Do people want the TDF generals sitting idle while Getachew, Tsadkan, Kendaya, and Beyen bring back Abiy's troops to Tigray? Not in a million years. The people of Tigray do NOT allow Abiy and Jula to use Tigray and start a war against Eritria. Tigray is not Afar region, Amhara region, or Eritria, which Abiy used to launch geno.cide on the people of Tigray. Isayas must go, but we Tigryayans should not allow Tigray to be used as a war zone to remove an 81 years old war crim.inal.
Definitely right Aman, Shabia continued to be number one enemy of Tigray and Tegaru. The evil allied powers led by Shabia caused more than one million Tegaru to be killed and massacred including 2 million to be displaced and more than 120 thousands of Tegaru women to be raped. However, the Erirean government is not yet satisfied and want to finish all Tegaru and yet Debretsion led TPLF want the alliance of Shabia/Eritrean government and what a shame and ignorance?
Your interpretation is wrong. Demilitarizing the process means all parties can engage peacefully short of violence. Please STOP confusing the public. You are only spewing your ignorance.
Thank you Wedi Meressa for your valuable insight and analysis on the statement of cracked and passive TDF commander's
የቐንየልና ወድ መረሳ
ከማካ ዝበሉ የብዘሐዪም
We tigreans couldn't tool for shaebia, failed fascist group, so tigrreans must protect themselves from any sabotage,
ግልፂ መብራህርሂ እዩ ኩሉ ህዝብና ክሰምዖ ዝግባእ ኮማንድ ማለት ግበር ኣይትግበር እዩ እቲ ትክክለኛ ወታደራዊ አስተዳደር ነስተውዕል
Amazing analysis❤
❤❤❤ኣማንኤል ነብሲ…ንገሮም እስኪ ነዞም ጭቃታት ኣደመ❤❤❤❤
ጭቃስ እኒ ጌታቸው እምበር እንታይ ማለት እዩ አደመ ?አማኔልል እንካብዝዛረብ ባዕልኹም ዘይርዛረቡ
Thanks Aman, the heavy weight analyst
Wedi meresa ay behaqi poletikegnan belihnn!!❤
Laza Tigrinja continued to be the top best analyst of Tigray political crisis
Good analysis!!
Matured and thoughtful analysis, thanks
አማንኤል ናይ ባሓቅ ጀግና አካ
ናይ ፓለትካ ትንተና ፅብቅ አዮ
ጉጅል አደመ ግን አበይ ዓለም አየም ዘነበሩ
ተጋሩ ነስተውልሉ ሰዓት እዩ መንጨብብቲ ኣንኩን ኣላኣይ ከይንጠፍ
ሕዝቢ ትግራይ ምስ ዘይሓፍሩን ዘይስከፉን ፀበብቲ ኣሌታውያን ክቓለስ ዕዩ ካብ ናይ ፀላዒ በደል ወገነይ ናይ ትብሎ በደል ይሓምም ዕንተስ ንሶም ስክፋት ካብ ዘይፈጠረሎም ንሕና ኣብ ክንዲ በደልና ኣብ ናይ ኣሕዋት ሰማዕታት ደምን ዓፅሚ እንክቅለድ ብኸመይ ሱቅ ንብሎም ይዓክል ናይ ዝሓለፈ 50 ዓመት ላግፃ!
