''ብኸመይ ከም ትነብሩ ፍለጡ '' ኦሾ ትርጉም ኣማን ተወልደ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 14 дек 2024

Комментарии • 40

  • @debesaymebrahatu1049
    @debesaymebrahatu1049 3 месяца назад

    Thank You Ama! Xbuq agelalxan ateraguman .

  • @Fevenhaile3212
    @Fevenhaile3212 7 месяцев назад

    I love this page and subscribed for first time, please keep physiology and physiology

  • @Seeker_1970
    @Seeker_1970 7 месяцев назад

    👍👍 ብሐቂ ብኸመይ ከምእንነብር ዋላ ክንፈልጦ አይክኣልናን እንትርፎ ብኣንነት ብእምነት እወ ንፈልጦ ኢና ብኸመይ ከምእንነብር ምባል እንተዘይኮይኑ ስለዚ ብኸመይ ኢኹም እትነብሩ ንዝብላ ሑቶታት ብሐቂ 👌 ኩላትና ሰባት ክንፈልጠን ዝግብኣና እንኮ ፍልጠታት እየን አነ ሐንቲ ሐቂ ሐሳብ ዝፈልጣ ግን ኩላትና ሰባት ደለይቲ ኢና እምበር አመንቲ ስለዘይኮና ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ሂወታት ወይ ግዜታት ዘይፍለጥ 🙄 ነበርቲ ስለዝኾና AT LEAST አንሕና ንእንፈልጦ ጥራይ ኢና እምበር እንፈልጥ ንዘይንፈልጦ ንዝኾነ ግን አይንፈልጦን ኢና ክንብል ግዴታ ናይ ተፈጥሮ ስለዝኾነ ከምኡ ምስእንብል ከአ ብሰላም ክነብር ንኽእል ኢና ካብኡ ሐሊፉ ግን ንዘይእትፈልጦ ንዝኾነ ብእምነት ብግምት እወ እፈልጦ እየ ምባል አንነት ወይ ዱንቁርና ስለዝኾነ ንዮው ንበሎ EVEN አምላኽ ዝብሃል ከምዘሎ አነ እፈልጥ እየ ምባል አንነትን ዱንቁርናን ስለዝኾነ ብዝተረፈ ሐውና አማን ተወልደ 👎 አመና ፅቡቕ መደብ ተማሳሳሊ መደብ ንመፃኢ ከተቕርብ እውን ተስፋ እገብር ምኽንያቱ ከምዚ ኸማይ ብዙሕ አፍልጦ ዘይብልና ካብ ከምዚ ናትካ መደብ ብዙሕ ንፈልጥ ስለዘለና የቐንየለይ ክብሪ ንባህልን ስርዓትን ናይ ትግርኛ

  • @Tigraweyti976
    @Tigraweyti976 7 месяцев назад

    የቀንየልና ዝሐወይ❤❤❤❤

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 месяца назад

    ህይወት እትጅምር ፡ ፍርሒ ኣብ ዝውዳኣሉ'ያ

  • @danielkidane9456
    @danielkidane9456 7 месяцев назад

    Btami sehabi medeb, gn kem mekri, hasabat ydegagemuka sle delewu mienti aselchawi keykewun, turnufun haxirn tekone eyu mesati. Thank you.!

    • @wedijohn5724
      @wedijohn5724 7 месяцев назад

      Buruk hawey mkiri emo lbka tetekefitu tenewuha muqur eyu gn lbi weled tezkewun ydgem alo yehaxero ybehal k kk bzkone buxuhufka kulu amaliekayo mkniyatu ezi mkri abaka tezserih guday moten hiwetey kthaseb comment keyhabka ETA video mearebet

