Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እዚ እዩ ናይ መርዓውን መርዓትን ደስታ ዝመልኦ መርዓ።ቃል ኪዳንኩም የጽንዓልኩም ፈጣሪክልተ ሽኮሪናታት👍👍👍👍
ኣታ ኣነስ እዛ መርዓ ከመይ ሃሪፈያ ኣለኹ መስለኩም ይግበረልካ በሉኒ ደቂ ዓበይቲ
ygberllka haweyyyyy
May God bless you with what your heart desires 🙏
Ewa entay dea delika maere kndeu tharfo entay alo dyu
ወዲ ጉኑፍ
Yagebrlka Zehway Mery
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ናይ ብሓቂ ትቅንኡ ኣብ ስዕስዒት ዘለኩም ምስምማዕ መግለጺ የብሉን ኣብ መጻኢ ሂወትኩም ድማ እዚ ሕጂ ዘለኩም ምስምማዕን ፍቕርን ንድውቅኹም ክተውርስዎ እምነየልኩም
ባህታ ዘለዎ መርዓ እዚ እዩ ፈረዪትን ጸገዪትን ይግበርኩም❤❤🇪🇷🇪🇷
ፈረይን ፀገይትን ይግበርኩም
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መርዓ ደስ ዘብል 🇸🇸🇸🇸🇸🇸 ፈረይትን ጸገይትን ይግበርክም
@@alemgebrezege769711
ዋው ዋው ብሓቂ ኬፍ ዘለዋ መርዓት እግዝኣቢሄር ቃል ኪዳን ኩም የጽንዓዮ።
ክላእ ምምርዓው ዘይተርፍስ ከምዚ እዩ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም 😍😍
😁😁😁
ሰይ ሰይ ምቁራት ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ
ኮንፊደንስ 100% ክልቲኦም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፍጣሪ
እንታይ ኮፊደንስድአ አይናውጣነት እበር ፍክሶት
@@frewoyniferede591 ተረፍ ቅንእኺ ዛሓፍተይ
ማራ ዉዱኣት ከምቲ ኣበባኹም የርኢና ፍሬኹም ደቂ ዓበይቲ ከምዚኦም ምቑራት ክምረቅ ዝደሊ ላይክ ጽፍዑና ሓባይብ
ማራ ዘፍቅረኩም ካልእ ኣይኮነን ንስኩም'የ ኣነ። kab Eritrea hawukum love you diki tigray ❤️❤️
መርዓይ ብከምዚ ዘይሓልፍ እንተ ኮይኑ ይትረፈኒ ክክክክክ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መርዓ
hahahhhh
ክክክክ
Hakka aleka ane keman kemzia tezeykoyna ttrefeni 🙄😜😂😂
እልልልልል፡ምራ ማራ ኬፍ ኣለኩም ያኬ ቡዙሕ ግዜ ሪእየ ዘይ ጸገብክዋ ናይ መርዓ ቪድዮ ብፍላይ እታ መርዓት ኬፍ ኣለዋ ፡በሉ ስከ ነዓኩም የማስለኒ ነዓኩም ከኣ ዕድመብ ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ሓደርኩም ንዘልኣለም ኣለም እና ተሓጎስኩም ነበሩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
በስም አዞም መርዓውቲ ሳብስካርይብ ጌረ ኣለኩ ኣብ ቲክቶክ ክሪኦም ቀኒይ ማራ ደስ ኡሎሙኒ ሃድርኩም ይባርክ ምቁራት ፍሬኩም የሪኤና ጽቡቃት አማ ሰይ
ደቂ ዓባይ ሃገር ዕድመ ያሃብኩም🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ኣምላኽ ኣቦይ ከምዛ ሽኮር ቆልዓ እዚኣ ፍጠረለይ መልክዓ ብዘየገድስ ኩሉ ትክእሎ ክትልብም እዛ መርዓት ነፊዓ ኣንፊዓቶ
Amen
👌።
Ya nay nhaqi bro
Amen ajoka 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ክብረት ዘለዎ ቬሎ ጽብቕቲ መርዓት ጽቡቕ ቬሎ ብሕቓእ ደኣ ቁሩብ ተኸፊታ እምበር. ናይ ማሓዙት ግን ኣይግድን ኣጥባትክን ከፊትክን ጸይቖልክናላ። ብዝኾነ መሩዑት ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ!!!!!!
