Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ቃል ሂወት የስመዓልና 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
እዋይይይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣስትመህሮ ምስ ጭብጥታቱ ኣምላክ ይመስገን🙏💒🙏ቤተ ክርስትያን ኩሉ ግዜ መልሲ ኣለዎ !ኣነ ብጣዕሚ እየ ተገርመ በቲ ዝነበረ ኩነታትን ትዕግስቲ ኣቦታትን።የሕዋተይ ነዚ ሰነድ እዚ ኣብ እድና እንኮሎ ስለምታይ ብብዝሒ ዘይዝርጋሕ። ኣብ ልሳን ተዋህዶ ዘሎ ብከፍል እዩ ዘሎ እንተዘይተጋግየ።"ሓሶት እንተተደጋገመ ሓቂ ይመስል" መናኒያን ኣቦታትና ከጸልሙ ዝውዕሉ ዘለው ግቡእ መልሲ ኣብ ሰዓቱ ክወሃቦም ኣለዎ ሓደራ ። ነዚ ዘይፈልጥ ህዝቢብዙሕ ስለ ዘሎ ስለ ድሕነት ህዝቢና እልና ዘለና ሓቅታት ሽርርር ንግበሮ። ቃለ ህይወት የስማልና ክቡር ኣቦይ🙏
ቃለ ሂወት የስመዓልና። ብሓቂ ጽቡቕ ጌርካ ኣቕሪብካዮ ኣሎኻ።
መናፍቃን አለኹም ስጋዓ ሎሚ ንስካ ትዛረብ ዘለካ መናፍቃን እካ ንሰብ አይትደናግር ምስ መናፈቃን ንዝኦም እትስዓብ ሰባት ዓይንቲ ልቦና እግዚአብሄር የሃብኩም መምህር ስልጣን እግዚአብሄር አምላክ ፀጋ የብዝሓልካ
ቃል ሂወት የስምዓልና ቀሲስ❤ ጽግኡ የብዝሓልኩም። ግዜኩም ሰዊእኩም ንዓና ኣብ ምሕላዉ ትገብርዎ ዘለኩም ኣገልጉሎት፡ ኣዚና ነመስግን። ዉሑዳት ናይ ሎሚ ወሎዶ ሰብ ሜድያ እምነቶም ኣብ ፖሎቲካን በለካን ለኽዓካን ኮይኑ ተሪፉ፡ ነተን ቅሩብ ቅራቦን ገንዘብን ሓላፊ ዝናን ክብሉ ዘይፍንቅልዎ እምኒ የለን። ኣዝዩ የሕዝን እዩ። ኩሉ እምነቱ ቀዳምነት እንተዝህብ ኣብዚ ኣይምበጻሕናን ኔርና። ገሊኡ ንሽመቱ፡ ገሊኡ ንዝንኡ ገሊኡ ንኣንነቱ ገሊኡ ን ፖሎቲክኡ ክብል ነዛ ቅንዕቲ እምነትና ይሕምስዋን መጻወቲ ይገብርዋን ኣለዉ። ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም፡ ጸበሎም ኣይልከየና።
ስልጣን ከልቢ ውራይ ኢዩ ምልክስካስ ኢዩ ኣመሉ መጀመርታ ጽድቂ ጽድቂ ክጻወት ይፍትን ነይሩ መጽሓፍ ጽሒፊ ኢሉ ይዛረብ ነይሩ ደሓራይ ግን ናብ ተሓድሶ ኣትዩ ንኣቦታትና ክጻረፍ ይውዕል ኣሎ ናብ ቀሺ ማሬቆስ ገጹ ጸርዩ ወረኛ ኮይኑ 😢😢😢😢😢
እወ ኣብኣ እንኮሎ ማርቆስ ደባስ
ቃለሕይወት የሰማዓልና ኣቦና ህዝቢን አሰተወዓል ብሃይምነት ጸዉታ የለን ኣቦታትን አሰተዉዓልም አዪም ዝከዳ ሕጂ ድማ ብዓል ሰልጣን አቲ ሓቂ አዚ ኢያ ናብ ልባኪ ተመለሱ
በጃኩም ነቲ ለውህ ኣምላክ ትጥብርዎ ዶ ይመስለኩም ኣሎ፡አረ እቲ ልብኩም ዶ ነቲ ሕቂ ሒዝዎ የሎን ዩ፡መሓረና 🙏🙏🙏
በዐቲ ጎሐሉ ደኣ ንስኹም እንድኹም ገርኩምዎ ዘለኹም ጀነራል አብርሃ ካሳ ዝጳጳስኩም ነፍስኹም ጥራይ ፈትሹ እግዚአብሄር ውዕሉ ሐዲሩ ሐቂ ክፈርድ ኢዩ
ኢሎሞ ኢልካ ኣይትዛረብ ክቡር ሓው ብርድኢትን መጽናዕትን ተዛረብ - ሕቶ ተሊካ ክኣ ኣነጽር ኣቢልካ ሕተት ።ጽቡቅ ኣለካ ሓቂ ዓቃል እያ ንግዜ ንግደፎ ጥራይ ኣምላክ ከግህዶ እዩ ።
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና።እቲ ኣብ መንጎ ምእመናን ብዙሕ ሕቶታት ዘምጽእ ስለ ዘብራህኩምልና ብጣዕሚ ኢና እነመስግነኩም ምክንያቱ እዞም ሰባት እዚኦም ሰባት ፈላሊኻ ንምክፍፋል እምበር ካልእ ዕላማ የብሎምን። ኣጆኩም በርትዑ ጽቡቅ ጌርኩም ኣቃልዕዎም ደኣ
የሕዋት ከኣ ንሓውና ነተባባዓዮ ሳብስክራይብን ሸርን ንግበርሉ ናብ ኩሉ ክባጻሕ ነዊሕ ዓመትያ ጌራ ግን ክሳብ ሕጂ 1200 ሳብስክራይብ ጥራይ እዩዘለዋ እሞ እቲ ዝሓለፈ ቪድዮታት ውን ሪኢኩም ቡዝሕ ክትማሃር ንኽእል ኢና
ኣንጻር ኣምላኽ ኮለል ኣይትበሉ:- ቃል ኣምላኽ ኣንብቡ:- ሓቂ እያ ሓራ እተውጽእ ... ዮው:8:32-, - 59:28 2ይ ቆረንቶስ 5:20-21፤ ስለዚ ንሕና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ልኡኻት ኢና እሞ ኣምላኽ ብኣና ገይሩ ይምዕድ ኣሎ። ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንከውን፡ ነቲ ሓጢኣት ዘይፈለጠ ኣብ ክንዳና ሓጢኣት ገበሮ። ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ፡ እናበልና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና ንልምነኩም ኣሎና። እ/ሄር ይባርኽኩም::
Qale hiwet ysmana ❤❤
ይቅሪታ ግን ንምንታይ ደኣ ኣብ ገዳም ተቀቢሮም
ክሲ ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ምስ መናፍቃን ሕብረት ጌርኩም እዩ ዝብል እምበር መናፍቅነት ምሂርኩም ኣይነበረን - ሓደ መራሒ ሃይማኖት ምስ መናፍቃን ሕብረት እንተጌሩ ካብ መዓርጉ ከም ዝወርድ ክኣ ብሕጊ ቤተ ክርስትያን ፍ/ነ ኣሰንዩ ይገልጾ ኣሎ ።ቀጺለ ኩሉ ሰብ ካብቲ ዝሰምዖ ተበጊሱ እንድዩ ዝዛረብ ፥ ከምቲ ዝሰማዕናዮ ተኮይኑ ክኣ - ነቦታት መነኮሳት ናይ ኣቡነ እድንርያስ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝመንኮስሉ ፥ ድሕሪ ዕረፍቶም ሬሳኩም ውሰዱልና ወይ ውን ሬሳና ክንወስድ ብምባል - ከም ዝወሰደዎም እዩ ዝግለጽ ድሒሩ ክኣ ብለይቲ ኣብ ገዳም ከም ዝቀበርዎም ተራእዩ ማለት ዩ - ስለዚ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣይኮነን ኣብ ገዳም ቅበርዎም ኢልዎም - ድሕሪ ከምኡ ምግባሮም እንታይ ስጉምቲ ተወሲድሎም ውን ብዙሕ ይዝረብ ዩ ። እዚ ግና ካብቲ ዝረኣናዮን ዝሰማዕናዮን ተበጊስና ናትና ኣረኣእያ እዩ እምበር - እቲ ቀንዲ እቶም ኣቦታት ኣቡነ እንድርያስን ቅዱስ ሲኖዶስን ዮም ዝፈልጥዎ።
@@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨAbona Entenyos Abo Orthodox Tewahdo Araya koynomna Eyom Ente Niskan Kemaka gin Bihasot Hizbi Einda Felalekum Zey Kirstyanawi tikedue Alekum 🙁
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ መን እዩ ከምኡ ዝገብር ዘሎ ኣምላክ ይርኢ ኣሎ ክቡር ሓው - ካብ ስምዒትን ወጺካ ብርድኢት ክኣ ንዛረብ - ንሓሳበይ ክትርዳእ ፈትን ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና። ጸባ ኣስቲኩሙና ጸባ ስተዩ
ኣንታ ሓዋዊስኩሙልና እንበር ኣበይ ደኣ ኔርኩም እዚ ኩሉ ክበሃልን ክግበርን ኩሉ ኣብ ግዚኡን ሰዓቱን እንተ ዝቀርብ ኩሉ ሰብ ልቡ ኣይምተፈራረቀን ንካልእ ግዜ ለብሙሉ እዚ ጉዳይ ክብል ይፈቱ የቀንየለይ
ሰብ ድኣ ኣይረኣዮን እምበር - ቅድሚ 3/4 ዓመት እዩ ወጽዩ ኔሩ ። ሰብ ግና ነቲ ቁራጽ እዩ ዝርኢ ። ብክልቲኡ ወገን በቲ ሓደ 5/6 ክፋል በቲ ሓደ 9 ክፋል ወጽዩ ሰብ ክኣ ንዕኡ ብግቡእ ተዝሰምዖ ንጹር መረዳእታ ምሓዘ።
እወ ሓቕካ ዝሓወይ ሕጂ እንድየ ሪኤዮ ኣብቲ ቻነል ኣትየ ክብረት ይሃበለይ ዝሓወይ
@@robikeshi8804 ጸገም የለን ክቡር ሓው - ኣብዚ ቻነል ውሑድ እዩ ዘሎ ጉባኤ ሊቃውንትን ስምረት ገዳምን ዘውጽዎ ኣሎ ኣብ ልሳን ተዋህዶ 9 ክፋል - 2019/2020 ዝወጸ።
ንሓቁ እንተትምስክር ሓራ ምወጻኻ ሓውንሓቂ ክትዓብጥ ኣይክኣልን ደድሕር ኣምላኽ ምኻድ ምስ ኣምላኽ ምዓረቐና
ሪኢካዮ'ዶ ብምልእታ እዛ ቪድዮ ሓወይ። ጽቡቅ ጌርካ ርኣያ እዛ ቪድዮ ኩሉ ሓቂ ኣብኣ ኣሎ።
Kale hiwet yesmealna egziabher nhagernan betekrstyanan yehalu❤🙏
Selam bruk hawey kem fkad amlak menafk ab gedam ykber deu?????????
Menafk do eluwom eyu
ሓው ስልጣን ኩሉ ሓቁ እዩ ኣቦና ኣንጦንዮስ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
"እዚሞ ንኣቡነ እንጦንዮስ መናፍቕ ንምባል ፈጺሙ ጥብጢ ክኸውን ኣይክእልን እዩ፡ምኽንያቱ ኣብ ሃገርና መዝሙር ኣብ ዘይፍለጠሉ ዝነበረ ጊዜ፡እሞ ኸኣ ኣቦና ከም ኣቦ ደኣ እዮም ዝምርቑ ዘለዉ ዘለዉ እምበር፡ብዛዕባ ናይ ስሕተት ትምርቲ መርመራ ገይሩ ከቕርብ ዝግብኦ ጉባኤ ሊቃውንቲ እዩ።ስለዚ እቲ ኩፉእ ተግባር ብክልቲኡ እዩ ዘሎ፡ከመይ ገይርካ ተጸልም።
ክቡር ሓው - ካብ ስምዒት ውጽእ ኢልና ብህዱእ መንፈስ ከነዕልል ንክእል ዲና ፍቃደና ዲካ ።
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ሓውና እንተስልጣን ፎኪስ ንስኻ ጥራሕ ናይ ሰብ ዘረባ እንዳምጻኻ ትከስስ መሲልኻ ነይሩ 😢😢😢
Qal hiwet yesmialna
ቃለሂወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና ጠፍአዎም ኣይኮነን አናፈለጡ አዮም ልቦም ደፍንዎም
እቲ ፍምፍቅና እንታይ ምካኑ ፍለጦ፣ኣምላክ ኣብኤርትራ ዝምለክ ጥራይ እየ ዝመሰለኩም ሓቀይ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እዚ ዝዛረብ ዘሎ ግን እንታይ ኮይኑ ዘይርኤእንዳረኣናዮ ዘይምህር
በዓል ሱልጣን ኣቡነ እንጦንዮስ መናፍቕ ይኹኑ ኣይኹኑ ንዓና ንኤርትራውያንን ነቶም በቶም ቤቴክርስትያንን ሃገርን ንሓምም እምበር እንታ ይምልከተኩም፡ ኣቡነ-ኣንጦንዮስ ይኽሓዱ ኣይኽሓዱ ካብ ቤተ-ክርስትያንን ካብ ዓዶምን ህዝቦምን ኣይወጹን፡ ወላ ተቛውሞ መንግስቲ እንተ ነበሮም ከምዛ ህዝቢ ትግራይ ተገፊዑ እዩ ኢሎም ናይ ኢትዮጵያ ጳጳስ ኣብ ግዜ ወግእ ኢትዮ-ትግራይ ምስ ህዝበይ ዝበልዎ፡ ኣብቲ ግዜ ኲናትን ወረ ኲናትንሕልኽላኽን ምንፍቕና መናሃሪ ጌረሞ ዚነበረ፡ግዜ ሳንክሽን፡ግዜ ጥልመት፡ ንባዓል ዶክተር ተኽላኣብን ካልኦትን፡ንቐሺ ገብረሚካኤልን ብወረቐት ከወግዙ ከለዉ፡ንህዝበይ ባዕለይ ክመርሖ ወይ ባዕልኻ ምርሓዮዝበልዎ ከነመሳስሎ ከለና ልክዕ ከም ናይ ኢትዮጳጳስ ዘበነ ኢትዮ-ትግራይ ኲናት ምስ ህዝበይ ዝበልዎምስ ህዝበይ ኢዮም ክብሉ ኔርዎም፡ ሃገራዊ ድሕነትን፡ሃይማኖታዊ ጉዳይ ኤርትራንብዓይኒ ዕንቊ ሪኢዮም ንድሕነት ህዝቦም ክሰርሑ ከለዉ መንግስቲ ኣይውጽኦም ወላ ሲኖዶስ ዝለዚ ኣታ ህዝቢ ነዚኦም ከምዚኦም ሰሚዕኩም፡ መማልዕቲ ፒትሽንን፡መማልእቲ ኦርኒግን ኮይንኩም ደለኹም ትጠፉኡን ትልከሙን ደለኹም ወይልኹም፡ ወላ እቲ ዝብልዎ እኳ መዓልታዊ እና ቀያየሩ ካብ ኣፎም ጥራይ ምምሃር ይከኣል'ዩ፡፡ ድያቆን ዓንድ-ማርያም ነዚ ኣለሊኻ ከተጣቕስን ብትግሃት ፈሊኻ ክትሕዞ ዘኽኣለካ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ።
አታ ደንቆሮ እሞ ዳአ አብቲ ናይ እንዳ መድሓኒ አለም ደይ አቡነ አንጠንዮስ እዮም ምስኦም ዝንነበርሩ ስልጣን ርእሲ ሓምሓም
Aye nskatkum nbeynkum ekum😊
nska tekonkas getska kelieka baelka melsi habo kab video ktari twel
እዚ ኩልና ሼር ንግበሮ ሰብ ክነቅሕ አሎዎ።
ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልካ ክቡር ሓው - ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎድንካ ኣለና ።ብዙሕ ዝዝረብ ነርና - ግና ዝርዳእ የለን ኢልና እንዲና ስቅ መሪጽና - ሕጂ ግና ስቅታ ይኣክል ......
ንሓቂ ድዪ እዚ መልሲ ወላ ንስለ ምምላስ ኢኩም ትምሉሱ ዘለኩም በጃኩም
"መናፍቕ እንተ ኮይኖም ደኣ ከመይ ኣብ እንዳ ኣቡነ እንድርያስ ቀቢርኩሞም፧ዶስ ዋላ መናፍቓን ኣብ ገዳማት ክቕበሩ ይፍቀዶም እዩ፧
ምስ መናፍቃን ሕብረት ገርኩም እዩ እቲ ክሲ ፈለማ ዘውረዶም እምበር መናፍቅነት ክምህሩ ስለ ዝተሰምዐ ኣይኮነን - እዚ ክኣ ብመንጽር ፍ/ነ ሓደ ብዓል መዓርግ ሕብረት ምስ መናፍቃን ተገሩ ካብ መዓርጉ ይሰዓር ይብል & ኣቦታት ገዳም ኣቡነ እንድርያስ እዞም ሕጂ ተዓሪቆም ዘለዉ እዮም ኣብኡ ቀቢሮሞም እምበር ቅዱስ ሲኖዶስ ኣይኮኑን - እቲ ዛንታን ታሪክን ነዊሕ እዩ ብሕጽር ዝበለ ነዚ ይመስል።
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና
Eritrewiyan papasatn ethiopiawiyan papasat8n hasewtin medakertin eyom ane ketsliuni meat eyom begakum eziom kehadti sikezikonu aemiroom tiuy ayikonen.
ቃለሂወት የስመዓልና ፡ እንታይ ደኣ ኮኑ ሕጂ ኣብ ጌጋ መንገዲ ኮይኑ ብዙሕ ዝልፍልፍ ዘሎ።
ገሪሙና ኮ ንሕና ውን.
ንሱ ሐቂ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ንስኩም ጊን አምላክ ባዕሉ ይፍረድኩም
"ኩሉኹም ሓደ፡ኣይትድኅኑ ኣይተድኅኑ"
ኣብቲ ቃል ቅዱስ መጽሓፍ ከምዚ ደፊርካ ምዝራብ ከፍርደካ ኢዩ።ሕጂዉን ክርሰቶስ የሱስ ስጋዕ ምጽኣት ከማልደልና ኢዩ።
ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስኩላትና ይኩን ዕቅበተ ተዋህዶ ቻነል ብጣዕሚ ብእተቅርቦ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዘሓልካ ኣቃልዓዮም ደኣ እዞም ሰብ ክልተ መልሓስ
Nmen eika bezi ketemeno
ነቲ ብምስትውዓልን ብርእሱን ዝምራሕን - ንሓቂ ክፈልጥ ከየዳለወ ዘመዛዝንን ዘጽንዕን።
ተገዲስካ እባ መልሰለይ ክፍልