Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣሕሕ ገዛና ናብ ጻሓይ ብራቕ ኢዩ ኣፋፈይታ ንግሆ ትስእ ምስ በልና ምቁር ደርፍታት ናይ ኣቦና ኣብራር ኣብ ኤፍኤም ኢና ንሰምዖ ነይርና ኣቦይ ወዲ 50 ዓመት ኢዩ ዝከውን ሮድዮ ንግሆ ውልዕ የብላ እሞ ኣብራር ምስ ሰመዖ ኦኦኦ ሎሚ ብሩኽ ማዓልቲ ክንውዕል ኢና ይብለና ነይሩ።ቅርሱ ቆሪሱ ፋሱ ኣልዒሉ ክከይድ ልክዕ ይርኣየኒ።ባባ ኣብራር ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ስድራና ካብ ኣትካሮ።
ኣሰይ ፡ማራኽን ልቢ ዘረስርስ ተዘክሮኻ/ኺ ፡ማዓልተይ ብፍሃሳን ሰላምን ስለዘወቀቦ ፡ልባዊ ኣኽብሮተይን ፍቕረይን ናዓኻ/ኺ ይኹን ነቶም ክላለዮም ፡ ዕድል ዝነፈገኒ ፍቑራት ስድራ-ቤትካ ሰላምታ ኣብጻሓለይ እንዳበልኩኩሉ ሰናይ እምነየልካ/ኪ ❤❤❤❤❤ሕውነትን ፍቕርን ይሰስንኣብራር
ኣምየንንን ኣምላክ ኣሎ ኣጆካ ኩቡር ኣቦና ኣብራር ሰላምካ ይብዛሕ ኣብ ናብራካ ቅሳነት ዕረፍቲ ይምነየልካ።ወዲ ኢየ መንግስትኣብ ይብሃል ብጣዕሚ ኩሉ ነናቱ ተዘክሮታት ኣለዎ ፍቅሪ ብልቢ ኩቡርር ኢካ ባባ ኣብራር ኩሉ ግዝየ ደርፍካ ክሰምዕ ኮሎኩ እቲ ኣቦይ ዘዕልለኒ ዝነበረ ፍትወቱ ዝነበሮ ኣባካ ይዝክር።ንሱ ኢዩ ብሓይሊ ኣምላክ ሰላም ቅሳነት የምጸልና በቃ ባባይ ኩቡር ኢካ
@@AbrarOsmanArt baba abrar newih edme yhabka bnatka drfie abina bhaki kbur senetbebawi eka love yo so much
@@AbrarOsmanArt ❤❤❤❤❤❤❤I love abrar osman
@@eritreamusic2024 l Love you too ,Fruti shiquer.Thank you.Abrar
Doctor Abrar nsika eti unko zeydgem dmxawi hagerna eka bdhreka zsemo yebleyin never 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🐪💪💪💪💪
The song is underrated, supposed to have more views 👁Abrar Great Artist all time
Amlak mulu edmen tinan yhabka nkulu tblo qal men yebro nkulu eyu zsqoro ane msaka terakibe bzh zbele seat msaka zelelkwo gzie alo btami mesati mehari ab thti Egziabher Amlak natatkum gedaym hagerna megbi moral kulu koinu ab elete hiwetna ab zi zemen ezi nattatkum qal eyu blbi zemesgneka abonan memhrnan abrar osman bshim kulom bal Docter Yemane Gebremichael yemesgneka
Abrar Malet king of arts.👏👏🤝🤝🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏
ኣብራር ከም ወይኒ እናሓደረ ዝጥዕም ቃናኡ ፡ ጎይታ ጥበብ ጎይታ ፍቕሪ ።
ዝበሉ'ንተበሉ ፡ነውሪ'ይኮነን ፍቕሪብኣዳም ብኄዋን ፡ፀኒሑ ነባሪ 💚🖤
well abrarey tbeb bhiweta🔊🔊🔊💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
The love of my music life is this man his voice is incredible the story of his songs creativity what should I say he amazing. love you man.
emey ባሓቂ መኽሰብ ኢኻ ፡ ክብረት ያሃበለይ ወትሩ ኣብ ልበይ❤❤❤❤ኣብራር
💯💯💯💯💯💯❤️💯💓❤️ Abrar Ossman 💯💯💯💯💯💯 Hawelti Hagerna 💓💓❤️❤️❤️
Absolutely amazing...have no words... 👏 👏
Love.you.!!!❤💎🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ኣብራር መድሃኒተይ።
قامة انت يا ابرار ترفع لك القبعات 💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷
⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️💒➕🕌= ABRAR❤️
Kbur Abona Abrar ❤️🥰
King of love 🎤🎧🎹🎷
Nay lebey abrar love you always 💘❤💘❤
ኣቦ ሙዚቃ ሃገርና
Legende Abrar Osman 🇪🇷🇪🇷💖👏
ኣብዚ ኣሎ ዜማን ድምፅን የቅንየልና ስለቲ ጥዑም ዜማኻ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ደርፍኻ ኣብራር ዑስማን ❤❤❤ካብ ትግራይ
የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ክቡርይ " ኣኪ "ንስለ'ቲ ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ አመስግንወትሩ ኣብ ልበይ ......❤️❤️❤️❤️ኣብራር
ኣሕሕሕሕ እየ ወ ኣነን የሕዋተይን ነኣሽቱ ከለና ማማ ኣቁሪሳ ክተፋንወና ንትምህርቲ ብረድዮ ናትካ ደርፍታት ክንሰምዕ ቅጅል ይብለኒ ሞ መሊሰ ይናፍቆ😢 ሎሚ ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ነቢዐ😢😢😢😢። ኣምላኽ ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ይሃብካ ኣቦና ክቡር ኣብራር ❤❤❤
ኣሜን ኩቡር ንጉሰ ፡ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ይኹን።የቐኒየለይ ።ስኩሉ ሰናይ. ......
