ህድግለነ ዘይብሉ ስርዕት - ካብ ኣብ መጽሓፍ ግፍዒ ዝተተረኹ ሓቀኛ ፍጻሜታት - ቃል-መሕትት ምስ ነቲ ፍጻሜ ዝሰነደ ጋዜጠኛ A story of an atrocious war crime committed on Eritrean civilians by Ethiopian soldiers
thanks DIMTSI Hadassah for Unforgettable wedi Eriy heroes thanks for the service kebrn Mogosn Nswatien Awet Nihafash!!make our flag stand tell in word!!!🐯🎉🐯🎉🐯🎉🐯🎉🐯🎉🐯🎉🐯🎉🎉🐯🎉🐯🎉🎉🎉
መርሓባ ድምጺ ሓቂ ከምዚ ገርኩም ታሪኽ በርቢርኩም እስከ ኣቅርብልና እቲ ዘይውዳእ ታሪኽና🇪🇷💪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
thanks DIMTSI Hadassah for Unforgettable wedi Eriy heroes thanks for the service kebrn Mogosn Nswatien Awet Nihafash!!make our flag stand tell in word!!!🐯🎉🐯🎉🐯🎉🐯🎉🐯🎉🐯🎉🐯🎉🎉🐯🎉🐯🎉🎉🎉
እዋይ እዚ ደስካሕክሕ ፍጻሜታት ግፍዒ ኣብ ልዕሊ ንጹህ ህዝቢ ደውረዶ ደርጊ ኣድጊ እንታይ ዶ ገዲፉልና እዩ ድምጺ ሓፋሽ ጌና ደይተበርበረ ድንግላዊ ታሪኽና ኣሎ ከምዚ ጌርኩም ታሪኽና ፈትሽኩም ግለጽዎ እዚ ደሎ ናይ ሕጂ ወሎዶ ብፍላይ ሰኣን ታሪኹ ምፍላጥ እዩ ኣንፈቱ ድስሕት ደሎ ኣጆኹም ቀጽልዎ
ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብኩም ።
Thank you, the book ግፍዒ can also be found here hdrimedia.com/product/gfei/
.
እግዚአቢሔር ይመስገን ዝኸደ ሕማም ኣይመለስካ እዚኣቶም ኣራዊት ዮም ኣራዊት ድኾኑ ጎሬቤት ረኺብና ደም ዝፈትዉ ኣረሚን ኣዛብእ ሓረቲ እግዚኣቢሔር ይሓልዋ እዛ ብርኽቲ ሃገርና ብቁድሳት መላእኺቱ ጌሩ ይሓልዋ እዞም ኣራዊት ይእሰረልና ኣዒንቱም ይድፈነልና ኣይንደልዮምን ፡እግዚአቢሔር ሃገርናን መንግስትናን ይባርኽ ። ዘላኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና ነዚ መከራና ዝጸረጉ ንቲ ጸልማት ክበርህ ህወቶም ዘይበቐቑ ፡እዚኦም እግዚአቢሒር ካብ ሃገርና ጊሕጡ ዘውጽኣልና ካብ እዚኦም ዝፈለየና ምስጋናን ክብርን ይዕኡ ይኹን ናይ ሰብ ዘይትዓደሉ ኣራዊት ዮም። ኣዴታትና መነንቲ ስ ኣብ ኣምላኸን ዘዳልወለን ኣብ ዝበለጸ ቦታ የን ከይደን ወይሉኦም ነቶም ዓመጽቲ ቀተልቲ ዘረፍቲ ዘይናቶም ዘይ መሬቶም ዘይ ባሕሮም ዝደልዩ እሰረልና ኣዒንቶም ድፈኖም
የቐንየልና ዮናስ ኣብርሃም ሓውና በቲ እተቅርበልና ዘለካ ታሪክ ኣሕዋትናን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ጀጋኑ ኤረትራውያን 🕌⛪🇪🇷🐪
Wawww 🌷🙏🙏😍
አጆኩም ወዲ ጀጋኑ ቪቫ ሽአቢያ ቪቫ ህዝባዊ ግንባር 🇪🇷🏃🇪🇷🏃🇪🇷🏃🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐢🇪🇷🐢🇪🇷🐢🇪🇷
Enbaar N kidus michael tifeltto eka?
