Dr. Sharon May the lord bless you always 🙏 . And keep you safe always. This is an Amazing news.Thank you for keeping everyone updated and giving us such great educational section.🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷🙏🇪🇷🙏
You’re always great hope of our people.very knowledgeable speech and very helpful to hear about your experience Thank you so much From your followers Semere Fesseha
Epitom of professionalism and Eritrean humility. You are the rose in an otherwise thorny bush of social media. Thank you for bringing the knowledge to us in the manner you do. Keep up the good work. A wonderful 2025 for you and your family.
እቲ ኣፍኪ መዓር ይተሓወሶ ብርኽቲ ፍጥረት 💝💙
ክገርመኩም ሓወይ ኣብዚ ቀረባ ግዜ ሎሚቕነ ካንሰር ሓሚምካ ተባሂሉ ሆስፒታል ደቂሱ ቀንዩ ናይ ደም ካንሰር ከም ዘለዎ ተነጊሩ፡ሕጂ ድማ እዚ ብስራት እዚ ሰሚዕና ኣምላኽ መፈጸምትኡ የርኤና፣እዛ ዓመት እዚኣ መቐይሮ ሂወትና ዘበነ ሓጎስና ትግበረልና
ኣምላኽ ምሕረት የውርደሉ። ተስፋ እውን ዓባይ መድሃኒት እያ።
Amlaki nimen elwo xelot kuqisan misakum ykun mulue mhret ygberelu
Mhert yewrdlelu newhi admen tenannn yhabo fetari
Amlak Mhret yewrdelu
ክብሪ ንኣምላኽ
እዋይ ንስኪ ሲ ምቅርቲ ፍጥረት ክንደይ ሰብ ብተስፋ ሓውዩ ክሓድር እዩ God bless you
Ewe gualeyy
ብልጽቲ ሰብ ናትኪ ኩሉ ግዜ ጡዑም፡ዜናዩ❤❤ፍቅርቲ፡እግዛብሄር ከኣ ሰናዩ ፈዋሲዩ፡ንሰብ ድማ ጥበብ ይህብዩ ተባረኺ ፡ዘመንኪ ኩሉ ይባረኽ
ይግበረልና ዘሓፍተይ , ክንደይ እዮም በዚ ካንሰር ዝበሃል ሕማም ዝሳቀዩ ፈጣሪይተሓወሶ ❤❤
ጽቡቅ ዜና እዩ ዶተረ ፈውሱ ፈሊጦሞ ከለዉ እዮም እዞም ምዕራባውያን ሓቢኦሞ ቢልዮናት መኽሰብ ስለዝረኽቡሉ እዩ ዝብሃል ሕጂ ግን ምስዚ ኲናት ናይ ዩክሬን ምስ ሩስያ ኣብ ህልኽ ስለዘለዉ ሩስያ ከተቃልዖ ትኽእል እያ። ኣምላኽ ንዝሓመሙ ምሕረት የውርደሎም ንዓና ካኣ ካብዚ ኩፉእ ሕማም ይሓልወና።
Yes it’s gonna be great year goytana የሱስ ክርስቶስ ኣፍቂዱልና ኣሎ ንዓና ንኤርትራዊያን ከአ ብፍላይ ሰላምና ይብዛሕ ‼️🙏🏾‼️🙏🏾‼️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🏽
😂 ብኸመይ ደኣ ብፍላይ ንዓና ንኤርትራውያን!?
ጎይታ የሱስ እናበልካስ ብፍላይ ንዓና!!?