@@AbrarOsmanArt 💕💕💕
14 عام مرت ولا زالت بنفس الطرب 💙
Abrar abo tbeb❤️ thank you
Zeydgem legend we love u abrarey ❤🥰🥰
😍😍😍 zeymno abrar nibrelna
This song knocks my remembers wn I was 10th Grade student. The father of art.🤝🤝🤝🤝🕊🕊🕊
Abrarey ab libya hiweta zseanet habteyy abrar ms belet eya nay abrar derfi endhr semie nsa tmexeni emo ykunzo alem godelo
@@solomonberhe7963 ዝኸበርካ ሰለሙን ፡ባሓቂ ዘቀንዙ ዘሐዝን ተረኽቦ ጽንዓት ያሃብ ፡ናይ ኩሉናን ካብ ኩሉናን እያ'ሞ ፡ፍቕርትና ድማ መንግስተሰማይ የዋርሳ ።ዝግበር ነገር የለን ምኽኣሉ ጥራይ' ዩ ሰለሙኀይ ከም ዝበልካያ ዓለም ጎዶሎ እያ ።ነቶም ሪኦም ዘይጸገብዋ ፍቁራት ስድራ-ቤት ነቶም ዝተረፍኩም ክባርኸሎም እምነየሎም።ወትሩ እታ ክብርታትና ኣብ ልብይ እያ ፡ሰልየ ድማ ኣብ ልብይ ኢኻ ።ኩሉ ሰናይ እምነየልካ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
Abrar fkri endika 🌺🌺🌺🌺🌺
Abrar malet king of arts👌🙏
@@onelove-ol2uq ባሓቂ ፍቕሪ ኢኻ "One love" ሽኰር ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻኣይየሰኣእነና You are really One love forever♥️♥️♥️Abrar Osman
I'm 💘 wede Gabarit absher ambesa 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Istaz Abrar my favorite Legend.
king of Kings abrar osman long life u
መርሓባ ናሆም ሰላምን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ።የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ ።ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️ኣብራር
Abrar yanam lubak yanam💗💗💗💗💗💗👈👈👈👈✍️✍️👍💔🤝🤝🤝🤝☂️☔
We love you abrarey ist das smart 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Legend Artist Abrar Osman GBU
❤️❤️❤️❤️❤️ Abrar 💯💯💯 Osman 💯💯💯💯
ابرار عثمان صاحب الحنجرة الذهبية 🤍✨️
🙏👌👍🙏 aya abrar ambesa edmeni tinani yhabika
NKulu gzie nberelna abo kulu abrarino🙏❣❤
Kgelxeka delyes mglax abikani bhar abrarr 100% derafay eka
Love you abrareyy❤️
Legend artist 👏
Abrar jigna
The one and only living legend🥰🥰🥰🥰
I love this song. Fikriiiii
Teqeyru seb behaqi abrarinooooooooo nberelna
Abi hwy ❤️Abi baba ❤️Abi fekri❤️ Abi tesfa ❤️
This brother reminds me of streets of Barentu ,GORZO GASH is my favorite one
Thank you very much Agaba❤️❤️❤️Abrar
ABRAR SHIKOR AZMARINO
I like it this song
Nabari derfi sigab lomi 2022
ኣብራረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤🥰
ኣነ ብዝያዳ እፈትወካን አኽብረካን. ሀረሞነይ !የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካርሑስ ቅኒያት ዓወደ-ዓመት❤️❤️❤️ኣብራር
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 abrar ma best
መርሓባ ዝኸበርካ አፍረም ፡ንምኡዝ ኮመንትኻ ብልቢ አመስግንየቐኒየለይ ስናይ ቅኒያት
Sabir o Adala 1000000000”00
The king of Tigrign abrarey edmen tinan yminyelka
Well done
ጹብቅ ስራሕ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣብራሪኖ ❤❤❤ ሎንግ ላይፍ
የቐኒየለይ ገነተይ ልባዊ ምስጋናይ ልዑል'ዩኩሉ ሰናይ❤️❤️❤️ኣብራር
The.winner.is.........Love!!!
Thank you very much dear Mahmoda.♥️♥️♥️Abrar Osman
ኣብራራር ይበል ስነጥበባዊ ስራሕ።
Ealileni tatna nigber 💯
Nay behaki abo nay hagerna Eritrean nay music abona ayana abrar osman amlak bealo edmen tenan yehabka yebaye ajoka kaxelo teray adnaki natkaye amlak bealo hagerna hezbena selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna hante Eritrean eya zelatena nea ena nekales alena kolatna eretrawian amlak bealo naze serat hegdef yetfealna teray xalot negbar ehwatey daki eri xeada muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian
❤️😍❤️
Abrar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯
I had memory when l was Assab bore gnbar eda 19 serweit
ክብርትን ፍቕርትን ቅድስቲ ፡ልዑል ልባዊ ኣኽብሮተይ ናዓኺ ይኹን ፡ኣካል'ቲ ተዘክሮታትኪ ንምዃነይ ሓጎሰይ ወሰን የያብሉን ።ንቀጻሊ ኣብ ተዘክሮኺ ክቕጽል ምኒዮተይ እዩ ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይኣይየሰኣእነናሕውነትን ፍቕርን ይሰስን❤️❤️❤️ኣብራር ዑስማን
Best music
❤️
💝💝💝
Ilike usooo muchhhh
ከብረቲ ትምኒት ፡የቐንየለይብልቢ አመስግነኪ❤️❤️❤️ኣብራር
🥰🥰🥰👏
Merhaba behar dmxawi edmen thnan ymneyelka abrarino
❤❤❤❤❤
የቐንየለይ መሓመድ ሓቢቢ ፡ብልቢ አመስግነካሰሰናዩ♥️♥️♥️ኣብራር ዑስማን
GOAT !!
መርሓባ ሳልሕእንቋዕ ብደሐን መጻእካ❤️❤️❤️ኣብራር
🥰🥰🥰
ኣብራር ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤
ነቡ ሽኰርንስኻ ኢኻ ባሓቂ ናይ ልቢ ፡ ናተይ ሽኰር ር ር ር ርየቐንየለይ ክብረት ይሃበለይኩሉ ሰናይ❤️❤️❤️ኣብራር ዑስማን
ab hiwetey betemi zeftwo seb abrar eusuman eue beakal tezrekbo eye zebl fetari entfekidu derftatka kulom nay hiwet mekiret eyom edmen tenan yehabka
Tarik eka .hade elamaka haki!
👍💪🙏
ባባ ኣብራር ኣርካን ስነጥበበኛ ትሑት መኽበሪ ሃገሩን ሕዝቡን .. ኣቦይ ንዓኻ ዩ ዝመስል ... ኣቦይ ኮንካ ኢኻ ትስመዓኒ.. ብጣዕሚ የ ዘኽብረካን ዝፈትወካን እታ ትደልያ ናይ ፍትሒ, ፍቅሪ ኤርትራ ቃል ይኣትወልካ ኣለኹ ኣብዚ ቀረባ ክንሃንጻ ሙካንና ንዓኹም ሒዝና ሃገርና ክንኣትው ን መን አሉዎ ኣምላኽ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ ሎላፍቕርን ሰላምን ናዓኺን ምሳኺን ይኹንይኣምነለይ ሎላ ሕቡን'የንክቡር ወላዲኽን ንምሉኣት ስድራ-ቤትካንሰላም በልለይወትሩ ኣብ ልበይ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍💪
Abrarino ♥️🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
💯✌️🇪🇷
FILI...😀...ANTA BEHIWET ALEKA DIKA....ZEYMEWET YERAKEB ZEBLEWOS KEMZI NATKA YU...KKKK
🇪🇷💟💟💟🇪🇷🇪🇷💟
Video top Clip top ግጥሚ Top ነብሪ ስራሕ ዝብሃል ከምዚ አዩ ❤
መብራህቶመይ !ኣኽብሮትን ሰላምን ናዓኻ ይኹን ንዝሃብካኒ ፍቕርን ኣኽብሮት ልዑል ምስጋናይ ይብጻሕካ የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ❤️❤️❤️ኣብራር
My Levo❤❤❤❤❤💞💞💞🥰🥰🥰🥰
" ምንባር "ፍቅረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹንወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
ቃል ይብለይ ክገልጽ
ይበል ጥበብ ዳህሲስካ ዘይኩርኩሕ ልዋም ሂቡ ዘዕርፍ ድምጺ
ከምዚ ሕጂ ቁሉላዉ ዘሎ 2000 ዓመተምረት ወጺኡ ኢዚ ደርፊ !! ኣብ ሳዋ ወርሒ 3ተ ናይ መወዳእታ ኢንዳ ተወዛዕና 11 ዙር
ኣነስ ባባ ኣብራር ክፈትወካ ንስኻስ እንቃዕ ናይ ትግርኛ ደራፊ ኮንካ ናይ ካልእ ቃንቃ ደራፊ እንተ ትኸውን ውን ኣነስ ደርፍኻ ኣቱርጊመ ምሰማዕክዎ ባባ ኣብራር ሽኮር miss you 🎉🎉🎉❤❤❤