ወደ መረሳ እቲ ኹነታት ብትኽክል ኢኻ ገሊፅካዮ፤ኣነ እዞም ጀነራላት ኢና በሃልቲ ርእስን ልብን ልነሀዎም ኣይመስለኒይ።
ዞም መራሕቲ ሰራዊት ኣብ ጎኖም ኮይኑ ዝመኽሮም የብሎምን ድዮም ክድንቊሩ 😏
ኣነ ግርም ዝብለኑ ነገር እንታሃለየ እቲ ጆነሳይድ ዝፈፀመልና ሻዓብያ ርክብ ከመ ዘለዎም ክናገር እንተለውስ እቶም መራሓቲ ብጣዓሚ ያሓዝን ከመይ ይኮውን በእንት ህዝበይ ክንነቅሕ እዩ ዘለና ከም ቆቃሕ 😢😢😢😢
አማንኤል ሓወይ ጉጅለ አደመን እድ እምበር ርእስይ ዘይብሎም ገብረ ዓዴታዊያን BBC ዜና አይርእዩን እታ ዝርእይዎ ወይን ጋዜጣ ጥራሕ እያ
ብጭቡጥ ባዕሎም ሕሽኩራት ሓደ ውድብ ኢና እናበሉ ዝኾነ ሰብ ኣንፃሮም ነቐፌታ እንትዝርግሕ "ፀለመ" ይብልዎ። ከመይ ዝበለ ድንቁርና እዩ ባዕሎም ዘዋርዶምን ደቀቕቲን ሸፋቱን ምዃኖም ዘርኢ ቅዋም እናሓዙ መሊሶም ሽመይ ጠፊኡ ዶ ይበሃል እዩ??
እዚ እኽብካብ ብጥቕሚን ብመውስቦን ዝተኣሳሰረ ጉጅለ ዝበኸቱ ወተሃደራዊ ኣዘዝቲ ሓምሳ ዓመት ሙሉእ ንሓደ ዉድብ እናተሓሽከረ ዝመፀን ሓንሳእ ንኢትዮጵያ ሓንሳዕ ንሻዕቢያ እናከደመ ኣንፃር ብሄራዊ ረብሓኡን ኣንፃር ድሌት ህዝቡን እናዘመተ ዝመፀ ሓላዊ መዓኮር ዝበኸተን ዝመረተን ዳይናስቲ ጉጅለ ዓድዋ እዩ። እዚ ላዕለዋይ መሪሕ ወታደራዊ ኣዘዝቲ እየ ዝብል ሕሽኩር ፍንጩል ህወሓት ንህዝቢ ወጊኑ ይኹን ንህዝቢ ሓልዩ ኣይፈልጥን።
ኣማኑኤል ብሓቂ ንፉዕ ተንታኒ ፖለቲካ ልተረደኦ
ሾሊኹ ዝወፀ ሓበሬታ ኣለኒ 😅😅😅😅ብርሃነ ወለጋ 😢ልኡኽ ናይ ብልፅግና ዩ።😊😊🎉🎉🎉ኮነ ኢሉ እዩ ነቶም ካልኦት ብልፅግና እናበለ ዝኸሥስ ዘሎ እምበር ቀንዲ ልእኩ ኣብይ ኣሕመድ ሰብ ዝሰኣነ ሰብ ወይ ድማ ብርሃነ ወዲ ወለጋ ዩ።ህዝቢ ይስማዕ ኣነ ብኣጋ እዛረብ አለኹ ብርሃነ ወለጋ ልኡኽ ናይ አብይ ኮይኑ ግን ድማ ነቶም ካልኦት ብልፅግና ኢልካ እንዳጠቀንካ ተንቀሳቐስ ተባሊ ካብ ብልፅግና መደብ ተቀቢሉ ዝመፀ ሰብ ዩ።ንትግራይ ሓሊዩ አይኮነን ዘናኽሰና ዘሎ።
❤❤❤❤
ኣዘጋጀውቲ ትሕቲ ሰማይ እተቅርብዎ ፕሮግራምን ከይከውን ትፈርሕዎን ካብ ምኳን ኣይተረፈንሞ ምእንተ ትግራይ እንዶ ደቂሱ ወይ ፈሪሑ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ ክገብሮ ዘለዎ ዝምልከት (ብቀጥታ በዘይፖለቲካ ሽፍንፍንን ፍርሕን) ዝምልከት ፕሮግራም ስርሑልና ካባኩም ንላዕሊ ዝሓሸ ሚድያ ስለ ዘይረኣኩ
ነጋ ዘርኡዐናይ ባዕልካ ሚድያ እንዶ ኣውጽእ
ገዲም ናይ ሞያ ሰብ እንዳሃለካስ ....?