@@woldaislassie2930መናፍቃን አያ ማለትዩ አንታይ ግድካ ንሶም ካአ ሃይማኖት የብሎመን ሳክትዮም ኮ ማንፍቕ። ፈጣሪ ኢይፈላልይን አዩ ንፍጡራቱ ንዓለምና ካብዚ ቅዛፊ ሕማም ምሕረት የውርደላ
Haymanot yeblonn tbl aleka,Zgermeka gn eza tmhreka zela doctor Sharon eko nsan weledan sdrabetan kabzom nska menafkan tblom zeleka sebat eya,emo nkulu seb tferd enteleka dea dr.sharon ezi kulu xbuk neger kab men eya temahirato elks thasb,suk elks wegenawi eytkun nay haymanotka tray gber.@@GaneressAr
@@woldaislassie2930እወ ብፍላይ ንዓና ህዝቢ ኤርትራ ብኹናት ኽጸንት ኸሎ ጎረባብትና ብሰላም ደቒሶም ይነብሩ ነይሮም😂ሎሚ ድማ ኤርትራ ደሴት ሰላም ኾይና ጎረባብትና ይጸንቱ ኣለው 😂
@erishekor 😂😂 ደሴት ሰላም እንተኾይና ደኣ ስለምንታይ ኣዕራብ ኣጎምቢሖም እናረውኡኻ ናብ ስደትካ ኣዝረንጢጥካ!? ምስኪን ኢኻ!!
ፈጣሪ ዝሰኣኖ የለን ዶክተር
ክብርት ዶክተር ሻሮን ኩርዐት ሀገር ኢኺ አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ርሑስ በዐል ልደትን ሐዲሽ ዐመትን ይግበረልኪ ምስ ምሉአት ስድራቤትኪ።❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ጥዑም ኣስሚዕክና ዶክተር ሻሮን ሓፍተይ ኣፍኪ ይስዓር
ኣሰይይይይይይ አንቲ ምቅርቲ ፍጥረት ጽቡቅ ብስራት ዶክተርይ🥰🇪🇷💖🌻🙏💞💐🌷💕❤️💖🌻🙏♥️🇪🇷🥰 ሩሑስ ሓዱሽ ዓመትን በዓል ልደትን ይግበረልና
ዕልልልልልልልልል ተመስገን ጎይታይ፣ ኣምላኽ ኢድ ተመራመርቲ ሩስያ ባርኽ❤
ዶር. ሻሮን አቲ ብርኽቲ ብስራትኪ ይጥዓም እዚ ንዓለም ሙሉእ ዘሕጉስ ዜና እዩ ❤ ብዛዕባ Dementia ሐድሽ ነገር ማለት ሐድሽ መድሀኒት እንተመጽዩ ኸአ እባ ገለ በልና በጃኺ ብዙሐት ዓበይቲ ወለዲና ይጥቅዑ አለው።
እዚ ብተመራመርቲ ሩስያዊያን ፡ ተማሂዙ ዝበሃል ዘሎ መድሃኒት ፡ ነ'ቶም ናብ ናይ መንሽሮ ዝተቐየሩ ወሃየታት ፈልዩ ጽቐትል እዩ ዝኸውን ዝብል ግምት ኣለኒ። ኣነ ኣብ 2009 ብናይደም መንሽሮ ተጠቒዐ ፣ ፍልሰተ-ኣንጉዕ ገይረ ስጋብ ሕጂ ጽቡቕ ኣለኹ። እዚ ዝረአ ዘሎ ናይ ተክኖሎጂ ቕልጡፍ ምዕባለ ጽቡቕ ተስፋ ዝህብ እዩ። Grazie dottoressa sei brevissima🌹
ኣሜን ብስራትኪ ይታም Dr ሻሮን አግዚኣብሄር አንታይ ይሳኖ ኣደይ cancer ናይ መዓንጣ ኣቦይ cancer ናይ አጵሚ ክልቲኦም ወለደይ ብሕማም cancer አዮም መይቶም.
Dr Sharon i am so proud of u our hero keep up that's great job 🇪🇷❤️🇪🇷
ደክቶር ሳሮን ብርክቲ ኢኪ እሞ እግዚኣቢሄር ይታሓሓወሶ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ኣሜንንን ! ዶተረ ንስክሲ ናትና በረከት ኢኪ:ከምዚ ዝበለ ንሰማዕቱ ዝባርክን ተስፋ ዝህብን ቃል ሒዝኪ በዛ ናይ ምስግጋር ናብ ሓዳሽ ዐመት ምምጽእኪን ብኩሉ ትገብርዮ ጻዕሪ ፍልጠትኪ ንምክፋል ኣምላክ ይባርክክን ይሓልክን you are loved ❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ዶክተር ሻሮን ❤️🇪🇷❤️
ኣብ ዓለም ሰብ ኣሳቅዩ ዘላ ሕማም እዩ ኣምላክ ምሕረት ይላኣከልና ሓብተይ ሳሮን ሓብትና ካኣ ነዚኣርእስቲ ምምጻኪ ክብርን ምስጋናን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
ክብረት ይሃበልና። ክንዲ ሽሕ ኢኺ ዶክቶር ሻሮን። ብልጽቲ ፍልይቲ ፍጥረት🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Berti agoki Egzabher akedimki ነሱ ደማ መስትዋልኪ ከወስከልኪ tena yehabki የምነየልኪ ዶክተር 🙏👍🙏🇪🇷🙏🇪🇷
ብ ጽቡቕ ዜና ጣዕሚ የመስግነካ ዶክተር ሾኪር ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልካ ❤❤❤
የቀኒየልና ሾሮን ክብርቲ ሕፍትና ርሑስ ሐድሽ ዓመት አምላክ እዚ ዓመት ብሰላም ተዛዚሙ ዝመጻ ዓመት አብ ጥዒናኪ ይኩን አብዛ ቻነልኪ ዓወን አሳልጦን ንምነየልኪ 🙏🏽❤️🕊️🌷💕🍾🥂🌞❤️🕊️💫💥❤️🕊️🌟⭐️
አሜን 🙏❤ 🙏አፍኪ ይስአር ዶ/ርይ ቡሩክ ሐድሽ አመት ምስ ስድራኪ ይምነየልኪ
የቕንየልና ዶክተር፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን!
Btami xbuk Dr. Saron gele aynet bsrat eu egzabiher aysanon eu edmen tsenan yhabki fetari ruhus ldetn hadush amen ygberelna fetari
ዓቢ ኣገዳሲ ሓቤረታ... ክብርቲ ሓፍቲ 👌🏽👍🏽
Dr. Sharon May the lord bless you always 🙏 . And keep you safe always. This is an Amazing news.Thank you for keeping everyone updated and giving us such great educational section.🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷🙏🇪🇷🙏
ሰላም ዶክተር ሳሮን ከመይ ኣለኺ ብኣካል ኣይንፋለጥን ኢና ፡ ብተቕርብዮ መደባትኪ ግን ኣዝየ አድንቐኪ ፡ኣቀራርባ፥ ትጥቀምሉ ቋንቋ ብሓፈሻ ኩሉ ስራሕኪ ርቱዕ ምዃኑ ኪከልጸልኪ እፈቱ ኣጆኺ ቀጽሊ ኣብ ስራሕ ዘሎ ሰብ ኩሉ ግዜ ዝወቕሱ ኣለዉዎ ምኽንያቱ ርዱእ ኢዩ ፡ ቅንኢ፡ ንምንታይ ኣነ ዘይበጻሕክዎ ብምባል ምዃኑ ትስሕትዮ ኣይብልን ስለዚ በቶም ዚወቕሱ ህኩያት ዘኮነስ በቶም ዘተባብዑ ትጉሃት እናጠመትኪ መደብኪ ቀጽሊ። ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኪ እግዚኣብሄር በረኸቱ የብዝሓልኪ። ኣገ።ተክለሃይማኖት ኢዮብ ካናዳ
My dear sister 🫶💝 God bless with all your family and Eritrean people 🇪🇷🎉🎉🎉
ኣሜን ኣሜን የቐንየልና ዶ/ር ሻሮን::
ኣሜን ዶቶረ, ጽቡቕ ዕድል ከኣ ን ሩስያ
Important information as usual
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኪ ንዓኽን ን ቤተሰብክን ጓል ኤረይ 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
ይግበረልና ክብርቲ ሓፍትና❤❤
ዶክቶር ሻሮን ኹሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ። ቀጺለ ናይ መዓሰል ናይ ሽሻ ባ ገለ በልና pls
Egzabher entay yesano, xebuk tesfa eyu🙏🙏🙏
Same to you too Dr.Saron Amen 🙏
Dr saron no words to express your effort ...You are so blessed....