ኣሰይ ደስ ክብል ! ልሳንካ/ኪ ፍቕሪ 'ዩ ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን :ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ/ኺየቀኒየለይ "Love" ክብረት ይሃበለይ ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
@@AbrarOsmanArttnx ባባ ኣብራር ካብ ዝፈትወካ ኣድናቂኻ Rofinan dc ❤❤❤
@@Lovedc92 ባሓቂ" Ĺove " ኢኻወትሩ ኣብ ልበይ ❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
data wedia
Kkkkkk♥️
👍👍👍👍👍💕💕👌👌👌🙏🙏🙏👏👏💎
መድሃኒት ዝኾነ ጥበብ ኣብዚ'ሎ
ክብረትን ፍቕርትን ሎላፍቕርን ሰላምን ናዓኺን ምሳኺን ይኹንየቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ❤️❤️❤️ኣብራር
ዝኽረይ ኣብዛ ደርፊ፡እታ ካሴት ካብታ ቴብ ናይ ገዛና ኣይወጽእን ጥራይ ዘኮነታይትጠፍእን እያ፡ ዋላ ክንምስሓ እኮለን ቁሩብ ኣትሕት እስከ ኣብሉዋ እዩ ዝብለካ ኣቦይ፡ ሓደ መዓልቲ ኣደይ ይሕደጋ ዝበሃላ በዓል ቤተን ብህይወት ዘይነበረ ንኣቦይ ግና ዓርኩ ዝነበረ፡ ጓለን ምስ ሓደ ወዲ ትኸይድ ከምዘላ ፈሊጠን ተዛሪበንኣ ንሳ እውን ምስቲ ወዲ ከምትነብር ከምትደሊ ነጊራተን፡ ንሰን እውን መዋስብትና ኣይኮነን ኢለን ተማጊተን፡ ናብ ኣቦይ መጺኤን ከዛርርብኦ ብዛዕባ ዘጋጠመን ሽግር ምስ ጓልን፡ ብዙሕ ተዘራሪቦም፡ ኣጋጣሚ ነቲ ወዲ ኣቦይ እውን ይፈልጦ እዩ፡ ስምዕኒ ይሕደጋ እወ ንፈልጥ ኢና እቲ ወዲ ሃገርና ኣይኮነን ግና ኣብዛ ኣስመራ ዝዓበየ ከም ጓልኪ ብቀሊሉ ክረዳድኡ ይኽእሉ እዮም፡ እንታይ ኢያ ገራትኪ ምስ ደስ ዝበላ ዘይትነብር፡ ንሕና እቲ ንቡር ቀልጢፍካ ግበር ንብሎ ምስ በለን ሱቅ ኢለን ኣደይ ይሕደጋ፡ ኻብታ ብትሑት ድምጺ ተወሊዓ ዝነበረት ቴብ እዛ ደርፊ ምስ ስምዑዋ ኣቦይ ስምዕዮ ነዚ ደራፋይ ፍቅሪ ነውሪ ኣይኮነን ይብል ኣሎ ይሕደጋ፡ እንኳዕ ጠኒሳ ይመጸትኒ ኢልኪ ኣምስግኒ፡ እታ ጓልን 4 ወሊዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትነብር ኣላ፡ ኩሎም ደቀን ከቲቶም በይንኺ ካብ ትኾኒ ኢላ ኣብዚ እዋን ምስኣ ወሲዳተን ኣላ። እዛ ደርፊ ክሰምዓ እንከለኩ ኩሉ ግዜ ትመጸኒ ዝኽሪ ናይ ኣደይ ይሕደጋ ሻቅሎትን ኣቦይ በዛ ደርፊ ጌሩ ኣጸናኒዑ ክሰደን ከሎ ።
❤❤❤
ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ኮርሶ ብዓል ፊሊ ስልጣን ሙሉእ ሓጓብ እንዳ ተዋዳደሩ ንሰምዖ ኔርና
ብልቢ የቐኒየለይ ፡ከቡር በረኸትኩሉ ሰናይ እምነየልካ ❤️❤️❤️ኣብራር
Yizikr❤❤❤❤❤❤❤
@@AbrarOsmanArt ኣሜን ባባ ኣብራር ኣድናቂኻ እየ ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ክቡር ገዲም ስነ - ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን
ንጉስ ናይ ናይ ንጉሳት ብኹሉ ፡ብትሕትና ኮነ ብሙዚቃ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
ምኡዝ መልእክትኻ ፡ዓቢ ተስፋ 'ዩተስፋ ድማ ቀጻልነት እዩ' ሞ ፡ንእተስንቀኒ ኣኽብሮትካን ፍቕርኻን ብልቢ አመስግነካ ። የቐኒየለይ ❤️❤️❤️❤️ኣብራር
🥰🥰🥰🥰🥲🥲
Thank you very much Amira, for your support♥️♥️♥️Abrar Osman
ኣቤት ጥበብ ኣብ ሓንቲ ደርፊ 3-4 ደርብ ክጻወት ዝክእል ደራፋይ ስነ ጥበባዊ ኣብ ዓለም፡ኣይተራእየን ብዘይካ ኣብራር ዑስማን ነበረልና ከምዛ ኣልቡም፡ወይ ድማ ካባኣ ዝበለጸት ስራሕ ከተቅርበልና ወትሩ ብ ሃንቀውታ ኢና ንጽበየኻ
ኣሕሕ ገዛና ናብ ጻሓይ ብራቕ ኢዩ ኣፋፈይታ ንግሆ ትስእ ምስ በልና ምቁር ደርፍታት ናይ ኣቦና ኣብራር ኣብ ኤፍኤም ኢና ንሰምዖ ነይርና ኣቦይ ወዲ 50 ዓመት ኢዩ ዝከውን ሮድዮ ንግሆ ውልዕ የብላ እሞ ኣብራር ምስ ሰመዖ ኦኦኦ ሎሚ ብሩኽ ማዓልቲ ክንውዕል ኢና ይብለና ነይሩ።ቅርሱ ቆሪሱ ፋሱ ኣልዒሉ ክከይድ ልክዕ ይርኣየኒ።ባባ ኣብራር ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ስድራና ካብ ኣትካሮ።
ኣሰይ ፡ማራኽን ልቢ ዘረስርስ ተዘክሮኻ/ኺ ፡ማዓልተይ ብፍሃሳን ሰላምን ስለዘወቀቦ ፡ልባዊ ኣኽብሮተይን ፍቕረይን ናዓኻ/ኺ ይኹን
ነቶም ክላለዮም ፡ ዕድል ዝነፈገኒ ፍቑራት ስድራ-ቤትካ ሰላምታ ኣብጻሓለይ እንዳበልኩ
ኩሉ ሰናይ እምነየልካ/ኪ ❤❤❤❤❤
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
