባ። ደቅኻ ብሰላም ይዕበዩልካ ተስፊት ሓወይ።
ኣምላኽ ኣቦይ ብኣይኒ ምሕረትኻ ረኣየና እንበር ናትና ዛንታስ ይሕፍር እዩ ሓወይ ኣጆኻ ሓይሊ ኽህበኻ ፈጣሪ ክጽልየልኻ እየ 🙏❤️🙏
❤❤❤
በስመ አብ ወወልድ መንፈስ የቅዱስ አምላክ ክትክእሎ አፅኒዑካ እንተ ንሳ እሞ ቅዱስ ስግኡን ደሙን አብ ከምዚ ውድቀት እናሃለወት ፍፂም ዓብይ ውደቀት 😢
ዘለናዬ ኣዝዩ ከቢድ ግዜ እዩ መዛኖይ ብዝተኻእለና ነቶም ፍረ ብርክና ክንብል ብይቅረታ ንንበር ብሓዳር እኮ እንተዘይኮነ ቆልዑ ግን ክዝኽትሙ የብሎምን🙏
ሓወይ ናተይ ናብቤትኣምላክ ብምልላስካ ኣምላክ ኣሕሊፉ ኣይሃበካን
❤❤❤❤❤❤
እግዚኦ ምሓረና ክርስቶስ 😢 ርሓቅ ኣብደይ ኣበሳኻ ከይትኣቱ እዚ ርኽሰት ዩ ርኽስቲ ። ብጣዕሚ ጀግና ኢኻ ኣቦ ደቅኻ ይግበርካ ሓይልኻ ምስ ፈጣሪኻ ኣበርትዓዮ ጽናዕ ።
ክሊ ሱቅ በሊ ወያል
ዘሕፍር እዩ ኣጆካ በርትዕ ብዘይ ፈተና ጉዕዞ የለን ዝሓወይ ኣየ ኣወዳት ረኪበሞ ዘለዉ
❤❤❤❤
ኣነ ሓደ ነገር ክነግረካ ምስ ደቅኻ ዲኤን ኤን ግበር ክንደይ ሰባት ኣለዉ ዘይ ደቆም ኮይኖም ዝጸንሕዎም
Eway ata amlak aboy kamu kea alo yekdano bal ufff 😮😢
ብጣዕሚይ ሕማቅ ስማ፡ እግዚኣብሄር ኣምላክ ካብ ከምዚይ ዓይነት ክፈኣት ይሰውረና፡
ኣብዚ ግን ናሃተይ ርኢቶ ኣለኒ ፡ እታ ጽሕፈት ረኪበያ ዝበላ ዝሓውና ፡
እቲወዲይ ጺሒፍዋ ከይከውን ፡ነዓቶም ንምበኣስ ንምፍልላይ ተጠቂምላ ከይከውን እሞ በዚመገዲ ተዓወትሎም ከይከውን፡
ንሳደኣሞ ንምንታይ ኢላቶ ኢያ ክትጽሕፎ፡
ሰለዚ ደጊሙ ክሓስበሉ ኣለዎ ፡ ነዚ ነገርእዚ ብክልተ ጎኒ ክምርምሮ ኣለዎ፡
ብተንኮል ተጣቢቡ የሽክዖ ከይህሉ ንዚሓውና ፡ ካብሓዳሩ ከይፈላልዮ ፡ንሳ ጽሒፋቶ ኢዩ ዝብል ዘሎ፡
ምናልባት እቲይ ወዲ ጺሕፋ ይፈላልዮም ከይህሉ ፡
ነዚይ ሓውና ሓብርዎ ።
Nay bhaqi may be ezia gual gele shigir keyhilwa amlak misiu yikun
ፖው እዋይ ሓወይ ኣጆኻ ጥራይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏
Eway kolut rekibomo zelewu ab sdet 😢 zblae zkden kulu rekibom kelewu korirom fkri weledom siinom hanti zeyfeltu hxawnti iyom zedengxu😭😭😭😭
ኣምላክ ያሓገዝኻ ዛሓወይ ኣጀኻ ትባዕ
❤❤❤
Bravo enqae ayeshatetka smietka tekoxaxirka bmfllayka xbuk Abnet eyu hawey Amlak ybarkka egziabher msaka ykun ❤