  • @Fevenhaile3212
    @Fevenhaile3212 7 месяцев назад

    Osho and sekuratos my favourite people

  • @user-bj8ix9zl7m
    @user-bj8ix9zl7m 7 месяцев назад +1

    ኦሾ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ሰብ

  • @asmaranafkeasmaranafke9762
    @asmaranafkeasmaranafke9762 6 месяцев назад

    Nice program ❤

  • @amanueltesfamariam312
    @amanueltesfamariam312 7 месяцев назад +6

    እቶም ድሕሪ ሞት ምስ ኣምላኽ ከም ዝነብሩ ናብ ሲኦል፡ከም ዘይከዱ ዘረጋገጹ ንድሕሪ ሞት ዘሎ ሕቶ ድልዋት ዝኾኑ ንሞት ኣይፈርህዋን እንታይ ደኣ ይናፍቅዋ ከም በዓል ቅዱስ ጳውሎስ። ድልዋት ዘይኮንና ከኣ ግድን ኢና ክንፈርህ መንፈስ ቅዱስ ኣብ ብሕልናና ጌሩ ከም ዘይተዳለና ስለዝነግረና ፡ወይስ እዚ ሰብኣይ ከምቲ ንሕይወትን ንሞትን ንምግላጽ ብጽሩይ ኣየርን ዝተበከለ ኣየርን ነውጽኦን ነእትዎን፡መሲልዎ ከም ዘሎ ነፍሲ ካብ ስጋ ምስ ወጸት ከምቲ እነውጽኦ ኣየር በኒኑ ዝተርፍ ከምኡ በኒና እያ ትተርፍ እዩ ዝብለና ዘሎ ፡ብዝኾነ፡መልሱ ንዕኡ ይምልከት ትርጉም ሕይወት ክርዳእ ዝደለየ ግና ናብቲ መንገድን ሓቅን ሕይወትን ኣነ እየ ዝበለ ኣምላኽና መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ እንተ ዝጽጋዕ መልሱ ምረኸቦ ኔሩ ኢለ እየ ዝኣምን ።ካብኡ ወጺኻ ክትርድኦ ትኽል ነገር የለን መንጪ ናይ ሕይወትና ካብኡ ስለዝኾነት ።

    • @solomonberaki1849
      @solomonberaki1849 7 месяцев назад +1

      ሓቂ ❤ ነቲ ምእንቲ ሓጣትና ዝሞተ ጎይታናን መድሓኒናን ኣምላኽናን ዝኾነ ኢየሱስ ክርስቶስ ዝርእያ ኣዒንተ ልቦና ያዓድለና

    • @amanueltesfamariam312
      @amanueltesfamariam312 7 месяцев назад

      @@solomonberaki1849 ኣሜን

    • @NewLife-n2b
      @NewLife-n2b 6 месяцев назад

      ትክክል መገዲ ሓቅን ህይወት ን ኣነ እየ ኢሉና እዩ ❤

  • @berhehagos864
    @berhehagos864 7 месяцев назад

    Thanks bro motivate gerkani

  • @Teddy-96-11
    @Teddy-96-11 6 месяцев назад +1

    ኩቡር ሓው! ናይ ኦሾ መጽሓፍቲ ብትግርኛ ይህሉ'ዶ ይኸውን?🤔 ብጣዕሚ የመስግነካ ቀጽሎ: ብፍላይ ናይ ኦሾ ፍልስፍና ህይወት::

    • @eritrea2306
      @eritrea2306 2 месяца назад

      Gin tetnkek nay osho meshaf ketrdo tezykilka kebid eyu keslelka win yekel eyu ezi hawna zewrdo mesme yehshka keytetas dehar bunet eye zeblka

  • @hailemebrahtu7584
    @hailemebrahtu7584 7 месяцев назад

    Waw abey dea tesewirkani narka kbur haw btami keskasi tmhrti kexlo

  • @biniamweldegebriel6420
    @biniamweldegebriel6420 7 месяцев назад

    ኣርባሒ ትሕዝቶ ምስ ዘደንቕ ኣተራጓጉማ!!

  • @meronsat7665
    @meronsat7665 9 месяцев назад +1

    Good job ዝዓርከይ

    • @MaryoApp-ry5xi
      @MaryoApp-ry5xi 9 месяцев назад

      ናይ ኦሾ ትፈቱ ዲኻ ሜሪ ኣዝማሪኖ ።

    • @meronsat7665
      @meronsat7665 7 месяцев назад +1

      ​@@MaryoApp-ry5xi ጽሉል እንበር ፥ ኦሾ መራሒ መገዲ ፥ ኣብ ጸልማት ብርሃን እንድዩ ፥

    • @MaryoApp-ry5xi
      @MaryoApp-ry5xi 7 месяцев назад

      @@meronsat7665 ሜሪ ሓወይ ፥ ንቑሕ ምዃንካ ተረዲእኒ ነይሩ'ዩ። ናይ በየነ ሃይለ መጻሕፍቲ ውን ኣዝየን ጠቐምቲ እየን። "ኣለመኖር" እትብል ናይ ኣምሓርኛ "ሳፕያንስ" ድማ ብትግርኛ ዝተተርጎመትን ጽቡቓት መጻሕፍቲ እየን ። እንተዘይ ነቢብካየን ሻዓ ኢልካ ንበበን ።