እዞም ደናቁር ብሽም ተጋዳላይ ምሁር ጋዜጠኛ ተንታኒ ህዝቦም መቃልስቶም ዝከሀዱ ንባእሎም ናይ ፍልጠት ፀግኢ ገይሮም ሰብ ዘይሀስብ ገይሮም ዝዛረቡ ባንቡላታት ህዝቦም ተፈናቂሉ መሬቶም ተወሪሩ አብ ህሱም ናብራ እናሀለወ ተጋሩ ዘድልየና ዲሞክራሲ ሪፎርም ክልተህወሀት ባይቶ ከፍርሱ ለይትን ቀትርን ዝሰርሁ ከብዶም መርአይ አእምሮኦም ንፃቃን ጌታቸው ዘካረዩ ናይዚ ዘመን ገ/መድህን አርአያን አብርሃም ያየን እዮም አብዚ 2 አመት አብ ተጋሩ ንዝተፈፀመ ፅንተት ብህጊ ክጥየቁ ዝግበኦም እዮ::ህሰውቲ!
ንቓለመሕተትምበር ንተግባር ዘይታዓደሉ ሕንጻያት መቐለ ካብሃመማ መስከረም ዘፍልዮም ምኽንያት የለን
ወዲ ኣራዊት ሻዕቢያ !🤮
ደመኛ ጸላእትና ድማ ንዓና ትጋሩ ኢዮም ወድታ ደጋል ማይ ትሓጺቡ ዘይፈል ጨናዊ ቆርበት ነቲሕ
ሻዓብያ ክልል ትግራይ መሲልዎ እስራኤል ትኩን ኣሜርካ ኣብ ዝደለይኦ ዝድብድኦን ዝሃርምኦን ደንቆሮ ድኣ ኮይካ እምበር ኣሜርካ ን ኤርትራ ከም ሃገር ክትፈርስ ካብ ትደልን ካብ ትጻብኣን ልዕሊ 70 ዓመት ኮይኑ ኣሎ ግን ሓንቲ ክገብርኣ ኣይክእላን ኣይኮነን ሎሚ ብክልተ እግራ ደልዲላ ረጊጻ
እቲግዜያዊ ምምሕዳር ብብልጽግና ተጨውዩ ስለዝኾነ ናብ ትኽክለኛ መገዲ ንኽመጽእ ይስተኻኸል እዮም TDF ኢሎም:: ካብ ናይ ብልጽግና ኢድ ኣእታውነት ናይ TSF ኢድ ኣእታውነት ይሓይሽ::
ጌጋ መን የስተካክሎ እቲ 14ጉባኤ ዝገበረ
ኪናት ምስ ፌደራል ተጀሚሩ ሻዕቢያ ምስ ሕውሓት ኮይኑ ን ብልፅግና ዳኣ ይሃርም አንበር ን ህዝቢ ትግራይ ዘበሳብሰሉ ምኽንያት የለን,
ብሓሶት ንህዝቢ ኣይተደናግሩ ንትግራይ ኣይተቅማን ዩ,
ዋይ እንታይ እዮም እዚከቶም ዝብሉ ጭሕሞም አንዊሖምስ ንህዝቢ ትግራይ ዓይኑ ዓሚቶም ኸታልልዋ ።እንታይ ኮይኑ እዩ ስርዓት አልበኝነት እንተሃልዩ ዘይውስን
ከም ወዲ መረሳ ዝበሉ ኪኢላታት ዘለውዋ ዓዲዶ ኣብዚ ምወደቐት ?
ተጋሩ እርስ በራስ ከተጣሉ ደስታው የጠላት ነው::
ዐቢ ሓርኢ ፖለቲካ ብጽልኢ ጀሚሩ ብጽልኢ ዝውዳእ ዝበለካ መንዩ ንርእስካ ሓሚምካ ሰብ ኣይተሐምም ፡
Idiocy has no limits!