Natkum eqa ygedd kab nay Service?
መርሃባ
ሎሚ ብሑሉፍ ታሪኽ ዘይኮንና ክንዛረብ ዘለና ንሱ ንታሪኽ ገዲፍና ብህሉው ኩነታት ሃገርና ኢና ክንዛራረብ ዘለና ኢቲ ምንታይ ሃገር ብ ኣረጊት ኣውቲስታ እያ ትዝወር ዘላ ጽርግያ ስሒቱ ድማ ናብ ገደል የጽድፋ ኣሎ ንእለዮ እታ ሓደራ ሕድሪ ጀጋኑስዉኡኣት ሃገር ከይትጸድፈና
ሃላይ ሱሱዕ ናይ ሎሚንዛረብ ናይ ሎሚ ዳኣ ኣይንሕረድ ኣይንቁረጽ ክሳብ ዝረፍድ ንድቅስ ኣለና ኣንታ ሌባ እዚስ ኣይሕዝነካን ድርባይ መዳናገሪ ትብሃል።
@@VipVip-ns8hz ata za tsrfi gdefuwa entekilna nredayom
@@VipVip-ns8hz ኣንታ ድቃላ መድቁል ንምኳኑ ንስካ ንነብስኻ ከም ሰብ ዲኻ ትቆጽራ ዋላ ከም ኣብ ዝኾነ እዋን ዝሽየጥን ዝልወጥን ጥሪት? ጥሪት ከይንብለካ ተጸሚድካ ትሓርስ ውን ኣይኮንካን:: ተሸይጥካ ከይትብላዕ ከኣ ጨናዊ ፍጥረት ኢኻ:: እንታይ ኢና ክንገብረካ ኣንታ ሓርኢ? እማነይ ንስኻ ፍታን ኢኻ: ተምላስ ኢኻ ወረ ሽንቲ ኢኻ:: ኣሸጊርካናኮ ኣብ ዘይትፈልጦ ጉዳይ ጽልኢ ኣቲኻ እንዳነባሕካ::
@@weldenegodguad4974 ፋልሶ ኩሉ ነገሩ ዝፈረሶ ሙዉት ዕዳ ሰከም ሃገር መስኪና እንታይ ኣፍሊጥካ ስሑው
@@VipVip-ns8hz ኩሉ ነገር ዝፈረሶ መን ምኳኑ ድኣ ንሪኦ እኳ ኢና ዘለና:: ከም ቀደም ሰብ ተጻሪፍክን ነቶም ጹሩያት ኤርትራውያን ክትድህላሞ ወዲ ተምቤን ሃገር ክጻወተላ እንድዩ መዳባትክን ነይሩ: ሕጂ ግን ፈቲኽን ክሳብ ትጸልኣ መንነትክን ክንነግረክን ኢና:: ኩልኽን ከኣ ብኣውራጃ ሓማሴን ዝተዋዳደብክን ባሃማት ጥሪት ጉጅለ ተጋሩ ኢኽን:: ወያነ ዓጋመ ኸኣ መውጽኢ ኣፍክን ገይርክንኦ "ከይቀደመትኪ ሓባል በልያ" እዩ ነገሩ::
ኣምበሳታት እንድኹም ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ኣምሓሩ ደይ ናይ ኣብኦም ህደግለነ ሕማቅ ዝገበርዎ ኣብ ልዕሌና መወዳእታ ኣይነበሮን
tikikl metkaiti dekimhare eto eto naxinet ewin tmesasali fixame neru u. abti debrin ab godeytin may edagan
Haki ezi kulu gfie zfxem znebre eyu ezi wun kab bahri bclfa eyu slezi neti zey felt kfelt qexlwo dmxi hafash
Merhaba dmtsi hafash
Eritra bieritrawyan kitimahader alowa xelae kulu geze xelae eyu zeytezerbe yebezih