ኣብራር
ኣምየንንን ኣምላክ ኣሎ ኣጆካ ኩቡር ኣቦና ኣብራር ሰላምካ ይብዛሕ ኣብ ናብራካ ቅሳነት ዕረፍቲ ይምነየልካ።ወዲ ኢየ መንግስትኣብ ይብሃል ብጣዕሚ ኩሉ ነናቱ ተዘክሮታት ኣለዎ ፍቅሪ ብልቢ ኩቡርር ኢካ ባባ ኣብራር ኩሉ ግዝየ ደርፍካ ክሰምዕ ኮሎኩ እቲ ኣቦይ ዘዕልለኒ ዝነበረ ፍትወቱ ዝነበሮ ኣባካ ይዝክር።ንሱ ኢዩ ብሓይሊ ኣምላክ ሰላም ቅሳነት የምጸልና በቃ ባባይ ኩቡር ኢካ
@@AbrarOsmanArt baba abrar newih edme yhabka bnatka drfie abina bhaki kbur senetbebawi eka love yo so much
@@AbrarOsmanArt ❤❤❤❤❤❤❤I love abrar osman
@@eritreamusic2024 l Love you too ,Fruti shiquer.
Thank you.
Abrar
Doctor Abrar nsika eti unko zeydgem dmxawi hagerna eka bdhreka zsemo yebleyin never 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪🕌🐪💪💪💪💪
The song is underrated, supposed to have more views 👁
Abrar Great Artist all time
Amlak mulu edmen tinan yhabka nkulu tblo qal men yebro nkulu eyu zsqoro ane msaka terakibe bzh zbele seat msaka zelelkwo gzie alo btami mesati mehari ab thti Egziabher Amlak natatkum gedaym hagerna megbi moral kulu koinu ab elete hiwetna ab zi zemen ezi nattatkum qal eyu blbi zemesgneka abonan memhrnan abrar osman bshim kulom bal Docter Yemane Gebremichael yemesgneka
Abrar Malet king of arts.👏👏🤝🤝🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏
ኣብራር ከም ወይኒ እናሓደረ ዝጥዕም ቃናኡ ፡ ጎይታ ጥበብ ጎይታ ፍቕሪ ።
ዝበሉ'ንተበሉ ፡
ነውሪ'ይኮነን ፍቕሪ
ብኣዳም ብኄዋን ፡
ፀኒሑ ነባሪ
💚🖤
well abrarey tbeb bhiweta🔊🔊🔊💖💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
The love of my music life is this man his voice is incredible the story of his songs creativity what should I say he amazing. love you man.
emey ባሓቂ መኽሰብ ኢኻ ፡ ክብረት ያሃበለይ ወትሩ ኣብ ልበይ
❤❤❤❤
ኣብራር
💯💯💯💯💯💯❤️💯💓❤️ Abrar Ossman 💯💯💯💯💯💯 Hawelti Hagerna 💓💓❤️❤️❤️
Absolutely amazing...have no words... 👏 👏
Love.you.!!!❤💎🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
ኣብራር መድሃኒተይ።
قامة انت يا ابرار ترفع لك القبعات
💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷💐🇪🇷
⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️💒➕🕌= ABRAR❤️
Kbur Abona Abrar ❤️🥰
King of love 🎤🎧🎹🎷
Nay lebey abrar love you always 💘❤💘❤
ኣቦ ሙዚቃ ሃገርና
Legende Abrar Osman 🇪🇷🇪🇷💖👏
ኣብዚ ኣሎ ዜማን ድምፅን የቅንየልና ስለቲ ጥዑም ዜማኻ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ደርፍኻ ኣብራር ዑስማን ❤❤❤ካብ ትግራይ
የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ ክቡርይ " ኣኪ "
ንስለ'ቲ ምኡዝ መልእኽትኻ ብልቢ አመስግን
ወትሩ ኣብ ልበይ ......
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
ኣሕሕሕሕ እየ ወ ኣነን የሕዋተይን ነኣሽቱ ከለና ማማ ኣቁሪሳ ክተፋንወና ንትምህርቲ ብረድዮ ናትካ ደርፍታት ክንሰምዕ ቅጅል ይብለኒ ሞ መሊሰ ይናፍቆ😢 ሎሚ ነዛ ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ነቢዐ😢😢😢😢። ኣምላኽ ምሉእ ጥዕናን ሰላምን ይሃብካ ኣቦና ክቡር ኣብራር ❤❤❤
ኣሜን
ኩቡር ንጉሰ ፡ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ይኹን።
የቐኒየለይ ።
ስኩሉ ሰናይ. ......