❤❤❤❤
ብሓደ ክልተ ኣዋልድ ኩላትና ንልከም ኣለና በጃክን በስምኣብ በላ ዘን የሕዋተይ ❤🙏🙏
ንሕና ነኣክን ኣይኮና ነተን ሸራሙጥ ዝኮና ኢና ነብሰን ኪሳብ ዝቀትል ንገብራ ኖካላት።
ሰበይተይ ከማኡ ትግበር ኣንዶ ይመታትራ ኣለኩ ገሓቡ ዝኮንክን ረሰሓት😡😡😡😡
@@yaredThomas-v9l🤣🤣🦓ኣነ ከዓ ስባኣየይ ከምኣ ተገይሩ 👌ታሞ 🤣
መስጣ ናይቶም ቆልዑ ይብጻሕኩም ዘይሓላፍተዉያን ሰባት
ወይ ጉድ ኣነ ዝገረመኒ ስጋወደሙ ናወሰደት በቃ ኣይካኣልኩን ቆራቢት ሰጋዲት ወይ ኣምላኸይ እንታይ ኢና ክንሰምዕ ብምሕረትካ ረኣየና ጎይታ
ዝገርም እዩ 😢 በቃ ጥልመት ሰብ ምንዓቅ ንቡር ኮይኑ ማለት ድዩ 🥹🥹
Selam zehaweyi geta yehagzka abet ❤libna ajeka jegna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ምሕረት የውርደልኩም እዚስ ምህሮና ኣይኹን ኣይ ብቑሉና ኣይግለትና ህውከት ዘረባ ሓደ ሰሚዕኳ ድማ ኣይትፍረድ
አብ ሰለስተ ማዓልቲ ድብሎ ደሎ ሹዑ ዳአ ኢዩ ተረዲኢዎ ኢንበር ቅድሚኡ ኢያ ትምንዝር ነይራ ዋላውን ኢቲ ህጻን ንኽንጸል ንኽጉዳእ ድገበረቶ ዊን ዊዲት ክህልዎ ይኽእል እዩ ኢንበር ኢዜአስ ቀደም ኢያ ጀሚራ ነይራ
Yes
Yes
Yes
Bkemey dea kemu tibl, tifelta dika konka
ምሳኻ ኣለኹ።
Btami zdnek akli, bselam mwtsue God bless him
Ezi wediii gn sebayyyy eyu Respect ❤️ niseaa kea forever ab himakkk hiweat kitnebirr eyeaa
ብጣዕሚ ተገርም ሓዘና ሰለስተ ማዓልቲ ምስገበረ ናብ ምሽርማጥ ከይዳ።
እዋይ ዘይደለየ ይረኽቦ እሞ ኽኣ ዝቆርብ ዝሰግድ መንእሰይ በሰምኣም ንስኻ ብነብሱ ሙሩቅ ኢኻ ብሰላም ምርሓቅካ ኣብነት ቡዝሓት መንእሰያት ኢኻ እግዛቢሄር ምሳኻ ይኹን
❤❤❤❤
Eway sebe kendy endnebe nedkna kenbelle messhaswety nebre allna. Eway good pray pray
ንወረቐት ኢለን ዝምርዓዋ ምልላይ። ሰብኡት ዊን ዓቕሙ ዘይኮነት ወረቐት ስለዘለዎ ጥራይ ሕራይ ከብላ እንከሎ፣ ኣትያ ምስተረጋገኤት እንታይ ከምትገብር ፍሉጥ እዩ።
ዘሕዝን ታሪኽ ግንከአ ልቦናን ሓልዮትን ማዕረ ክንደይ ዋጋ ይሓትትን ካብዚ እንመሃሮ ብዙሕ እዩ አምላኽ እዞም ህጻናት ባዕሉ ይአብዶም ነዓኻ እውን ትምነዮ ይፍጠረልካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ዝገርም እዩ ድኽመትና ብዙሕ እዩ!!!
በስማኣም ካብዚ ማሓረና😢😢
ኣቀዲማ ዝለመደቶ እያ እምበር ሓራስ ከላ ከምዚ ቅልጣፈ ንዝሮት ኣይምገበረትን ብዝኾነ ኣምላኽ ይሓግዝካ።
stay strong bro
God bless You Jose
ቆልዑ ዝረክብዎ ዘለዉ ኣብዚ ረሳሕ ስደት😢😢
ኣጸቢቀ እፈልጣ እየ ብሓንሳብ ስለዝነበርና ኣዝያ ስዲ ሕልና ኣልቦ ምስልይቲ እያ።እዚ ወዲ ምስኪን እዩ ከምዛ ዝብላ ዘሎ ዓይነት ሰብ እዩ።
ክህብካ ይክእሉ እዮም ንስካ ጣራይ ርከርድ ግበሮ እቲ ኩሉ ግዜ ዝበክይዎ እንደገና ንቶም ጎረቢት እንታይ ከምዚኮኑ ንገሮም ክህብካ ይክእሉ እዮም ደቅካ ጠርናፍ ጥራይ ኣጆካ
ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ክትፈርድ ይኸብድ እኳ እንተኾነ! ካብ ስሚዒት ወጺኻ ጉዳይካ ብደቂቕ ክትከታተሎ ኣምላኽ ምሉእ ሓይሊ ይሃብካ ሓወይ።
እቲ ዝገርም ምንባር ስኢኖም ምንባር ዝኸልኡ እሞ ድማ ሃደቂ ሃገርካ ኣብ ስደት ክገጥመካ ከቢድ እዩ እቲ ሕልና እምነትን ዘይብሉ ሰብ ግን ወትሩ ክህሉ እዩ። ከምዚ ንስኻ ዝወጻኻዮ ወይ ኣኽእሎ ዝሃበካ ኣብ ግዜ ፈተናና ክንሓልፍ ኣምላኽ ይሓግዘና ።
ሓደራ ግን ንነብስኻ ተቖጻጸሮ ዝደፋፍኡ ስራሕቲ ስለ ዝገጥሙኻ !! ሓዉኻ
❤❤❤❤
Delewka tray yeabi awaldnas texeyken yen God blessed brother
አነ ዝገረመኒ አብዚ መጽዮም ጉዶምን ሚስጥሮምን ዝዛረብ ንምንታይ እዩ ሰብ ክምሀረሉ ከይንብል ሰብ ነዚ ሰሚኡ ሃዳር ከይገብር ብፍርሂ ክሽቁረር እንተዘይኮይኑ ካልእ ንአይ ጥቅሙ አይተርአየንን እዞም አብዚ ዝመጹውን ዘይበሰሉ ጥረ ኮይኖም እዮም ዝስሙእኒ አብዚ መጽዮም ጆሲ ተምጽአሉም ዋላ ሃደ ፍታህ የለን እንትርፍ ህርቃኖም አውጽዮም ጸሎሎ ለክዮም ንምካድ እንተዘይኮይኖም ምክንያቱም አብ ሃዳር ብዙ ሽግር ከጋጥም ይክእል እዩ ናይ እግዛብሄር ቃል ግን ከምዚ ይብለና ሃደ ሰብ እንተ በደለካ ኮፍ አቢልካ አዛርቦ እንተዘይሰምአካ ክልተ ሰለስተ ሽማግለ ጸውኢካ አዛርቦ ንእኦም እንተዘይሰምኦም ንሳቶም ንምሃበር የህሊፎም ይሃብዋ እታ ማህበር ትምአዶ ነታ መሀበር እንተዘይ ሰምአ እታ ማህበር ብኩሉ ዉጉዝ ትግበሮ ይብል
አብዚ ጊዜ እዚ ካአኒ እንተ ተበዲሉ ቤትፍረዲ ከይዱ ክጠርእ ይክእል እዩ
አብዚ ሰብ ዝመጽእ ንምክፍእን ንምጽላምን ተዘይ ኮይኑ ንምጽባቅ አብዚ አይምጻእን
ንኣመንዝራ ኣብማስሜዳ ኣይኮኖን ካልእ ይግባኣ ኖውሪ ዘይኖውርን ክትፈልጣ ዘይትክላ ሾሮማጥ
ይገርም ኢዩ ኣነ ዝገርመኒ እኮ ኣብ ማስሜዳ ወጺካ ቡዙሕን ወሑዱን ናይ ዝተዛረብካ ዘይኮነስ ከምቲ ዝብሎ ቆሮብቲ እንተ ኮይኖምስ ን ኣባት ነብሶም ዘይነግርዎ ።
teqatilom ente zikonu ke?
ዝሕዝን አዩ
Ane gen keblka zekal hawy eza haftna tana Xebuk zelo aymslenen habesha bezuh zeyrdana hemamt alo, hade teuy seb komu kegber aykaln u eti mesa zelo wedi gen betami hemak u😌 Ajoka Neska hawy🙏
አወይ ሓወይ💔💔😭😭💊
እቶም ዝተረፉ ደቂካ ዲኤን ኤን ግበር
ናይ ብሓቂ እዚ ሓዉና ነዛ ናትካ ሪኢቶ ከንብባ ተስፋ ይገብር 100% ይሰማማዕ እየ ምስ ሪኢቶኻ።
Xbuk aleka hawey DNA agedasi eyu
Ewy qoleu zerekbewo zelewu mesakin
😂😂😂Jossi kabey eika temxiom, Fetari selam yewurdelkum 🙏🙏🙏❤️❤️
Btaemi zgerm like Sab gerelka aleku eza hawey eksamen gbereley abza natey (channel)
እስከ ሰባት ሃንቲ ህቶ ክሃተኩም ስለዘይፈልጦየ በጃኩም ትፈልጥዋ መልሱለይ ብዘይ ቃል ኪዳን ዝተአካከቡ ክቆርብ ይክእሉ ድዮም መልሲ ዝሀብኩምኒ ጎይታ ይባርኩም
አብዚ ደገ ንርኢ አለና መቅራብ መጻወቲ ገሮሞ ዝገርም ጊዜ
Ykelu ewe seb kgage ykel eyu hansab sle,ztegageye amlak beu ayferdekan eyu dawit kndey ansti nereno gn ka lbi amlak tebahilu yglex eyu mknyatu kab giegeu temahiru bet amlak khanx ka beqieu slezi ykal eyu mwdaq adamawi eyu wediqka zeymtnsae gn seytanawi eyu .
Ztegagekwo baf qdusanu yarmeni ❤
Ezi melsi kab abotat hatitka dika timlso zelekas weys aflito halika eyu mkinatu nbizuhi seb kegagi ykiel eyu ele sle zhasebiku eye ane kem zmesileni kiqerbu aykielun eyom mkinatu bkal kidan sele zeytemearawu bzey kal kidan mtiekikab kab zumut welahant zfelali yeblun tegage tekoyne ykireta gberuley ahiwatey
Selam kbur hawuna mejemerya ezi seb ezi mennetu kxare alewo nseb hadar kbtn ajenda tewahibwo key hlu
😂😂😂😂 ephi
Btami kebid iwan ina Zelnajo nmen kem namno Men kem zamnena iko lomis Yerm iu❤❤❤❤🎉🎉🎉😊😊
Fetary Kuku Alem Lebam Sebeyti fitereley 🙏🙏🙏🙏
ኣነስ ብጣዕሚ ጹቡቅ ሓዳር ክገብር ድልየት ኣለኒ ሞ ከምዚ ክሰምዕ ምስ ጀመርኩ በይንኻ ምንባር መሪጸ
Fetn dea edlka bnay seb edl aitmzeno tsbuk gber tsbuk hseb amlak ety tmneyo hadar khbeka eyu hlmi ferihka keidekeska aihdern
me too 😢
ስላም ሓወይ 😢
i feel very sorry , egzbhere yhalwalka deqka they are the leader of next generation....
ከምዚ ስለ ንርኢ ወይ ንሰምዕ ኢና ንSingle መሪጽና josi hawuna❤😢
ኩሉ ሰብ ሓደ ኣይኮነን ክንደይ ቱሑታት ኣለዋ ናይ ሐደ ወገን ሰሚዕና ኣይንፍረድ ወላ እዚ ዝወረዶ ኣዚዮ ዘጉህን ዟሓዝንን ተግባር እንተኾነ ጠንቅን ሳዕቢንን ኣይንፈልጦን ሐደ ወገን ስለ ዝዘረብ ዘሎ ! እሞ 🇪🇷 እንድሕር ካንካ ውለድ ኣጆኻ ልብኻ ኣንጺህካ ጥራይ እተዎ ብኸምዚኢታት ርእስኻ ኣይትምላኣዬ ብዙሕ ዘቅንኡኻ ጽቡቅ ናይ ጽቡቅ ሓዳር ሰለ ዘሎ ኣጆኻ ሓወይ 💚🙏🏼