ናይ ሰነፍ ደርጊ ግፍ0ታት ካብ ናይ ሂትለር ዘይፍለ አዩ። ኣብ ውግአ ምስከሰረ ንኽንደይ ሰላማውያን ሕዝቢ ዘይቀተለን 0ድታት ዘየንደደን።
ህዝብ ኤርትራ ከም ወርቂ ብሓዊ ተፈቲኑ ዝሐለፈ ጽኑዕ ሕዝቢ ኢዩ:
አባላት ሚንስትሪ ዜና ኩልሻብ ዕዉታት የቀንየልና ነዚ ብምቅራብኩም:
እቲ ዘገርም ግን ንሕና መዓት ሐጻዊን ሐጨልጨል ኢሉ ዚመጸ ስራዊት ኢትዮጵያ ካብ ሀገርና ገሊፍንና ብሐደ ዲክተተር ከኣ ካብ ሃገርና ተገሊፍና ጅግንነትና ኣብዚ ተፈቲና ተሸኒፋ አሎ ክሳብ ሕጂ
Ayresaenayon bedel nay ametsti: kibri megosn nsemaetatna kibri n hzbawi gnbar::
መርሐባ ድምጺ ሐቂ ኩሉ ዝሐለፈ ግፍዕታት ጸላእቲ ደርግን ወያነን ብሰፍሑ ግለጺዎ ምክንያቱ አብ ልዕሊ ሕዝቢ ኤርትራ ዝወረደ ግፍዒ መዳርግቲ የብሉን እዚ ሐድሽ ወሎዶ ውን እዚ ግፍዒ እዚ ብጉቡእ አይፈልጦን እዩ
ህድግ ለነ ዘይብሉ ክወሀብ ዝግበኦ ስም ንኢሰያስ ዋው ብሕልፈ ዝሕጂ ሲዒርዎ ዘሎ ጽላለ ንስሐ ዘይ ገብር
Isias afwerki kaa walhanti aykesernan elkum,abti adi haredetena ka keydeu lebu harimu
እዚ ደኣ ቀሊል እንድዩ ኣብ 2016 ኣብ ከባቢ ማይ ኣባሻውል ዘስካሕክሕ ፍጻሜ ሞት ንጹሃት ሰባት ብዓይንና ሪኢና ህግደፍ ረሳሓት
ክድስቲ አብራሃ አንቲ ኮማል ዐጋመ እንታደኪ ኢኪ ትብሊ ዘለኪ ጉሃፍ
@@kebromberhan7781 ቆማል ዓጋመ ሽምካ ድዩ
Kebrom Berhan በቃ ሓቂ ተተዛሪብካ ዓጋመ ኢኻ ትብሃል ግን ኣይትሓዘልካን ዩ ምሃይም ስለ ዝኾንካ
@@asmaraeritrea1780 ምሃይም ዳአ ከምዚ ከማካ እዩ ቖዳር አጋመ
Kebrom Berhan 😂 kid eski Welfare Europe zitokubulka bilae Dika Hamasen
አታ አብነብጽአምላክ ይበኑቁስኩም ንስኩም ዘጥፋኡኩሞ ሰብ ይበዝሕ ንአብነት እቲ ተረፍ ሱዉእ ሱንኩል እዶ አረሸንኩምን ድኩም አብ እትዮ አሪትራ ውግእ ተወግኦም ንሕኪምናዝጽበዩ ዝነበሩ ኪትድፍኡ ምስ ጀመረኩም ንኩሎም ረሺንኩሞም ካብ ኢትዮጵያን ንላዕሊ ህዚቢ አጽኒትኩም አባሪኩም ሕጂ ከም ዘና ተቅርብዎ አለኩም ፡ደርጊ ድአጸላኢ እድዩ ወዲ መድህን ሸርሙጣዘጥፍአም ይበዝሕ
ኣከለጉዛይ፡ካላይ ሳህል ኢንድዩ ነሩ።ከምዚ ህጂ ብ ህግደፍ ከይተረሰኣ ከሎ።
ዓጋመ !
ሓዱሽ ኣይኮነን ንህዝቢ ኤርትራ እዚ ካብ ጸላእን ባዕድን ዝገድድ መንግስትን ስርዓትን ግን ኣሎ ኣብ መረቤትና ኣንቱም ሓሽላኻት መሓውር ትስርዓት
lomi no Higdeg ygedid sk eilkum abedebed aytibelu
ናሕጂ ኸ በገዛእ መንግስትና ደነግል ከተሊኽ ዘባሳብስ ዘሎ