@@AbrarOsmanArt 💕💕💕
14 عام مرت ولا زالت بنفس الطرب 💙
Abrar abo tbeb❤️ thank you
Zeydgem legend we love u abrarey ❤🥰🥰
😍😍😍 zeymno abrar nibrelna
This song knocks my remembers wn I was 10th Grade student. The father of art.🤝🤝🤝🤝🕊🕊🕊
Abrarey ab libya hiweta zseanet habteyy abrar ms belet eya nay abrar derfi endhr semie nsa tmexeni emo ykunzo alem godelo
@@solomonberhe7963 ዝኸበርካ ሰለሙን ፡
ባሓቂ ዘቀንዙ ዘሐዝን ተረኽቦ ጽንዓት ያሃብ ፡ናይ ኩሉናን ካብ ኩሉናን እያ'ሞ ፡ፍቕርትና ድማ መንግስተሰማይ የዋርሳ ።ዝግበር ነገር የለን ምኽኣሉ
ጥራይ' ዩ ሰለሙኀይ ከም ዝበልካያ ዓለም ጎዶሎ እያ ።ነቶም ሪኦም ዘይጸገብዋ ፍቁራት ስድራ-ቤት ነቶም ዝተረፍኩም ክባርኸሎም እምነየሎም።
ወትሩ እታ ክብርታትና ኣብ ልብይ እያ ፡ሰልየ ድማ ኣብ ልብይ ኢኻ ።
ኩሉ ሰናይ እምነየልካ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Abrar fkri endika 🌺🌺🌺🌺🌺
Abrar malet king of arts👌🙏
@@onelove-ol2uq ባሓቂ ፍቕሪ ኢኻ "One love" ሽኰር ።የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኣይየሰኣእነና
You are really One love forever
♥️♥️♥️
Abrar Osman
I'm 💘 wede Gabarit absher ambesa 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
Istaz Abrar my favorite Legend.
king of Kings abrar osman long life u
መርሓባ ናሆም ሰላምን ኣኽብሮትን ናዓኻ ይኹን ።የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ ።
ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️
ኣብራር
Abrar yanam lubak yanam💗💗💗💗💗💗👈👈👈👈✍️✍️👍💔🤝🤝🤝🤝☂️☔
We love you abrarey ist das smart 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Legend Artist Abrar Osman GBU
❤️❤️❤️❤️❤️ Abrar 💯💯💯 Osman 💯💯💯💯
ابرار عثمان صاحب الحنجرة الذهبية 🤍✨️
🙏👌👍🙏 aya abrar ambesa edmeni tinani yhabika
NKulu gzie nberelna abo kulu abrarino🙏❣❤
Kgelxeka delyes mglax abikani bhar abrarr 100% derafay eka
Love you abrareyy❤️
Legend artist 👏
Abrar jigna
The one and only living legend🥰🥰🥰🥰
I love this song. Fikriiiii
Teqeyru seb behaqi abrarinooooooooo nberelna
Abi hwy ❤️Abi baba ❤️Abi fekri❤️ Abi tesfa ❤️
This brother reminds me of streets of Barentu ,GORZO GASH is my favorite one
Thank you very much Agaba
❤️❤️❤️
Abrar
ABRAR SHIKOR AZMARINO
I like it this song
Nabari derfi sigab lomi 2022
ኣብራረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤🥰
ኣነ ብዝያዳ እፈትወካን አኽብረካን. ሀረሞነይ !
የቐኒየለይ ብልቢ አመስግነካ
ርሑስ ቅኒያት ዓወደ-ዓመት
❤️❤️❤️
ኣብራር
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 abrar ma best
መርሓባ ዝኸበርካ አፍረም ፡
ንምኡዝ ኮመንትኻ ብልቢ አመስግን
የቐኒየለይ
ስናይ ቅኒያት
Sabir o Adala 1000000000”00
The king of Tigrign abrarey edmen tinan yminyelka
Well done
ጹብቅ ስራሕ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልብና ኣብራሪኖ ❤❤❤ ሎንግ ላይፍ
የቐኒየለይ ገነተይ ልባዊ ምስጋናይ ልዑል'ዩ
ኩሉ ሰናይ
❤️❤️❤️
ኣብራር
The.winner.is.........Love!!!
Thank you very much dear Mahmoda.
