ኩሉ ተዓዳማይ ዘገረመ ፍሉይ ምርኢት መርዓዊ ምስ ኣዕርክቲ ከበሮ እንትጫወት |Dejat Miki
HTML-код
- Опубликовано: 23 июл 2020
- ሰላም ናይ Dejat Miki ( ደጃት ሚኪ ) ቻናል ተኸታተልቲ ኣብዚ ቻናል ብጣዕሚ ሰሓብቲ ናይ መርዓ ቪድዮታትን ዝተፈላለዩ ኣዘናጋዕቲ ምድላዋትን እነቅርበሉ ቻናል እዩ ስለዚ ሳብስክራይብ ብምግባር ጽቡቅ ግዜ ንኽተሕልፉ ብኽብሪ ንዕድም።
Other Videos:
Ethiopian best, amazing beautiful wedding, Tigray Adwa, 2019. Yared & Winta ሻምበል | • Ethiopian best, amazin...
Ethiopian amazing wedding , Tigray Adwa, 2019. Hagos G/Hiwet- Aytrhakni (ኣይትርሓቕኒ) • Ethiopian amazing wedd...
Ethiopian best, amazing beautiful wedding Dance, Tigray Adwa Part 1
• Ethiopian best, amazin...
Ethiopian best, amazing beautiful wedding Dance, Tigray Adwa Part 2|
• Ethiopian best, amazin...
Ethiopian best, amazing beautiful wedding Dance, Tigray Adwa Part 3|
• Ethiopian best, amazin...
Traditional Weeding In Tigray Ethiopia ገራሚ መርዓ ድሙቅ ጓይላ ኣብ ዓድዋ Brhane & Abeba
• Traditional Weeding In...
Best Ethiopian Wedding Cake ceremony ምርጥ የኢትዮጵያ ሰርግ የኬክ ፕሮግራም 2020 Wedding
• Best Ethiopian Wedding...
Ethiopian wedding Highlight Alex Film Production Adwa Traditional Wedding!
• Ethiopian wedding High...
Best And Amazing Ethio Eritrea Wedding Bereket and Beilul Tigray , axum 2020
• Best And Amazing Ethio...
ሰብ ዘገረመ ወናም ሳዕሳዒ ቆልዓ ትግራይ!!!!! አብ መርዓ
• ሰብ ዘገረመ ወናም ሳዕሳዒ ቆልዓ ት...
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መርዓ ኤርትራዉያን ኣብታ ታሪኻዊት ቦታ አክሱም አባሻዉል @ Axum Eritrean Wedding
• ብጣዕሚ ደስ ዝብል መርዓ ኤርትራዉያ...
መርዓውን መርዓትን ብ ሁራ እናሳዕስዑ tradition weeding in tigray
• መርዓውን መርዓትን ብ ሁራ እናሳዕስ...
ደስ ዝብል ናይ ኤርትራ ናይ ቐደም ክራር ደርፊ አብሽር Eritrian-Old Kirar Music Abshir
• ደስ ዝብል ናይ ኤርትራ ናይ ቐደም ...
መርዓትን መርዓውን መቐሌ 70 እንደርታ ዋንጫ ምስ አልዓሉ ብተሓጋስ እንትጭፍሩ 70 70 70 70
• መርዓትን መርዓውን መቐሌ 70 እን...
ሰብ ዘገረመ መርዓ ትግራይ መርዓዓ ብ ደርፊ ዘድመቐት ብልጽቲ መርዓት | ሃበኒ ፍቅሪ
• ሰብ ዘገረመ መርዓ ትግራይ መርዓዓ ...
ወኒ ዘላዕል ሳዕስዒት ብጣዕሚ ደስ ዝብል መርዓ
• ወኒ ዘላዕል ሳዕስዒት ብጣዕሚ ደስ ...