ርሑስ ጋማ ይግበረልክይ ድስ በሃለቲ መርዓት እሞ ፍልቲ እያ
ኬፍ ዘለዋ መርዓት ንመርዓዊኣ ኣከይፋቶ ፍሽክታ ጥራይ ኮይኑ
ካብዞም ኣብ እስቴጅ ናይ መርዓውቲ ኮፍ ኢሎም መን ዕዱም መጽዩ መን ኣይመጸን ክርእዩ ከምዛ ዋርድያ ክዕዘቡካ ዝውዕሉ መርዓውትስ ,ናትኩም ኬፍ ኣሎዎ ንስኩም ትሕጎሱ ኩሉ ሰብ ምሳኩም ይሕጎስ ❤❤❤❤
kkkkkkkk
😅😅😅😅😂😂😂😂
😂😂
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ከላ መርዓ ተበሉኻስ ከምዚ,ዩ ዋእ😂❤️❤️❤️🙏
ኣታ ክደይ ደስ ትብሉ እሰይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ጸደይትን ይግበርኩም ፈጣሪ🙏🙏
♥️♥️♥️♥️♥️love
ንጹህ ፍቅሪ ኩሉ ነገሮም ድሰ ክብሉካ መርዓውቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤
Woow ❤love Tigragna Music even I want to marry Tig..😁but I'm Oromo 1srt
Beautiful 😍 can show more wading videos from Axum
ፈጣጥ መዓረይ ከፍ ኣለኪ 🥰 መባልይቲ ይግበርኩም ኣምላኽ ኣብርሃም 🙌🏽
7ikb
You two are a lovely couple. You will be each other's perfect soulmate ever so much energy good vibe and communication. God beless you and God bless Tigray.
Ab alem kale kulu ydgem eyu meraka gn hantn zeytdgemn eya slezi btaemi des zebl mera kuburat yehwat qalki dankum zeyfers mendeq abajgo ygberelkum.selam ka yewrdelna betri arqi yfterelna fetari.I’m from Eritrea 🇪🇷
መልካም የትዳር ዘመን ይሁንላችሁ❤ሙሸሪት ደሰ ሰትል 😘
እንበርከ መርዓ ድዩ ማሊተይስ ኣብ መርዓካ ኪንድዚ ኮንፊደንስ ኣይረኣኩን ክሊቲኦም መጸለላት አዮም ክሊብ ናይ ደርፊ ከይከኑ ኪገብሩ ጸኒሖም ኢለ ኪጠራተር ጸኒሐ ኣምላክ ይባርኩም ወዲ ዲሲ
ንሰብኣይኪ ጥራይ ኣይኮንክን ሳብዝይዝ ገርክዮ ንዞም ተከታትልቲ ዩቱብ ውን ሳብራይዝ ገርክና ስሓብትን ጽብቅትን ኢኪ ዘመኩም ይባርክ ፡፡
ናይ በሓቂ ኣብ ከይረኣክዋ ዘይውዕል
ደቂ ገዛውተይ ኤማ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም የሕዋተይ ማዓረይ።❤️❤️❤️❤️🙏
You tube please stop advertising during song
ዋዉዉዉ መርዓ ማለት ከምዚ ክኮን ኣለዎ እና ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም💓💓💓
ሚትገርም ሙሽሪት ማሻኣላህ ባየው ባየው ማይሰለቸኝ ❤❤❤
አቱም dislike ትገብሩ ግን ቅንኢ ድዩ የለን ሕርር.... ተጋሩዋኒ ርሑስ ጋማ ዕልል....
I am from Eritrea and I like you
I never seen like this weeding I'm so proud to be girl ❤️❤️❤️❤️full confidence nd Mqrti girl ❤️❤️❤️🙏🕊️🕊️nay fkri amlak mesakun yekun 🕊️🙏
What is the song name plz
The best Bride of the year!!!!
Sebayey kemzia giere kderfelu eye 😔❤
Bjaki natki kikewin alewo entay digma dea des ayblenin eyou.
