Selam Amanuel. Hizbi Eritrea zteawete ab kalsi hakegna elama sleznebero aminulu sle ztekalese eu. Hiji gn merirwo zelo hizbi eu. Waga kikefl akmi yeblun. Isaias dma bzeytekm atswar eu kwagae zdeli. Mkniyatu, Ethiopia ktser dlau eu. Eti ab zeytrekbuwa sekileya kikeyd eye elu zfekero nzekro. Kab 1998-2000 ztegebre kunat entay atswar neruna. Eritreans gn resaeti ina. Azekirom. Thank you so much for your sacrifice.
ኣስገዶም ንዓኻ ዝገልጹሉ ቃላት ይሓጽረኒ ፡ ናይ ብሓቂ በሊሕ ምሩጽ አርትራዊ !
Selam Amanuel. Hizbi Eritrea zteawete ab kalsi hakegna elama sleznebero aminulu sle ztekalese eu. Hiji gn merirwo zelo hizbi eu. Waga kikefl akmi yeblun. Isaias dma bzeytekm atswar eu kwagae zdeli. Mkniyatu, Ethiopia ktser dlau eu. Eti ab zeytrekbuwa sekileya kikeyd eye elu zfekero nzekro. Kab 1998-2000 ztegebre kunat entay atswar neruna. Eritreans gn resaeti ina. Azekirom.
Thank you so much for your sacrifice.
suk bel xulul 🤣
ናይ ከበደ ርእይቶ ፡ሓይሊ ጸላኢኻ ክትግምግም ኣለካ ማለቱኳ ጽቡቕንተኾነ ፡ ብሓፈሹ ኡ ግን ስረ ዘፍት ሕ ፡ ምስ ወድዓዊ ኩነታት ዘየሳኒ ፡ ህልው ጸገም አርትራን ውዲታት ኢሳያስን ሌላ ዘይብሉ ወይውን መንፈስ ኢሳይስ ዘለዎ ሰብ ከይኸውን !
መን'ሞ? ኩላ ነብሳ ፈትያ
እተን ሓንቲ በራድ ክነእቲ ተጠቂምናለን ዘይንፈልጥ ወደባት ኤርትራ ንዓና ንተጋሩ ኣይንታይናን ኣብ ሑሉፍ ዓመታን ንህዝቢ ትግራይ ካብ ወደባት ኤርትራ ወደባት ጁቡትን ኬንያን ይጠቅምኦ ነይረን።
ከመይ ድበለ ቀጣፊ ኣስላማይ እዩ እዚ
❤❤❤❤❤
ስጉምቲ ን ኢሰይስ ምውሳድ ጥራሕ እዮ እቲ እንኮ አማራጺ።
ክራይ ጥራሕ ዘይኮነስ ን /ያውያን ውን ዝግባእ ብመትሕስሳብ መነባር ከድሊ ዩ
ኦሮሙማ ማለት ከም ኤርትራዊነት ትግራዎይነት ከም ማለት እዩ አብይ ምስ ኦሮሙማ ዘራኽብ የብሉን
ኦሮሞ እዩ ኣብይ
ሥስዐን ዕንደራን ኣርሒቅካ ዘምጥማትን ደቂ ሓማሴን ተወሲክዎ ኤርትራ ከም ተፈንጃሪት ቦምባ ክገብራ እዩ ።
ኣየ ኣማኒኤል ከም ህዝቢ ኤርትራ ኸ ዝተምበርከኸ ህዝቢ ኣሎ ድዩ ኣብዛ ዓለም ነብስኻ ኣይተታዓሻሹ ::ኣይግበሮ እምበር ኣብይ ኩናት እንተጀሚሩ ዝዓግቶ ሓይሊ የለን::
ህወሓት እኳ ኣለዉ ብሉኣላዊት ኤርትራ ዘይደራደሩ !!! 😮
I'm not sure why people don't understand the resolve of eritreans to defend their country regardless of Higdef
ካብ ሻዕብያ ዝሕባእ የለን ን አብይ ቀደም እዩ ፈሊጥዎ ን አንዳርጋቸው ጽጌ ሓንቲ ቃል እዮም ሓቲቶሞ (ት አ ም ኖ ዲኻ?) ፈሊጦሞ ስለዝነበሩ ዕላም ኦም ክሀርሙ ን ወያነ ምጥፋእ ስለዝነበረ ን አብይ ተጠቒሞም ዕላምኦም ሀሪሞም ወያነ ብትንትኑ ወጺኡ።
ኣሰና እቲ ትከድዎ ዘለኩም ኣካይዳ ናይዚ ኩሉ ዓመት ቃልስኩም ከንቱ ዝገብር እዩ።ህላወ ኤርትራ ክቅፅል እንተኮይኑ ምስቲ ክመውት ኢሉ ዝናዘዝ ዘሎ ህወሓት ዘለኮም ኣድልዎ ክተስተካክሉ ይግባእ።
Eseyas abtgray Kola sebeyti zgebero chef chef naretra katwu walhade never zklkulom yelen nkbetsa anes aretra nab ethiopa hws ktbl alewa adna nafikna aseb mwsad gn ftah yeblun
ሻዕቢያ ፈካሪት በዓልቲ 30 ዓመት ተመክሮ በውግእ ዝኽእለኒ የለን ኢላ እትፍክር ሓራዲት ህዝቢ ናበይ ከይዳ ?
Ema xebug ewanawi xebaxab eyu
Februari of isryas
በጃኻትኩም አርትራውያን ፡ ኢሳያስ ን አርትራ ኣብ ዘይተርክብዋ ሰቒለያ ክኸይድየ ዝበሎ ፡ ንሕና ክንቅድሞ ፡ ህጹጽ ስጉምቲ ክንወስደሉ መድረኽ ይሓተናሎ ፡ ካብ 1973 ጀሚሩ ተዓዊቱልናዩ ዚ ተምቤናይ !
ኣይግበሮ አምበር ኣሪትራ ምንም ንኢትዮፕያ ዝኣግት ሃይሊ የልቦን፥መንአሰይ ኣዱ ግዲፉ ናብ ግዳም ተመርቂፉ አዩ ፥ስርኣት ህገደፍ ኣሪትራ ኣዲ ዝሸምገሉ ዝነብሩላ ሃገር ገሪዎ ኣሎ ፥ነዚ ዝኮነሉ ኮነ ኢልካ አላማ ሳዲስት ምንቀኛ ኢሰያስ ህዝብና ኣዳኪሙ ሃገር ለኪሙ ክጥፍአ ኣንቂዱ አላምኡ ንምትግባር ይቀራረብ ኣሎ ፥
Abiy Ahmed is ormo. He is amhara triking oromo people
በጃኻለካ እዚ ህዝቢዚ ብኸመይ ከም ዝርድ ኦ ጸገም ኮይኑ ሎ ኢሳያስኮ ከምቲ ኣብ ሓደ እዋን ነብሲሄር መለስ ዜናዊ ዝበሎ ፡ አርትራውያን ን ኢሳያስ ፈጺሞም ኣይፈልጥዎንዮ ፡ ኢሳያስ ግን ን አርትራውያን ውሽጢ መዓንጣ ኦምዩ ዝፈልጦም ክብል ኣብ ምድያ ገሊጽዎ ። ኣብ 2018 ኢሳያስ ን ኣቢ ባዕልኻ ምርሓና ፡ ተደሚርና ፡ ሓደ ህዝቢ ኢና ዝበሎ፡ ነዚ ዘመኽንዩሉ አርትራውያን ኣለዉ ፡ንሜላዩ ከም ኡዝበለ እናበሉ ዘመኽንዩ ኣይተሳእኑን ! ሎምስ ንብሎኳ ጠፊ ኡና !
Esyas aretra nab ethiopia mhwas elama alewo entezeteame wedb aseb mwsad eyu
Abi bluffs februari of iseyas
ኣብ መወዳእታ ናይ ሓውቦካ ስብሓት ልኡክ ኮንካ ጸኒሕካ
ገልጣም ደንጎላ ኣማኑኤል
እዚ ዝፈልጦ የብሉ ገለ የብሉ :: ኣብ ሓደ ገዛ ዓጽዮም ከም ቴብ ይመሉዎ ናብ ህዝቢ መጺኡ ድማ ሓንቲ ከዮግደለ ከይወሰኸ ልክዕ ከምታ ዝበሉዎ ገይሩ የቕርቦ ::
ግዜ ዝሃቦ ሓምሓም እምኒ ይሰብር ዝባሃል ከምዚ ኢዩ ::
ንዘረባ ናይዚ ፍርቂ ሚትሮ ኣወል ስዒድ ክንሰምዕ ግዜና ኣይነጥፍእ ::
NKHULOM RUclipsRAT DEGEFTI BEHALTI TEKAWEMTI ENKOLAY::
buruk
የሕግ የበላይነትን እረግጦ ለሚገዛ ጨቋኝ ኢሳያስ የምታደገድጉ ሒልናችሁን የሸጣችሁ ሆድ አደሮች ግዜ ይወስዳል እንጂ ግድጓድ ቆፍራችሁ ጉድጓድ ውስጥ ትደበቁ ይሆን? ይታያል!!!
ንምንታይ ኢኻ ሓበሬታ thbom ዘለካ ንህግደፍ ተዓርቕካ ድኻ ምስ ህግደፍ aye ንስኻ ርሙስ
❤❤❤❤❤