ሓደሽቲን መዘናጋዕትን ቪድዮታት ንክትረኽቡ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ
Follow us @ Facebook : Dejat Miki
Follow us @ Instagram : Dejat Miki
Follow us @ Telegram : Dejat Miki
Dejat Miki Axum +251936870662
Unauthorized use, distribution and re upload of this content is strictly prohibited
Copyright ©2020 Dejat Miki - Развлечения
ከምቲ ኣበባኩም የርእየና ፍሬኩም ሰብ ክቡር ባህሊ ካብ ሓውኩም ኤርትራዊ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
Amen 🤲🤲🤲😢😢😢😢
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ወዲ ኤረይ ደላይ ሰላም❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓላለይ❤❤❤❤ደላይ ሰላም🙏🙏🙏
አሜን ወዲ ኤረይ
ኣሰይ ኣታ ክንደይ ይጥዕም ትባህልና ደስ ክትብሉ ጡዑማት😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ተጋርዋኒ ኣነስ መዓስ እየ እዶ ክምርዐው
ኣጆኺ ኸዚ እያ ናትኪ እውን ፅብቕተይ
ትግራይ ዛ ዓድኩም ፅሩያት ፍጥረት ኣሰይይይይይይይይይይይይ💘❤ ፕዉ ባባየ ማራ ዩ ዝሃርም ነይሩ ከበሮ ሉሚ እንተዘይደኪሙ ማራ ናፍቀ ኣለኩ ከምዝ ክሪኡ ኡፍፍፍ💘💘💘❤❤
አታየ ሙቁራት ሱቅልኩምስ ፍቅርኩም የብዘሐዮ♥♥♥♥
ኣሰይ ዕልልልል ደስ ክትብሉ ከበሮ ምስ ዝወቅዕ ሰብ ስምዒት እዩ ዝሕዘኒ ብጣዕሚ እየ ኣድናቂት ናይ ከበሮ ወቃዕቲ
ተጋሩ ጀግና ሕዝቢ። ኩሉ ያፅብቀልኩም። እንኳዕ ንመርአን ንሐጎስን አብቃአኩም። ብቀፃሊ ኩናት ወረ ኩናት ጠፊኡ አሕዋትናን ደቅናን ንመርአን ንደርአን ካብቅኦም ተስፋይ ዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይይይይ ባህልና ክጥዕም ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ከማኩም ከዓ የማስለና💖
ሕጅስ ኣይከኣልኩን ናፍቆት ዓደይ ኣይ ስደት ርግምቲ😢
አሰይይይይ ሪኤ ምምናው አቢኒ አነስ ደስ ዝብል አሕዋተይ ዕድመ ጥዕና ይሃበለይ ፈጣሪ ሩሁስ ጋማ 💕💕💕💕💕💕
ነቲ ትህቡና ሃናፂ ሪኢቶ ካብ ልቢ እንዳመስገና ካሊእ መደብ ክንጅምረልኩም ስለ ዝሓሰብና እትደልዩዎ ፕሮግራም ተሃሊዩ comment ግበሩልና :: ደጃት ሚኪ Dejat Miki
በይዛካ ባህልዊ መርዓ zerai vidio ለቀቀልና ብፍላይ ከ ምኒ ናይ ወዲ ፍቓደን ትዓኡም ወልዱ ኣብ ክባቢ ግሎምካዳ ዝዉቱር ኣዩ ተሓባበረና
ኣሰይይይይይይይይይይ ሙቁራተይ እንካእ ካባኩም ተፈጠርኩ መክበርቲ ባህሎም ሓላላት ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም መርኡት ። ኣነስ እድለኛ የ ካብ ኢሪ ኢትዮ ምፍጣረይ ተመስገን ኣምላኬይ ፣ ተመስገን ተመስገን
ይገርም ደስ ክብል ናይ አብራሀምን ሳራን ይግበረልኩም ዕድመ ጥዕና ይሀብኩም አሰይ እልልልልልል ።
መጀመርያ ግዜ ሪአ ኣለኹ ኸበሮ ከምዚ ዝወቅዕ ማራ ኬፍ ኣለካ ብሓቂ ሪእኻ ዘይምኖ ቱ ባህልና ደስ ኽብል ብጣዕሚ
እውይ ብኡነት ክምስጠካ ባህልና ስ ክብል ተጋሩዋይ መርዓ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ መርዓኹም ይባረኽ ጽቡቕ መርዓ ጽቡቕ ስነስርዓት ንፋዓት ብፍላይ መርዓዊ ( ከበሮ )
ن
እሰይ ደስ ክትብሉ ደቂ ትግራይ ፍቱዋተይ
አቤት ደስ ምባሉ አቱም ሰብ ክቡር ባህሊ እንቋእ እግዚአብሔር አውፀአኩም ዘመንኩም ይመልሰልኩም ::
ከምዚይ ክትጭፍሩ የርዕየና
ኣሰይ ኣታ ክንደይ ይጥዕም ትባህልና ደስ ክትብሉ
አሰይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ደቂ ትግራይ ማዓረይ💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💔💔💔💔💋💋💋💋💋💋💋👈💒💍💍👈
ዋው ደስ ክትብሉ ፈረይትን ፀገይትን ይግበሩኩም ኣምላክ
ፅቡቕ ኣኹም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ደስ ክብል እቲ ባህልና እንድዒ መግለፂ የብሉን ግን ብታዕሚ ኹም ደስ ትብሉ የምሕረልኩም የፀብቀልኩም ቀፅልሉ ንተመርዓውቲ ድማ ርሑስ ጋማ መርዓ ኣብራሃም ሳራ ይግበረሎም::