የቀንየልና ክብርቲ ሓውትና ዶ/ር ሻሮን❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ዶክተር ርሻን ተባዕን ምቅልልትን ሕንጕልኪ ቡሩህ ብምኽኑ ዝተምሀርክዮ ትምህርን አልኪ ምዓልታዊ እሰምዓክ ርሕስ ሐድሽ ዓመት ንዓኽን ንመላእ ህዝቢ ኤርትራን ይግበረልና❤❤❤❤❤
ኣሜን ዶተረ ።ፑቲነይ ከኣ ከኸይፈኒ መዓት እንዲዩ
I love your energy ❤
የቐንየልና ዶር. ሻሮን።
ሓድሽ ዓመት: ዓመት እምነት፣ ሰላምን ጥዕናን ይግበረልና
🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤ thanks Doctor sharon weldu
ቻዉ ዶክተር ሻሮን ሩሑስ ሐድሽ አመት ይግበረልኪ ብጣእሚ ብጣእሚሚሚሚሚ ነመስግንንን
ዶክተር ሻሮን ብእትህብና ዘይውዳእ ምንጪ ትምርትኺ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግን ነዊሕ ዕድመ ይሃብኪ ኣብ ስራሕኪ ድማ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነ ።
ቀጺለ ግን ሕቶ ኔራትኒ
ናይ ኣለርጂ ኣፍንጫ
ናይ ኣዝማ መዕበስቲ ሕጽረት ትንፋስ መፍትሒ ገለ ተለኪ
Edmen tienan yihabki fetari 🎉🎉🎉🎉🎉mikirti naaki ziweledu weledki🎉🎉🎉🎉🎉🎉1000 amet 🎉🎉🎉🎉yinberu mikirti
ኣቲ ዶክተር ሻሮን ሎሚ ዓቢ ተስፋ ሕሙማት ዝኮነ መድሃኒት ሕዝኪ ብምምጻእኪ ነመስግነኪ ።ጎይታ ትሓዊስዎ ሕሙማት ዝፍወስሉ ይግበሮ።ኩሉ ግዜ ድማ ተስፋ ሕሙማት ሕዝኪ ክትመጺ ንላቦ ከም ብዓልቲ ሞያ ብምካንኪ።
yekeneylna dr sharon amlak yebelo neza kezafet zekonet hemam zetefea yekun rehus amet yegebero nekulna.🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
Amlak entay yesano kekwen eyou dr sharon fewsu yelaklna amlak thank you berkti haftena neski blexti eki ❤👑🙏
D’Sharon thank you G.B.U 🙏✝️🙏✝️♥️♥️♥️
Thank DR. SHARON ክብረት ይሃብኪ
ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበረልኪ ዶክቶር ሻሮን
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ዜና እዩ ኣብዚ ግዜዚ ኣብ ንብሲ ወከፍ ገዛ ኣትዩ እዩ ሞ ናይ ብሓቂ ፈዋሲ መድሃኒት ይግበሮ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Team afA amlke yebareki dr saron thanku we love you
Amennnnn dr.
ብጣዕሚ ጥዑም ዜና ሐፍትና ዶር ሻሮን
amen blixitu haftey bezi ketali himamm wedey tefueni hiji dima amlak redietu ykawelna❤❤❤
docter ሻሮን ምቅርቲ ኩርዓትና❤❤❤
Amen sharoney amilak yebarkeki amlak yethaqeso ❤
ነቶም ኣብ መላእ ዓለም ሓሚሞም ዘሎው አምላኽ መድሃኒት ይፍጠረሎም ፊጣሪ ደክተር ጡዑም ቃላ ኣፍኪ ይስዓር ብርኽቲ❤🎉
Amen 🙏 Dr. Sharon shikor ❤❤
Dr. Sharon all the best with the new year 2025. God bless you.