Aseyyyyy shikorinata merawti♥️መርዓት ደሪፋታ ዘላ ደርፊ ዝፈልጣ ተሎ ጸሓፉለይ ኢኹም::
Shewit mezgebo tbhal
ሸዊት
የቀነለይ Rimaz
@@LemlemAbrha-n4t የቀነለይ
@@semharzeray4925 ገንዘበኪ ማር
ኣብየት ስታምሩ የኣብራሃምና የሳራ ጋብቻ ያድርግላቹሁ
Eway anes kmroeiye des kbluka, Rhus gama ygberelkum💞💞💞💞
Kamay geru kreia zwele alo do nay bhake dase bhalty 💖💖💖💖💖💖💖
Where is this please
እሰይ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይገበረሊኩም ውለዱ ክበዱ ዓምብቡ🌹💐 ለምሊሙ🌿🍃☘️🥰💝💃👏💘😘😍 ክትጥዕሙ❤
ኣቤት ደስ ኩቡሉኻ ሩሑስ ጋማ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም
I can't stop watching this beautiful couples
God bless your marriage 🙏 can you please tell who is the singer of what the bride was singing thank you in advance!
Shewit Mezgebo- Neay Mehasheni
@@Meley07 Thank you so much really appreciate it great song 🙏
ራቢያ ከጉራጌ ክልል በጣም ስወዳቹ ፍቅራቹ እስከዘላለም ያድርግላቹ ምርጦቼ የናተው ፍቅር በጣም የተለየነው 🇪🇹🇪🇷
ኣረ ትግራዋይ ናቸው
ኣሜን ራብያ
የአድዋ ልጆች ናቹ
አረ የትግራይ ልጆች ናቸው
ነቲ ትህቡና ሃናፂ ሪኢቶ ካብ ልቢ እንዳመስገና ካሊእ መደብ ክንጅምረልኩም ስለ ዝሓሰብና እትደልዩዎ ፕሮግራም ተሃሊዩ comment ግበሩልና :: ደጃት ሚኪ Dejat Miki
እታ.መርዓት.ትደርፋ.ዘላ.ናይ.መን.እያ.ሽማ.መን.ትባሃል.ተሓባበርኒ
nay Shewit Mezgebo - Neay Mehasheni eya tbil goytawa
መርዓት ዝደረፈታ ናይ ሸዊት መዝገቦ
ኣታ ክንደይ ደስ ትብሉ ኢኹም ኣምላኽ ይመለኣልኩም
ዋው ደስባሃልቲ በሉስቲ ናዓናከዓ ካብ ስደት መልሲ ስደትና ኣሕፂሩ ናዓኩም የምስለና
ከመይ ከምሕረልኩም ዝተባረከ ሐዱር ጽቡቃተይ♥️♥️
still now zriakum meraewti 2ka hade aynet fkri khlweka kemzi eka tkon pls traw kltekum kemzi the same feeling yhalkum❤❤
Best wedding Ever may god bless you guys congratulation 🎆 both so confident keep going and I am happy when I see this video every day
entay kbl kemzdeleku tefiuni, kemzi aynet mera riaie ayfeltn. freytn Txegeyt ygberkum,,,,,,,kab hawkum Eritreawi from Germany Stuttgart city
ካብ መርዓ ሓዳር 🏃ከምዚ ቪድዮ ክርኢ ከለኩ ግን መርዓ ቃሕ ዝብለንስ ብጥዕና ዶ😁ደቂ ዓደይ ሽኮራት ሓዳርኩም ይባረኽ
ዋላ ኣነ😂😂
ርሑስ ጋማ ዛ መርዓት እሞ ፈቴያ ክሞት ርሑስ ጋማ ብድጋሚ ፅቡቃት ❤❤❤❤
The best wedding ever I have seen in my entire life
Mara zfetewuni couples amlak hadarkum ybarek
Beautiful couple God bless your day and years to come🙏
ኣሰይይይይዮ ውዳኣት መርዑ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤🙏
Song name?
እዋይ ክሽኩሩ ደቅ ትግራይ ወርቂ
በጣም ነው የምታምሩት።
ዋው ብጣዕሚ ደስ ትብሉ መባሊቲ ይግበርኩም።
ርአ ዘይፀግብእም መርዑት ❤❤❤❤ ደጋጋግሚ ርአዘይፀግባም ኣሰይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤
Wawww.... weldon you both!! May God bless your marriage!!