ሰላም ሰላም ደቂ ኤረይ ሐቅካ እወ ከምኡ ሰለዝለመደት እበር ምክንያት በቴጓል ሰንኪ ወይገለ ዝብሃል የለን አመለኛ ሰለዝኮነት እዩ አምላክ ገላጊሉካ አሎ ደቅካ ተገዲሰካ ሐልዋም ይግብአካ እዩ ደቅካ ወሰድ ንሰካ እዚአ አብርእሲ ሐደራ ገበነኛ እያ ክዳዉንታ ጠሪፍካ ክትሰጓ ነሩካ ሰዲ ደይከመዲታታ ደቅኒሰትዬ ሰነሰርዓት ግበራ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹💪✊👊❤️👍✍️🙏አጆካ መድህንአለም ኢዱ አቢሩልካ ❤🎉🙏✍️👍❤️✊✊💪🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
❤❤❤❤
Awalid eritrea Abiden Genzeb Haymanoten Koynu Balegetat😢😢😢😢
ዋይ ሕማቅ ገዘ ጆሲ ደሕሪ ቁርባን ሰገዳን ዙሙት
Eway Gize Miskeen hawey🥹
Hei Josi telefonka sdedeley ane keman natey aleni
Neti frezgi haftuya dewilkum tezarebyo nihawuki belwa
ጆሲ ሓውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ኢዩ።ናይዞም ሰብ ጉዳይ
ግን" ዘረባ ሓደ ሰሚዕካ ኣይትፍረድ"ኢዩ ነገሩ።ነዚ ሓውና ድማ
ኣጆኻ ሕርቃንካ ተቆጻጺርካ ሕጋዊ መፍትሒ ኣናዲ ምስቶም ቤተሰባ ተዘራረብ ስነ ልቦና ደቅኻ ከይጉድኡኻ ህድእ ኢልካ ሕጋዊ መንገዲ ተጠቀም ዝወረደካ ተቀቢልካ ምስ
ዕድልካ ከይተማርር ካብ ንሳ ትርከበሉ ምርሓቅ ውን ይሕሸካ
ኣመለኛ ኣመሉ ነይሓድግ እቲ ቆልዓ ተጎዲእዋ ዝበልካዮ ውን
ሸለል ኢልካ ዝርአ ኣይኮን እንታይ ኢዩ እቲ ጸገም ካብ ምዓስ ኢዮም ተቀራሪቦም
ሕማም ከይልኩምኻ
እስኻ ወዲ ብምዃንካ
ኢዩ።እንበሪ ብከምኡ ንሓልፍ ደቂ ኣንስትዮ ብዙሓት ኢና ።
ደቅና ኣዕቢና ክንዲ ሰብ ኮይኖም ኩሉ ክሓልፍ ኢዩ። ኣጆኻ።
ናብ ኣምላኽካ ቅረብ ኣዕሪኻ ።ኣብ ኣባት ነብስኹም ቀሪብካ ምኽሪ ርኸብ ኣጆኻ።
ደቂ ቤተክርስቲያን ኢና እንዳበሉ ሕማቅ ዝሰርሑ እንድዒ የፍርሓካ🙏🏿🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ያኣ ናይ በሓቂ ፡ ኣዋልድ ኣይትእመኑ ይሕዋት ፡ብጣዕሚ ስድታት እየን ፡ኣነ በዓልቲ ሓዳር እየ ኢላ ክትዓጽዋ ኔርዋ፡ጋሓፋ ጥራሕ
Kulen hade aykonen hade 2 eyen kemzi zebra.
@@Nataniya22dbezha eber komu zgebra zelewa gn eti mealten ayakelen zelo
Ewy entay gezae bexehna 😢😢😢 mesakin qolute meskemzea adea keabyu
❤❤❤
ሰላም ዘረባ ሓደ ሰሚዕና ኣይንፍረድ ቀዳምነት ሓራስ ናይ3ምዓልቲ ኮይና ናብ ዝሙት ክትከይድ ኣይትክእልን ከቢድ ኢዩ ብዙሕ ደም ይፈሰካ ክሳብ 2/3ሰሙን ቃንዛ ሕቆ ኣሎ ካልእ ናይ ሓቂ ዓርኪ እንተሒዛ እንታይ ኮይና ነብስካ ፈትሽ እንታይ ጎዲልዋ ከይዳ ወይ ውን ከምቲ ዘይትሓስቦ ውን ክከውን ይክእል ከም ኖርማል ሰብ ይቃራረቡ ይኮኑ ።ደቅካ ምክልካል ግን ቆልዑ ዝጉድኡ ተጋግያ
Kem seb tkerbo eko sebeaya zeyfelto akayda ktkeyd yeblan æ, kaleay kea eti xihifato anbibwo "yefkreka eye" zbl entehalis ezi kalie neger eyu yegdas Egziabher Amlak nab lba ymlesa ⛪️🙏🌸
Hi jous had nagre kezrabka daly please dewlalay
Abzi sdet koleu zerkbwo zelewu shigr gelixka aywdaen yu 😢😢😢😢😢
😢😢😢 yehzin
❤❤❤
Rgum seythan eyou gonifwa thelo kab amlaka, kab begelbeta, kemu dma selamnaydeka betinula zelo kndeyenay keyselto. Nebat nebskum ngerela.