Amen amen, Thank u ,Dr sharon:💙💙🙏🏿
Bless you sharoney❤❤❤❤
ጽቡቅ ዜና ኣምላክ ይትሓወሶ
Amen ygbero fetari 🙏🏽🙏🏽🙏🏽Amete rahwan tenan fkrin ygberelna🤲🏽.❤
Amen Egzabher zebenki yibark Dokterey.
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏 Rhus hadis Amet 💕🌹❤️
sharon anbesit ❤❤❤ eti afki kndey yteam kndey seb hawyu kemzelo bezi ztezarebkyo aresti ktfelti moral tesfa geyru ab xbuk knetat yrkeb alo
❤❤❤❤ amen amen amen
Dr. Sharon Great to have honest people like you. GBU and Happy new year 2025🎉🎉🎉🎉🎉
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሳሪ !!!
Amen Amen Amen ❤❤❤
❤❤❤❤ amen Amen sharoneyy abey seb
You’re always great hope of our people.very knowledgeable speech and very helpful to hear about your experience
Thank you so much
From your followers
Semere Fesseha
Hadish tesfa ms hadish Amet. Amlak ytehaweso Dr Sharon blxti haftna thank you🙏🙏🎁💕💕
ዕደመ ጥዕናን ይሃብኪ ብልጽቲ ዶክተር❤
SHARONAY BESERATKI YETAM NESKI JEGNA IKI 🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤TEBAREKI.
Epitom of professionalism and Eritrean humility. You are the rose in an otherwise thorny bush of social media. Thank you for bringing the knowledge to us in the manner you do. Keep up the good work. A wonderful 2025 for you and your family.
Dr Shron a good News god bless you🥰🌹🙏🏾
ዶር ሳሮን እንቋዕ ናብ 2025 ብሰላም ኣብጸሓኪ ❤ ተስፋ ዘስንቕ መደብ ሰሪሕክልና ኣምላክ መመሊሱ ይባርኺ ናይ ፍልጠትኪ ዋልታ ምሳኪ ይንበር ንስኪ እኮ ጂግና ኢኪ እንቋዕ ሓብትና ብቛንቋና ትዛረቢ ኮንኪ ብርክቲ ናይ በሓቂ ኢና ፍትው ነብለኪ ። ብፍጥረትኪ ከኣ ሞጎስ ኣለኪ ካብ ኣምላክ ዝረከብኪዮ ተባረኪ ❤
So proud dr.sharon❤❤❤
Amen blxti haftey❤
👏👏👏ፈጣሪ ፈዋሲ ዝሓመመ ይበሎ
❤❤❤🎉🎉🎉 Ney behaqi Docuter chrone edmane tianne yehabeki Ruhs hadesh Amet yegbrlena
Amen 🙏🙏🙏🥰
Amen ምቅርቲ ዶክተር
Tebariki kbrti haftey 10x
Thank you D. Sharon for good news.
Happy New Year for you and your family.
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
Thank you Dr Sharin❤️🇪🇷❤️🙏🙏🙏
ዕድመ ይሃብኪ
ኒክለር ገሩ ድዩ ክፍውሰና ኣንቲ ብርኽቲ ዶር. ሳሮን ሃብትና እስከበሊ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ሓቂ ይግበሮ 😍😍😂😂
Thanks Dr. Scharon for your Informationen
Amen 🙏🏿 🙏🏿 🙏🏿
Amenn Amlak ytehawoso ❤
ክብርቲ ሓፍትና የቐንየልና ክብረት ይሃብኪ
ዶክተር ሻሮን ንወዲ ሰብ ቀዳማይ ፈዉሱ ተስፋ እምነት እዩ እሞ በዛ ለይቲ ዝሰምዑ ሓዉዮም ክሓድሩ እዮም ካብቲ ጽቡቕ ምዝራብ ኣይትከልከሊ ቀጽልዮ ዶርተር
Amen, amete selamn tienan yegberelna❤❤❤
❤ Amien Amien!!!
Dr. Egziabher Yibarkhki! 2025🎉Rhuss Amet nay Tesfa, MHRET, Selam Amet Yikhunelna!!!!
❤❤❤❤❤ Dr Sharon thanks 🎉🎉🎉
Amen Amen Amen Dr Sharon amlak yibarki