ከማኹም ሕጉሳት መርዓውቲ ኣይርኣኹን፡ ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም ምቁራት💞💞💞
Des bahalti xbukateyy hadarkum ybarek ❤️❤️
ኣሰይ ፅርያት ፅንዑ ቃልኪዳን ይግበረልኩም ምቅራተያ
ከምገለ ዓይነት መርዓት ፅሪቱ መርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግረልኩም
አሜን ይግበረልካ
ኣስይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣረ ፍቅርኩም ይብዝሓዮ 💞💞💞💞💞💞💞💞
Hulatum Des 👌👌silu yemirr you make me jealous I'm not get tired if I see Every day!!❤❤❤
ብሓቂ ደስ ባሃሊት መርዓት መርዓዊ እውን ግሩም ሓዳርኩም ይባረኽ ግን እተን ኣንስቲ ናይ ጎረቤት ወይ መርዓት ፎኪሳ እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ቅለት ይብላ ይህልዋ።
Hhhhhh
Jealousy neighbor's kkkkk
ኣብ ትግራይ መብዛሕቲኡ ናይ ከተማ መርዓ ብኸምዚ እዩ ።ኣስሒቕካኒ ግን😂😂
ተጋሩዋኒ መን ከማካትኩም 💛♥️
Tegaruwani kkkkkk Eway tgrina motettt harerku eway qanqay 😉😉😉😲😲
@@ኤረትራዊትኢየኣነ እንታይ በልካ 😏
@@ጋልኢሮብዓጋመፅሪቲፍቃርት qelem tmhrti aywesedkin diki Dehar kea Entay elka u zibhal belka aybhaln u
@@ኤረትራዊትኢየኣነ nsa Tigraweyti eya nhna dema "entay belka" nibil ina so what's you're point?
ዋዉ ዋዉ ዋዉ ቃል ኪዳን ኣብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም 100%
ኣምላኽ ፈረይትን ጸገይት ን የግበርልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መርዓ ሰይይይ ናዓን ከምዚ ናትኩም ይግበረልና
አታ ክንደይ ደሰ ክትብሉ ሩሑ ጋማ ዪግበረልኩም 💞💞💞💞💞😘😘😘
Ata ane eza merea kemey harifeya aleku mas kon tkewn ygberelka eske beluni bejakum
Wawww des behali fereyti xegeyti ygberelkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤💛
ኤርትራውያን ኣይኮኑን ተጋሩ እዮም።
ዘፈኑ የራሷ እስኪመስለኝ ደጋግሜ አየሁት ። ገራሚ ነዉ።
Tnx bro
Omg I am speech less girl 👍ruhus gama god bless you 🙏
God bless you xbukat
ርሑስ ጋማ ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ👏👏👏👏👏👏👏❤️💛🙏
Asey mkurat merawti tes ktblu amlak fkrkum abzh yeblo ❤❤❤❤❤
ዋውውው ከሙዙይ ዘበል ሰብኣይ ከመፈጠረለይ ማለት ሸፋዲ ደስ ክበሉ ማርዓይ ከመዘይ ገይረ ከሓለፈ ነይረ ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም❤🙏
Egziabher Amlak Mera abrahamn saran ygberelkum tsbukatey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰይ ሰይ ሰይ ክንደይ ደስ ዝብሉ አዮም አዞም merawti 💓🌹💓🌹💓🌹😍😍❤️❤️😍😍💓🌹😍❤️❤️💓
Waw des ketblu. Betame des zebel serg. Rous Gama yegberelkum. 100% 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷👄👄👄👄
ፈረይቲን ጸገይቲን ይግበርኩም እስከ ከማኹም ሕጉሳት ሰባት ኣይረኣኹን፡ ናይ መወዳእታ ንባዕልኹም ትሓጚስኩም ንሰብ ተሐጉሱ❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
love is love never end so beautiful wedding
Zeyti mro gda kulu gedifka eko
Eza Merat dea Arkol gertla eya tmesl😃 ruhus gama Xbukat❤