♥️♥️♥️
Abrar Osman
ኣብራራር ይበል ስነጥበባዊ ስራሕ።
Ealileni tatna nigber 💯
Nay behaki abo nay hagerna Eritrean nay music abona ayana abrar osman amlak bealo edmen tenan yehabka yebaye ajoka kaxelo teray adnaki natkaye amlak bealo hagerna hezbena selam yegberelna amlak bealo sedetna yehxerelna nab hagerna nemelselo ewan yegberelna befokri hagerna kenhanex muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian fokri eyu temnetna hante Eritrean eya zelatena nea ena nekales alena kolatna eretrawian amlak bealo naze serat hegdef yetfealna teray xalot negbar ehwatey daki eri xeada muslim Christian hade ed ena daki hante mehxen ena anhena eretrawian
❤️😍❤️
Abrar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯💯
I had memory when l was Assab bore gnbar eda 19 serweit
ክብርትን ፍቕርትን ቅድስቲ ፡ልዑል ልባዊ ኣኽብሮተይ ናዓኺ ይኹን ፡ኣካል'ቲ ተዘክሮታትኪ ንምዃነይ ሓጎሰይ ወሰን የያብሉን ።ንቀጻሊ ኣብ ተዘክሮኺ ክቕጽል ምኒዮተይ እዩ ።
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ኣይየሰኣእነና
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
❤️❤️❤️
ኣብራር ዑስማን
Best music
❤️
💝💝💝
Ilike usooo muchhhh
ከብረቲ ትምኒት ፡
የቐንየለይብልቢ አመስግነኪ
❤️❤️❤️
ኣብራር
🥰🥰🥰👏
Merhaba behar dmxawi edmen thnan ymneyelka abrarino
❤❤❤❤❤
የቐንየለይ መሓመድ ሓቢቢ ፡ብልቢ አመስግነካ
ሰሰናዩ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
GOAT !!
መርሓባ ሳልሕ
እንቋዕ ብደሐን መጻእካ
❤️❤️❤️
ኣብራር
🥰🥰🥰
ኣብራር ሽኮር❤❤❤❤❤❤❤❤
ነቡ ሽኰር
ንስኻ ኢኻ ባሓቂ ናይ ልቢ ፡ ናተይ ሽኰር ር ር ር ር
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ኩሉ ሰናይ
❤️❤️❤️
ኣብራር ዑስማን
ab hiwetey betemi zeftwo seb abrar eusuman eue beakal tezrekbo eye zebl fetari entfekidu derftatka kulom nay hiwet mekiret eyom edmen tenan yehabka
Tarik eka .hade elamaka haki!
👍💪🙏
ባባ ኣብራር ኣርካን ስነጥበበኛ ትሑት መኽበሪ ሃገሩን ሕዝቡን .. ኣቦይ ንዓኻ ዩ ዝመስል ... ኣቦይ ኮንካ ኢኻ ትስመዓኒ.. ብጣዕሚ የ ዘኽብረካን ዝፈትወካን እታ ትደልያ ናይ ፍትሒ, ፍቅሪ ኤርትራ ቃል ይኣትወልካ ኣለኹ ኣብዚ ቀረባ ክንሃንጻ ሙካንና ንዓኹም ሒዝና ሃገርና ክንኣትው ን መን አሉዎ ኣምላኽ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ ሎላ
ፍቕርን ሰላምን ናዓኺን ምሳኺን ይኹን
ይኣምነለይ ሎላ ሕቡን'የ
ንክቡር ወላዲኽን ንምሉኣት ስድራ-ቤትካን
ሰላም በልለይ
ወትሩ ኣብ ልበይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍💪
Abrarino ♥️🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️♥️
💯✌️🇪🇷
FILI...😀...ANTA BEHIWET ALEKA DIKA....ZEYMEWET YERAKEB ZEBLEWOS KEMZI NATKA YU...KKKK
🇪🇷💟💟💟🇪🇷🇪🇷💟
Video top
Clip top
ግጥሚ Top
ነብሪ ስራሕ ዝብሃል ከምዚ አዩ ❤
መብራህቶመይ !ኣኽብሮትን ሰላምን ናዓኻ ይኹን
ንዝሃብካኒ ፍቕርን ኣኽብሮት ልዑል ምስጋናይ ይብጻሕካ
የቀኒየለይ ክብረት ይሃበለይ
❤️❤️❤️
ኣብራር
My Levo❤❤❤❤❤💞💞💞🥰🥰🥰🥰
