Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ናይ ብሓቂ አይተ ዳዊት ብዝግባእ ትኽኽለኛ ትንተና እዩ አቅሪቡ ንሓቃዊ ርኢቶኡ ክምስገን ይግባእ ቀፅለሉ
As long as the rudderless old guard of the TPLF leadership is avoided, there won't be peace, stability, security, democracy and economic developments .
Giday,I heard Getachew will appoint you, Meresa, or Yemane as the mayor of Axum.
ወይዓዘፍዘፍ ትግራይ ኣበይምስሃለወትያ
አሕዋትን አሓትን ኢቱ ዋና ጸገምና አተሓሳስባ ኢዩ። ካብ ናይ ሕወሓት አተሓሳስባ ነጻ ለይወጸ ትግራይ ክመርሕን ህዝቢ ከድሕንን አይክእልን።ህዝቢ ትግራይ ልሪኢሉ መንገዲ ግጉይን ጸረ ዲሞክራስን ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኢዩ።ቅድሚ ናህዝቢ ረብሓ ናይ ውድብን ናይግሎም ጠቅምን ለጀስን ኢዮም ለቀድሙ። ባዕልቶም ናይቱ ህዝቢ አካል ምኳን ህዝቢ ተለይ ሃልዩ ካምለይህልዩ አይርደኦምን።ፖሎቲካ ሕወሓት አንጻር ህዝቢ ትግራይ ህልውና ልተቃነየ ኢዩ።ገታቸው ኢውን ናዙይ ውጺኢት ኢዩ።
ውዕሊ ፕሪቶርያ ብመስዋእቲን መቁሰልቲን ሰራዊት ትግራይ ዝመፀ እዩ እዚ ውሳነ ክአ ናይ መላእ ሰራዊትናን ህዝቢ ትግራይን ውሳነ እዩ ወሓጣ።
መንእሰይ ትግራይ ብደምቢ ገይሩ ዝተረደኣ ዳዊት ዘልዐላ ዓባይ ነጥቢ ኣላ; ህወሓት ኣብ ማዕኸል ሃገር ከይዱ ስልጣን ሒዙ ዘጥፈኦ ጥፍኣት ንዓና ንህዝቢ ትግራይ መቕፅዒ ኮይኑ!!! እዚ ጉዳይ እዚ እዩ ምሁር ይኹን መንእሰይ ትግራይ ብደምቢ ተረዲእዎ ኣብኡ ረጊፁ ክቃለስ ዘለዎ:: ከሉ ደላይ ለውጢ እዙይ እናደጋገመ ክቕስቅሰሉ ይግባእ:: ብመሠረቱ ካብ 5 ሚልዮን ህዝቢ ወፂእኻ ንዘይፈትወካ/ ዘይቕበለካ 40 ወይ 50 ሚልዮን ህዝቢ ብዝተፈላለየ ታክቲክ ረጊፅካ ክትገዝእ ምሕሳብ ባዕሉ ዓብዪ ጥፍኣት ወይ ጌጋ እዩ ነይሩ:: እዙይ ኣቐዲምካ ምግማት ናይ ሓደ ፖለቲካ ውድብ ስራሕ እዩ::
TDF Army Belongs to the Tigray People not leabu chenawi woyane leaders debretsion and his Mafia groups.
ናይ ብሓቂ አይተ ዳዊት ብዝግባእ ትኽኽለኛ ትንተና እዩ አቅሪቡ ንሓቃዊ ርኢቶኡ ክምስገን ይግባእ ቀፅለሉ
As long as the rudderless old guard of the TPLF leadership is avoided, there won't be peace, stability, security, democracy and economic developments .
Giday,
I heard Getachew will appoint you, Meresa, or Yemane as the mayor of Axum.
ወይዓዘፍዘፍ ትግራይ ኣበይምስሃለወትያ
አሕዋትን አሓትን ኢቱ ዋና ጸገምና አተሓሳስባ ኢዩ። ካብ ናይ ሕወሓት አተሓሳስባ ነጻ ለይወጸ ትግራይ ክመርሕን ህዝቢ ከድሕንን አይክእልን።
ህዝቢ ትግራይ ልሪኢሉ መንገዲ ግጉይን ጸረ ዲሞክራስን ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኢዩ።
ቅድሚ ናህዝቢ ረብሓ ናይ ውድብን ናይግሎም ጠቅምን ለጀስን ኢዮም ለቀድሙ። ባዕልቶም ናይቱ ህዝቢ አካል ምኳን ህዝቢ ተለይ ሃልዩ ካምለይህልዩ አይርደኦምን።
ፖሎቲካ ሕወሓት አንጻር ህዝቢ ትግራይ ህልውና ልተቃነየ ኢዩ።
ገታቸው ኢውን ናዙይ ውጺኢት ኢዩ።