bitaemi des behali merea wedding kab kulu nelaeli nayita merat confidence
waww ኣሰይ ብሃቂ ቃውቃው ኣቢልኩማ ማራ ከምቲ ኬፍ ዝህበኒ ዕድመን ጥዕናን ጹቡቃተይ💖❤💞😍✌✌✌✌👉
Esey mukrtey ELlllllllllll ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲
She is beautifully 🥰🥰🥰💯💯💯💯
Ja😂💃🏻
ዋውውው ኬፍ ዘለዎም መርዓውቲ ኣምላኽ ፍቕርኹም የብዝሃዮ
Waww kemay kemro zeqnie alo do Mequrat pls my fav music nay men eya
እዚ እዩ ናይ መርዓውን መርዓትን ደስታ ዝመልኦ መርዓ።
ቃል ኪዳንኩም የጽንዓልኩም ፈጣሪ
ክልተ ሽኮሪናታት👍👍👍👍
ኣታ ኣነስ እዛ መርዓ ከመይ ሃሪፈያ ኣለኹ መስለኩም ይግበረልካ በሉኒ ደቂ ዓበይቲ
ygberllka haweyyyyy
May God bless you with what your heart desires 🙏
Ewa entay dea delika maere kndeu tharfo entay alo dyu
ወዲ ጉኑፍ
Yagebrlka Zehway Mery
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ናይ ብሓቂ ትቅንኡ ኣብ ስዕስዒት ዘለኩም ምስምማዕ መግለጺ የብሉን ኣብ መጻኢ ሂወትኩም ድማ እዚ ሕጂ ዘለኩም ምስምማዕን ፍቕርን ንድውቅኹም ክተውርስዎ እምነየልኩም
ባህታ ዘለዎ መርዓ እዚ እዩ ፈረዪትን ጸገዪትን ይግበርኩም❤❤🇪🇷🇪🇷
ፈረይን ፀገይትን ይግበርኩም
ብጣዕሚ ደስ ዘብል መርዓ ደስ ዘብል 🇸🇸🇸🇸🇸🇸 ፈረይትን ጸገይትን ይግበርክም
@@alemgebrezege769711
ዋው ዋው ብሓቂ ኬፍ ዘለዋ መርዓት እግዝኣቢሄር ቃል ኪዳን ኩም የጽንዓዮ።
ክላእ ምምርዓው ዘይተርፍስ ከምዚ እዩ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም 😍😍
😁😁😁
ሰይ ሰይ ምቁራት ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ
ኮንፊደንስ 100% ክልቲኦም ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፍጣሪ
እንታይ ኮፊደንስድአ አይናውጣነት እበር ፍክሶት
@@frewoyniferede591 ተረፍ ቅንእኺ ዛሓፍተይ
ማራ ዉዱኣት ከምቲ ኣበባኹም የርኢና ፍሬኹም ደቂ ዓበይቲ ከምዚኦም ምቑራት ክምረቅ ዝደሊ ላይክ ጽፍዑና ሓባይብ
ማራ ዘፍቅረኩም ካልእ ኣይኮነን ንስኩም'የ ኣነ። kab Eritrea hawukum love you diki tigray ❤️❤️
መርዓይ ብከምዚ ዘይሓልፍ እንተ ኮይኑ ይትረፈኒ ክክክክክ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መርዓ
hahahhhh
ክክክክ
Hakka aleka ane keman kemzia tezeykoyna ttrefeni 🙄😜😂😂
እልልልልል፡ምራ ማራ ኬፍ ኣለኩም ያኬ ቡዙሕ ግዜ ሪእየ ዘይ ጸገብክዋ ናይ መርዓ ቪድዮ ብፍላይ እታ መርዓት ኬፍ ኣለዋ ፡በሉ ስከ ነዓኩም የማስለኒ ነዓኩም ከኣ ዕድመብ ጥዕናን ይሃብኩም ኣብ ሓደርኩም ንዘልኣለም ኣለም እና ተሓጎስኩም ነበሩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
በስም አዞም መርዓውቲ ሳብስካርይብ ጌረ ኣለኩ
ኣብ ቲክቶክ ክሪኦም ቀኒይ ማራ ደስ ኡሎሙኒ ሃድርኩም ይባርክ ምቁራት ፍሬኩም የሪኤና ጽቡቃት አማ ሰይ
ደቂ ዓባይ ሃገር ዕድመ ያሃብኩም🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ኣምላኽ ኣቦይ ከምዛ ሽኮር ቆልዓ እዚኣ ፍጠረለይ መልክዓ ብዘየገድስ ኩሉ ትክእሎ ክትልብም እዛ መርዓት ነፊዓ ኣንፊዓቶ
Amen
👌።
Ya nay nhaqi bro
Amen ajoka 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ክብረት ዘለዎ ቬሎ ጽብቕቲ መርዓት ጽቡቕ ቬሎ ብሕቓእ ደኣ ቁሩብ ተኸፊታ እምበር. ናይ ማሓዙት ግን ኣይግድን ኣጥባትክን ከፊትክን ጸይቖልክናላ። ብዝኾነ መሩዑት ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ!!!!!!