❤❤❤
Betame Zednika Kamze Ayneti sabe Kamaka Yibezahi bezaiba Dekia Tihasibe
Eway xegem rekibka hawey natey
Eway hawey dhan agoka kemzy ngeri buzhi u zalo gen Amlke belu ny eda khba u nesika gen be Amlke xbuki hwetie keftrlka u balie kufie nwhie ay kyeden u agoka💔😭😍
🙏🙏🙏
Bezien da harirna endeina Eway rekibnayo zelna ajoka gen hawey Amlak meska yekun
❤❤❤Jossi ❤❤❤der best.
😢 mhzeniy gud dyu bey ajoka
Anebesa 🐅 enkae hemak wesane ayweseneka nebaela aytebel nezelealem ab taesa ketneber eya dero keman jemira tekewen
Ezi gebari xeyki yetm aydersm mesakin koleu & father 😢
ብመጀመርያ እዝሓወይ ስለእቲ ልቦናኻን ትዕግስትኻን ከየመስጎንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልነ እንቶኾነ ናይግድን ዲኤን ኤን ክትገብሮሎም ኣልካ ምኽንያቱ ካብቀደም ልምዲ ዘለዋ እያ ትመስል
amlak aboy bayni mhretka reayena
Mecham ezom akeshtyi nay eropa tebasu nebure feteh aytefateh kamayi yekoreb😢😢
Good advice but please put his photos on the media about FEREZGIBEVIL
እዋይ ፈተነ ብሓቂ ነዛ ሓብትና እከይ ድያብሎስ ተጻዉትላ ኣገልጋሊ ሰይጣን ሓቁፋ ትሓድር ኣላ። እንተ ንስኻ እሞ ትዕግስት ከም እዮብ እፈጽመልካ ብሓቂ ሓደራኻ ሕጂ እዉን ከም ሓብትኻ ደሃያ ግበር መውደቂኣ ከይ ከፍእ ከም ድያብሎስ እዚ ፈተነ እዩ።
Nay bhaqi ane win sheytan xbuq ayfitwelun eyu shih gziey eyu hadar seb zelo zebelashu
Sad😢
እቲ ቆልዓ ቶሪፋ ንሳ ክትሞውት ኖሪዋ ዞማዊት ብዕልግቲ መንነተን ምንዝርና ኮይኑ ናብ እንስሳትተቀይረን ካብቲ ኩቡር ሕጊእንዳባና ምስዎጻ
😢🖤🙏
Wshma hiza bel. Zhawey
Wey gud intay ena ba nikawn zelen awald ahiwatey😢😢😢
Tsfie hawey Mearey egziabher amlak edmen tienan yhabka naena ajeka egziabher amlak nay eda kitrekib eya ajeka
👍👍👍
Happy new year bro you are the best ❤
Aahhh😢😢😢😢😢😢
ወይ ግዜ ኣምላክ ብሀጥያትና ከይኮነስ ብኣምላክ ቸርነት ይቅረ ይበለና እንበር ስጋ ሀደሙ ወሲድካ ዶ ቀለለል ኣጇካ ተኣግስ ንደቅካ ህሰብ ፀሏት ኣይተቃርፅ
Ezgoe ezgoe ezgoe shermta deltea selzelewa betea amlkea eda kotobela 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ajoka nska sebay eka dekka gn bjaka halafnet wsed ❤
ዴን ኤ ግበር ደቅኻ ሙኻኖም😢
Bejakum ahwatey wela aytsemameu bzaeba dekkum gn hsebu bselam tefelaleyu kab welidna hmak nzareb wey bhmak nfelale pls kab kulu koluet eyom zhseyu hadera😢
Btaemi ysimaka amlak muhuretu ywrdelina
There's two side's to the story.pease. please .