  • @xgexge
    @xgexge 7 месяцев назад

    Bravo 💯👏👏👏👏

  • @tesfithabtemichael8042
    @tesfithabtemichael8042 9 месяцев назад

    Absolute legend

  • @yordanostesfalem-u9r
    @yordanostesfalem-u9r 7 месяцев назад

    Bravo bro

  • @simongebrenas9254
    @simongebrenas9254 7 месяцев назад

    Des zbl treka bro

  • @messiah7043
    @messiah7043 7 месяцев назад

    Wawww nay bhaki

  • @keseteyohans8195
    @keseteyohans8195 7 месяцев назад

    ❤❤❤

  • @furtunayemane-zz6zt
    @furtunayemane-zz6zt 7 месяцев назад

  • @MaryoApp-ry5xi
    @MaryoApp-ry5xi 9 месяцев назад +2

    እዚ ሰብኣይ ውሽጣዊ ትሕዝትኡ ከይፈለጡ ብኣልማማ ክኹነን ገይሮሞ እዮም ። ሓንሳብ ክትርድኦ ምስ ጀመርካ ግን ከም ወልፊ ሓሽሽ እዩ ዝኾነካ ። በርትዕን ቀጽሎን ፡ ሰብ ድማ ጥቕሚ ክረኽበሉ ተስፋ እገብር ።

    • @Daniel-dl1hk
      @Daniel-dl1hk 7 месяцев назад +1

      እወ ንሱ ኢዩ ብልክዕ እንተተረዲእናዮ ግናኸ ካብ እናሞትካ ምንባር ዝኸፍእ ነገር ንላዕሊ ዝህሉ ኳ ዘሎ ኣይመስለንን እንታይ ዳኣ ናብቲ ንክልቴኤን ዓበይት ቀጸላ ሂወት ዝፈጠረ ልዑል ሓያል ኣምላከ እግዚኣብሄር ንክንምዕቆብ ብኹሉ ሓይልናን ብኹኡ መንፈስናን ልብናን ናብቲ ፈቃርን ሩህሩህን ሕያዋይን ጎይታናንመድሓኒናን ዘኾነ ኢየሱስ ክርስቶስ ብንስሓ ን ጸሎትን ወትሩ ንመላለስን ተጊህና ድማ ንጸልን ንምህለልን እንተኴና ጥራይ ኢና ንጻናናዕን ነቲ ግዚያዊ ሂወት እንተመረረና እኳ ናብቲ ዘልዓለማዊን ልዕሊ ኩሉ ዝመቀረን ንክንበጽh ኣብ ሂወትናን መጻኢናን ናብቲ ሕያዋይ ጓሳ ኣሚናን ምስ እንጓዓዝን ዘፍርሃና ነገር ኣይህሉን ኣብ ሂወትና ግዚያዊ ሞት ወይ ሓጢኣት ዘሎ እኳ እንተኾነ በረክትን ረደኤቱን ከይተፈለየና ንነብርን ናብት ዘለአለማዊ ሂወት ሰፈር ህያዋን ክአ ንሰጋገርን ስለዝኾነ ድማ ምንጪ መቐረት ሂወት ናይዛ ዓለም ኣብ ጥበብ ናይ ፈሪሃ እግዚኣብሄር ምኳኑ ከነስተውዕለሉ ይግባኣና፡
      11:38 11:38 11:38

    • @MaryoApp-ry5xi
      @MaryoApp-ry5xi 7 месяцев назад

      @@Daniel-dl1hk ሓደ ነገር ክብለካ ፣ ንሰብ ብዛዕባ ሃይማኖት ይኹን ኣምላኽ ክትሰብኮ ፍቓዱ ክትሓቶ ኣለካ። ሃይማኖት ስለ ዝፈለጥካ ጥራይ ኩሉ ነገር ዝፈለጥካ እንተመሲሉካ ጌጋ እዩ ። ህይወት ብዙሕ ምስጢርርን ዘይምስጢርን ዝሓቖፈት ከምምዃና መጠን ምፍታሽን ምምርማርን የድልያ። ነዚ ነገር እዚ ፥ እናሞትካ ምንባር እንተልካዮ ግን ርእስኻ ሃሰስ በላ! አረ ብዓቢኡ እናሞትካ ምንባር ማለት'ከ እንታይ ማለትዩ ብስሩ ።

  • @Jhonfeta
    @Jhonfeta 7 месяцев назад

    ጥዑም ድምጺ ኣለካ ንጽበየካ ኣለንስ

  • @Jhonfeta
    @Jhonfeta 7 месяцев назад

    ቀጽሎ ሓውና

  • @EfiEfate
    @EfiEfate 7 месяцев назад +2

    Wow Beka wow kexlo habibi

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 8 месяцев назад +1

    Interesting lol

  • @tesfitgerezgiher3654
    @tesfitgerezgiher3654 7 месяцев назад

    ❤❤❤❤

  • @rutanegash5195
    @rutanegash5195 7 месяцев назад

    ❤️❤️❤️❤️