ርሑስ ጋማ ይግበረልክይ ድስ በሃለቲ መርዓት እሞ ፍልቲ እያ
ኬፍ ዘለዋ መርዓት ንመርዓዊኣ ኣከይፋቶ ፍሽክታ ጥራይ ኮይኑ
ካብዞም ኣብ እስቴጅ ናይ መርዓውቲ ኮፍ ኢሎም መን ዕዱም መጽዩ መን ኣይመጸን ክርእዩ ከምዛ ዋርድያ ክዕዘቡካ ዝውዕሉ መርዓውትስ ,ናትኩም ኬፍ ኣሎዎ ንስኩም ትሕጎሱ ኩሉ ሰብ ምሳኩም ይሕጎስ ❤❤❤❤
kkkkkkkk
😅😅😅😅😂😂😂😂
😂😂
🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
ከላ መርዓ ተበሉኻስ ከምዚ,ዩ ዋእ😂❤️❤️❤️🙏
ኣታ ክደይ ደስ ትብሉ እሰይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፈረይትን ጸደይትን ይግበርኩም ፈጣሪ🙏🙏
♥️♥️♥️♥️♥️love
ንጹህ ፍቅሪ ኩሉ ነገሮም ድሰ ክብሉካ መርዓውቲ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤
Woow ❤love Tigragna Music even I want to marry Tig..😁but I'm Oromo 1srt
Beautiful 😍 can show more wading videos from Axum
ፈጣጥ መዓረይ ከፍ ኣለኪ 🥰 መባልይቲ ይግበርኩም ኣምላኽ ኣብርሃም 🙌🏽
7ikb
You two are a lovely couple. You will be each other's perfect soulmate ever so much energy good vibe and communication. God beless you and God bless Tigray.
Ab alem kale kulu ydgem eyu meraka gn hantn zeytdgemn eya slezi btaemi des zebl mera kuburat yehwat qalki dankum zeyfers mendeq abajgo ygberelkum.selam ka yewrdelna betri arqi yfterelna fetari.I’m from Eritrea 🇪🇷
መልካም የትዳር ዘመን ይሁንላችሁ❤
ሙሸሪት ደሰ ሰትል 😘
እንበርከ መርዓ ድዩ ማሊተይስ ኣብ መርዓካ ኪንድዚ ኮንፊደንስ ኣይረኣኩን ክሊቲኦም መጸለላት አዮም ክሊብ ናይ ደርፊ ከይከኑ ኪገብሩ ጸኒሖም ኢለ ኪጠራተር ጸኒሐ ኣምላክ ይባርኩም ወዲ ዲሲ
ንሰብኣይኪ ጥራይ ኣይኮንክን ሳብዝይዝ ገርክዮ ንዞም ተከታትልቲ ዩቱብ ውን ሳብራይዝ ገርክና ስሓብትን ጽብቅትን ኢኪ ዘመኩም ይባርክ ፡፡
ናይ በሓቂ ኣብ ከይረኣክዋ ዘይውዕል
ደቂ ገዛውተይ ኤማ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም የሕዋተይ ማዓረይ።❤️❤️❤️❤️🙏
You tube please stop advertising during song
ዋዉዉዉ መርዓ ማለት ከምዚ ክኮን ኣለዎ እና ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም💓💓💓
ሚትገርም ሙሽሪት ማሻኣላህ ባየው ባየው ማይሰለቸኝ ❤❤❤
አቱም dislike ትገብሩ ግን ቅንኢ ድዩ የለን ሕርር.... ተጋሩዋኒ ርሑስ ጋማ ዕልል....
I am from Eritrea and I like you
I never seen like this weeding I'm so proud to be girl ❤️❤️❤️❤️full confidence nd Mqrti girl ❤️❤️❤️🙏🕊️🕊️nay fkri amlak mesakun yekun 🕊️🙏
What is the song name plz
The best Bride of the year!!!!
Sebayey kemzia giere kderfelu eye 😔❤
Bjaki natki kikewin alewo entay digma dea des ayblenin eyou.