" ምንባር "ፍቅረይን ኣኽብሮተይን ናዓኻ ይኹን
ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ
ኩሉ ሰናይ ❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
ቃል ይብለይ ክገልጽ
ይበል ጥበብ ዳህሲስካ ዘይኩርኩሕ ልዋም ሂቡ ዘዕርፍ ድምጺ
ከምዚ ሕጂ ቁሉላዉ ዘሎ 2000 ዓመተምረት ወጺኡ ኢዚ ደርፊ !! ኣብ ሳዋ ወርሒ 3ተ ናይ መወዳእታ ኢንዳ ተወዛዕና 11 ዙር
ኣነስ ባባ ኣብራር ክፈትወካ ንስኻስ እንቃዕ ናይ ትግርኛ ደራፊ ኮንካ ናይ ካልእ ቃንቃ ደራፊ እንተ ትኸውን ውን ኣነስ ደርፍኻ ኣቱርጊመ ምሰማዕክዎ ባባ ኣብራር ሽኮር miss you 🎉🎉🎉❤❤❤
ኣሰይ ደስ ክብል ! ልሳንካ/ኪ ፍቕሪ 'ዩ
ሓጎሰይ ወሰን የይብሉን :ወትሩ ኣብ ልበይ ኢኻ/ኺ
የቀኒየለይ "Love" ክብረት ይሃበለይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
@@AbrarOsmanArttnx ባባ ኣብራር ካብ ዝፈትወካ ኣድናቂኻ
Rofinan dc ❤❤❤
@@Lovedc92 ባሓቂ" Ĺove " ኢኻ
ወትሩ ኣብ ልበይ
❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
data wedia
Kkkkkk♥️
👍👍👍👍👍💕💕👌👌👌🙏🙏🙏👏👏💎
መድሃኒት ዝኾነ ጥበብ ኣብዚ'ሎ
ክብረትን ፍቕርትን ሎላ
ፍቕርን ሰላምን ናዓኺን ምሳኺን ይኹን
የቐኒየለይ ክብረት ይሃበለይ
❤️❤️❤️
ኣብራር
ዝኽረይ ኣብዛ ደርፊ፡እታ ካሴት ካብታ ቴብ ናይ ገዛና ኣይወጽእን ጥራይ ዘኮነታይትጠፍእን እያ፡ ዋላ ክንምስሓ እኮለን ቁሩብ ኣትሕት እስከ ኣብሉዋ እዩ ዝብለካ ኣቦይ፡ ሓደ መዓልቲ ኣደይ ይሕደጋ ዝበሃላ በዓል ቤተን ብህይወት ዘይነበረ ንኣቦይ ግና ዓርኩ ዝነበረ፡ ጓለን ምስ ሓደ ወዲ ትኸይድ ከምዘላ ፈሊጠን ተዛሪበንኣ ንሳ እውን ምስቲ ወዲ ከምትነብር ከምትደሊ ነጊራተን፡ ንሰን እውን መዋስብትና ኣይኮነን ኢለን ተማጊተን፡ ናብ ኣቦይ መጺኤን ከዛርርብኦ ብዛዕባ ዘጋጠመን ሽግር ምስ ጓልን፡ ብዙሕ ተዘራሪቦም፡ ኣጋጣሚ ነቲ ወዲ ኣቦይ እውን ይፈልጦ እዩ፡ ስምዕኒ ይሕደጋ እወ ንፈልጥ ኢና እቲ ወዲ ሃገርና ኣይኮነን ግና ኣብዛ ኣስመራ ዝዓበየ ከም ጓልኪ ብቀሊሉ ክረዳድኡ ይኽእሉ እዮም፡ እንታይ ኢያ ገራትኪ ምስ ደስ ዝበላ ዘይትነብር፡ ንሕና እቲ ንቡር ቀልጢፍካ ግበር ንብሎ ምስ በለን ሱቅ ኢለን ኣደይ ይሕደጋ፡ ኻብታ ብትሑት ድምጺ ተወሊዓ ዝነበረት ቴብ እዛ ደርፊ ምስ ስምዑዋ ኣቦይ ስምዕዮ ነዚ ደራፋይ ፍቅሪ ነውሪ ኣይኮነን ይብል ኣሎ ይሕደጋ፡ እንኳዕ ጠኒሳ ይመጸትኒ ኢልኪ ኣምስግኒ፡ እታ ጓልን 4 ወሊዳ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ትነብር ኣላ፡ ኩሎም ደቀን ከቲቶም በይንኺ ካብ ትኾኒ ኢላ ኣብዚ እዋን ምስኣ ወሲዳተን ኣላ። እዛ ደርፊ ክሰምዓ እንከለኩ ኩሉ ግዜ ትመጸኒ ዝኽሪ ናይ ኣደይ ይሕደጋ ሻቅሎትን ኣቦይ በዛ ደርፊ ጌሩ ኣጸናኒዑ ክሰደን ከሎ ።
❤❤❤
ኣብ ዓዲ ቀይሕ ኣብ ኮርሶ ብዓል ፊሊ ስልጣን ሙሉእ ሓጓብ እንዳ ተዋዳደሩ ንሰምዖ ኔርና
ብልቢ የቐኒየለይ ፡ከቡር በረኸት
ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ❤️❤️❤️
ኣብራር
Yizikr❤❤❤❤❤❤❤
@@AbrarOsmanArt ኣሜን ባባ ኣብራር ኣድናቂኻ እየ ኣብ ዘለኻዮ ሰላምን ቅሳነትን ይምነየልካ ክቡር ገዲም ስነ - ጥበባዊ ኣብራር ዑስማን
ንጉስ ናይ ናይ ንጉሳት ብኹሉ ፡ብትሕትና ኮነ ብሙዚቃ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።
ምኡዝ መልእክትኻ ፡ዓቢ ተስፋ 'ዩ
ተስፋ ድማ ቀጻልነት እዩ' ሞ ፡ንእተስንቀኒ ኣኽብሮትካን ፍቕርኻን ብልቢ አመስግነካ ። የቐኒየለይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
🥰🥰🥰🥰🥲🥲
Thank you very much Amira, for your support
♥️♥️♥️
Abrar Osman
ኣቤት ጥበብ ኣብ ሓንቲ ደርፊ 3-4 ደርብ ክጻወት ዝክእል ደራፋይ ስነ ጥበባዊ ኣብ ዓለም፡ኣይተራእየን ብዘይካ ኣብራር ዑስማን ነበረልና ከምዛ ኣልቡም፡ወይ ድማ ካባኣ ዝበለጸት ስራሕ ከተቅርበልና ወትሩ ብ ሃንቀውታ ኢና ንጽበየኻ