መንፈስ ሻዕብያ ሓሞቶም ዘፍሰሶ ኮንቶ ገዓቶ።
Hello my future husband!
አብ ዓለም ንመጀመርያ ታሕተዎት መራሕቲ ብኢድ ብልጫ ገልቢጥኻ ብሓደ ዓሌት ወታደራዊ ግልበጣ !
Meresa getachews Siefu etc.... suffering from inferiority crisis. Tigray region rifrafs
ውድቀት ልሂቅ ትግራይ; ኣብ ሚዲያታት እናወፃእኻ ለውጢ; ለውጢ ብምባል ለውጢ ኣይትመፅእን:: ኣፍንጫኹም ንኸሱ ስልጣን ኣይለቅቕን ትበሃሉ ኣለኹም:: ለውጢ ብምምናያ ጥራይ ኣይትመፅእን; ይልቅ ነቲ ህዝቢ እናተኸፋፈለ ናብ መከራ ኣይነእትዎ ብደገፍቲ ናይቲ ሓደ ህወሓት ይፅመድ ኣሎ: ከምቲ ብታሪኽ እናረኣናዮ ዝመፃና ናይ በዓል ጌታቸው ረዳ ደገፍቲ ኔርኩም ኢኹም ብዝብል ፍደኦም ክሪኡ እዮም:::
Do people want the TDF generals sitting idle while Getachew, Tsadkan, Kendaya, and Beyen bring back Abiy's troops to Tigray? Not in a million years.
The people of Tigray do NOT allow Abiy and Jula to use Tigray and start a war against Eritria. Tigray is not Afar region, Amhara region, or Eritria, which Abiy used to launch geno.cide on the people of Tigray.
Isayas must go, but we Tigryayans should not allow Tigray to be used as a war zone to remove an 81 years old war crim.inal.
አማኑኤል ፁቡቅ አለካ ኤርትራ አንፃር አሜሪካን እስራኤልን እያ ትሰርህ ዘላ ንምሳሌ ንፍልስጤ ምድጋፋ ሀደ አብነት እዩ
ከማኹም ከዳሚ የለን... ን ኤርትራ ከትድንቅዋ ጥራሕ እዩ ዘለኩም... ድምሱሳት..
ንስኹም ክልቱኹም በዚ ሚድያ እዚ ካብ መጀመርያ ጀሚርኩም ህውሓት ንምፍራስ ዝነቀሳቐስኩም ሰባተ ኢኹም ግን አየተሳኸዐልኩምን አይሳኻዐን ከአ
ቀንዲ ናይ ህዝቢ ራዕዲ ፈጠርቲ ንስኹምን ሚደያኹምን ኢኹም
ካን ቲቦር ናጊ ኢስራኤል ክትብሉ ዓሪቡኩም። እስራኤል ንብረት ዘይብሉ ህዝቢ ፍሊስጤም እንተቀተለት ምስተንከር ሓይሊ ዘለዋ ዲዩ መሲሉኩም። ኣየተጋሩ ኣለውሳ ሒዝኩም። ፎቢያ ሻዕብያ ሕዝኩም።
Definitely right Aman, Shabia continued to be number one enemy of Tigray and Tegaru. The evil allied powers led by Shabia caused more than one million Tegaru to be killed and massacred including 2 million to be displaced and more than 120 thousands of Tegaru women to be raped. However, the Erirean government is not yet satisfied and want to finish all Tegaru and yet Debretsion led TPLF want the alliance of Shabia/Eritrean government and what a shame and ignorance?
እንታይ ኢኻ ትብል ዘለኻ ወስላት
Your interpretation is wrong. Demilitarizing the process means all parties can engage peacefully short of violence. Please STOP confusing the public. You are only spewing your ignorance.
አበይ ዐለም እዩ ዝነብር ዝሰብ
Tigrai
ኣብታ ዝተናወጸት ትግራይ። ብኸምኡ እንድዩ እርሱ ተናዊጽዎ ዘሎ።