Aseyyyyy shikorinata merawti♥️
መርዓት ደሪፋታ ዘላ ደርፊ ዝፈልጣ ተሎ ጸሓፉለይ ኢኹም::
Shewit mezgebo tbhal
ሸዊት
የቀነለይ Rimaz
@@LemlemAbrha-n4t የቀነለይ
@@semharzeray4925 ገንዘበኪ ማር
ኣብየት ስታምሩ የኣብራሃምና የሳራ ጋብቻ ያድርግላቹሁ
Eway anes kmroeiye des kbluka, Rhus gama ygberelkum💞💞💞💞
Kamay geru kreia zwele alo do nay bhake dase bhalty 💖💖💖💖💖💖💖
Where is this please
እሰይ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይገበረሊኩም ውለዱ ክበዱ ዓምብቡ🌹💐 ለምሊሙ🌿🍃☘️🥰💝💃👏💘😘😍 ክትጥዕሙ❤
ኣቤት ደስ ኩቡሉኻ ሩሑስ ጋማ ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም
I can't stop watching this beautiful couples
God bless your marriage 🙏 can you please tell who is the singer of what the bride was singing thank you in advance!
Shewit Mezgebo- Neay Mehasheni
@@Meley07 Thank you so much really appreciate it great song 🙏
ራቢያ ከጉራጌ ክልል በጣም ስወዳቹ ፍቅራቹ እስከዘላለም ያድርግላቹ ምርጦቼ የናተው ፍቅር በጣም የተለየነው 🇪🇹🇪🇷
ኣረ ትግራዋይ ናቸው
ኣሜን ራብያ
የአድዋ ልጆች ናቹ
አረ የትግራይ ልጆች ናቸው
ነቲ ትህቡና ሃናፂ ሪኢቶ ካብ ልቢ እንዳመስገና ካሊእ መደብ ክንጅምረልኩም ስለ ዝሓሰብና እትደልዩዎ ፕሮግራም ተሃሊዩ comment ግበሩልና :: ደጃት ሚኪ Dejat Miki
እታ.መርዓት.ትደርፋ.ዘላ.ናይ.መን.እያ.
ሽማ.መን.ትባሃል.ተሓባበርኒ
nay Shewit Mezgebo - Neay Mehasheni eya tbil goytawa
መርዓት ዝደረፈታ ናይ ሸዊት መዝገቦ
ኣታ ክንደይ ደስ ትብሉ ኢኹም ኣምላኽ ይመለኣልኩም
ዋው ደስባሃልቲ በሉስቲ ናዓናከዓ ካብ ስደት መልሲ ስደትና ኣሕፂሩ ናዓኩም የምስለና
ከመይ ከምሕረልኩም ዝተባረከ ሐዱር ጽቡቃተይ♥️♥️
still now zriakum meraewti 2ka hade aynet fkri khlweka kemzi eka tkon pls traw kltekum kemzi the same feeling yhalkum❤❤
Best wedding Ever may god bless you guys congratulation 🎆 both so confident keep going and I am happy when I see this video every day
entay kbl kemzdeleku tefiuni, kemzi aynet mera riaie ayfeltn. freytn Txegeyt ygberkum,,,,,,,kab hawkum Eritreawi from Germany Stuttgart city
ካብ መርዓ ሓዳር 🏃ከምዚ ቪድዮ ክርኢ ከለኩ ግን መርዓ ቃሕ ዝብለንስ ብጥዕና ዶ😁ደቂ ዓደይ ሽኮራት ሓዳርኩም ይባረኽ
ዋላ ኣነ😂😂
ርሑስ ጋማ ዛ መርዓት እሞ ፈቴያ ክሞት ርሑስ ጋማ ብድጋሚ ፅቡቃት ❤❤❤❤
The best wedding ever I have seen in my entire life
Mara zfetewuni couples amlak hadarkum ybarek
Beautiful couple God bless your day and years to come🙏
ኣሰይይይይዮ ውዳኣት መርዑ ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኹም ፈጣሪ❤❤❤❤❤🙏
Song name?
እዋይ ክሽኩሩ ደቅ ትግራይ ወርቂ
በጣም ነው የምታምሩት።
ዋው ብጣዕሚ ደስ ትብሉ መባሊቲ ይግበርኩም።
ርአ ዘይፀግብእም መርዑት ❤❤❤❤ ደጋጋግሚ ርአዘይፀግባም ኣሰይይይይይይይይይ❤❤❤❤❤
Wawww.... weldon you both!! May God bless your marriage!!
ከማኹም ሕጉሳት መርዓውቲ ኣይርኣኹን፡ ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም ምቁራት💞💞💞
Des bahalti xbukateyy hadarkum ybarek ❤️❤️
ኣሰይ ፅርያት ፅንዑ ቃልኪዳን ይግበረልኩም ምቅራተያ
ከምገለ ዓይነት መርዓት ፅሪቱ መርዓ ኣብረሃምን ሳራን ይግረልኩም
አሜን ይግበረልካ
ኣስይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣረ ፍቅርኩም ይብዝሓዮ 💞💞💞💞💞💞💞💞
Hulatum Des 👌👌silu yemirr you make me jealous I'm not get tired if I see Every day!!❤❤❤
ብሓቂ ደስ ባሃሊት መርዓት መርዓዊ እውን ግሩም ሓዳርኩም ይባረኽ ግን እተን ኣንስቲ ናይ ጎረቤት ወይ መርዓት ፎኪሳ እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ቅለት ይብላ ይህልዋ።
Hhhhhh
Jealousy neighbor's kkkkk
ኣብ ትግራይ መብዛሕቲኡ ናይ ከተማ መርዓ ብኸምዚ እዩ ።
ኣስሒቕካኒ ግን😂😂
ተጋሩዋኒ መን ከማካትኩም 💛♥️
Tegaruwani kkkkkk Eway tgrina motettt harerku eway qanqay 😉😉😉😲😲
@@ኤረትራዊትኢየኣነ እንታይ በልካ 😏
@@ጋልኢሮብዓጋመፅሪቲፍቃርት qelem tmhrti aywesedkin diki
Dehar kea Entay elka u zibhal belka aybhaln u
@@ኤረትራዊትኢየኣነ nsa Tigraweyti eya nhna dema "entay belka" nibil ina so what's you're point?
ዋዉ ዋዉ ዋዉ ቃል ኪዳን ኣብረሃምን ሳራን ይግበረልኩም 100%
ኣምላኽ ፈረይትን ጸገይት ን የግበርልኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብል መርዓ ሰይይይ ናዓን ከምዚ ናትኩም ይግበረልና
አታ ክንደይ ደሰ ክትብሉ ሩሑ ጋማ ዪግበረልኩም 💞💞💞💞💞😘😘😘
Ata ane eza merea kemey harifeya aleku mas kon tkewn ygberelka eske beluni bejakum
Wawww des behali fereyti xegeyti ygberelkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤💛
ኤርትራውያን ኣይኮኑን ተጋሩ እዮም።
ዘፈኑ የራሷ እስኪመስለኝ ደጋግሜ አየሁት ። ገራሚ ነዉ።
Tnx bro
Omg I am speech less girl 👍ruhus gama god bless you 🙏
God bless you xbukat
ርሑስ ጋማ ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ
👏👏👏👏👏👏👏❤️💛🙏
Asey mkurat merawti tes ktblu amlak fkrkum abzh yeblo ❤❤❤❤❤
ዋውውው ከሙዙይ ዘበል ሰብኣይ ከመፈጠረለይ ማለት ሸፋዲ ደስ ክበሉ ማርዓይ ከመዘይ ገይረ ከሓለፈ ነይረ ርሑስ ጋማ ይግበርልኩም❤🙏
Egziabher Amlak Mera abrahamn saran ygberelkum tsbukatey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ሰይ ሰይ ሰይ ክንደይ ደስ ዝብሉ አዮም አዞም merawti 💓🌹💓🌹💓🌹😍😍❤️❤️😍😍💓🌹😍❤️❤️💓
Waw des ketblu. Betame des zebel serg. Rous Gama yegberelkum. 100% 👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷👄👄👄👄
ፈረይቲን ጸገይቲን ይግበርኩም እስከ ከማኹም ሕጉሳት ሰባት ኣይረኣኹን፡ ናይ መወዳእታ ንባዕልኹም ትሓጚስኩም ንሰብ ተሐጉሱ❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
love is love never end so beautiful wedding
Zeyti mro gda kulu gedifka eko
Eza Merat dea Arkol gertla eya tmesl😃 ruhus gama Xbukat❤
bitaemi des behali merea wedding kab kulu nelaeli nayita merat confidence
waww ኣሰይ ብሃቂ ቃውቃው ኣቢልኩማ ማራ ከምቲ ኬፍ ዝህበኒ ዕድመን ጥዕናን ጹቡቃተይ💖❤💞😍✌✌✌✌👉
Esey mukrtey ELlllllllllll ❤❤❤🙏🙏🙏🙏🤲🤲🤲
She is beautifully 🥰🥰🥰💯💯💯💯
Ja😂💃🏻
ዋውውው ኬፍ ዘለዎም መርዓውቲ
ኣምላኽ ፍቕርኹም የብዝሃዮ