Tegaru ayney ❤♥️🇪🇹👏
ዋው በጣዕሚ ደስ በሃልቲ ርሑስ ጋማይግበረልኩም
Aseyyyy ezibalina kitiem qalkidan Abrahamin Saran ygbererlkum
ፅብቅ ሩሑሰ ጋማ ድቂ ትግራይ
ኡፍፍፍፍፍፍ ተግራየይ ሰላምኪ ይመልሰልና
ፍሉይ ፍሉይ ዝኮነ መርአ ክፅብቅ ናይ ሐብርሐምን ሳራን ይግበረልኩም ሽኮሪናታት ❤ ፍሉይ ተራኢኡ ዘይፍለጥ መርአ
Aseyyyyy ze bahlnas kndey des yebl 💞💞💞
እልልልልልልል 💖💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Seyy rahus gama wanab merawi😍😍
ትግራይ ❤❤❤❤ ❤
Aseyyy tegaruwani ruhus gama❤💛
ደስስ ክብሉ ሓዳሩኩም ይባረክ❤❤❤🎉
እሰይ ፅሩያት
Mekeyef zkonka beka hadarkum ybarek
Wawwwww zebele merawi wawwwwwwwww❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Sey wegei malet bravo
I like it😉so love u💘💘
des behali miki
Tigra culture history and sophistication
des behali dejat miki
ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም አሰይ ወናም
ሰበይቱ ሓዲጉስ ናብ አዕርክቱ የዘዚ
ትኽክለኛ ኸቃዒ ኮበሮ በህልና ከምዚእዩ
ፅሩያት♥💥💘
ኣሰይ ትባህልና ክጥዕም ርሑሰጋማ
Abebaye mearey
ወይ ደስስስስስ ክብሉ❤
ሓዳር ኣብርሃም ሳራም ይግበረልኩም እሕዋተይ❤❤
ኣታ ኮቦሮ ወቅዒ ፍትየካ ኣለኩ ኣብ መስመርካ እእትወኒ
Des Ketebelu bejakatekum
እቲ ባህልና ደስ ክብል❤❤❤
Wow❤❤❤❤❤
Ruhes gama yegeberlkum weldkum samu 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Intersting
Aseyyy❤❤❤❤
Asey seb kubur bahilliiiii❤❤❤❤
Des ybl miki hawey
Congratulations
ደስ ክትብሉ መርዓዊ❤
እሰይይይይይይ ማሮቼ።እልልልልልልልልልልልልልልል
🥰🥰
Aseyyy des bahalti Ruhus gama
❤❤❤❤❤❤❤❤ኣልልልል ልልልል
❤❤❤
Rehuse Gama Yigeberelekume.
❤❤❤❤❤
👍👍👌👌
habish duyu gin😢❤❤
❤❤❤❤❤💝💖💖Rhes gema
❤❤❤አሜን
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪👌👌🇪🇹🇪🇹❤️❤️ጀግና ህዝብ 🎁🎁🌹🌹
❤❤❤
እዋይ እዩ ዘብል ኣወቃዓ ከበሮ። ባህልና ቢደቂ ጸማቁቲ ስዋ ከፋልጡና ከሕዝን
ማለት
ግፍዐኛ ከም ደርጊ ጀላዕ
ሃለውለው የብለካ ኣሎ😅 ቀኒእኻ ዶ ሓቀይ
Wowwwe
Waw
❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
Elllllllllllllllllll
❤💛❤💛💛
መርዓዊ ኣብ መዓልቲ መርዕኡ ከበሮ ክወቅዕ ኣይረኣናን።
ወይስ መርዓት ወቃዒ ከበሮ እየ ዝደሊ ኢላ?
ብዝኮነ እ/ብርሃን ረኣኩም ወሊዲ
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️rhus gama🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
👍👍💝💝💝💝💝💝💝💝💝
Nibeynu aynet merawi
ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም
ድሙቃተይ🌎🥀
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤wow❤❤❤
Byaemi zegerim eyu z wei
mera abrham sara ygberelkum
💖💖💖💖💖💖💖💞❤💞❤💞❤❤❤❤
mebaliti kunu halalat
💞💞💞🇻🇳🇻🇳🇻🇳👍👍👍
Ruhus gama kidan abrahamn and saran yigibelekium deszibil wenie
Abyete weni.
Bahlkan gedifkas.
Bahli namatka dace mance antay amxo.
Ane grma zelewo bali nlbi mesati nayni mebrahti trgum hazel bahlka mekuriaka ayumo bahlnan amnetnan ayngdef.
ድሰ ክትብሉ ፅብቃት
Kkkkkkk❤
ዋዉ👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
7:40 አሰይደሰክትብሉ
360 Tv 1
0:50
ስ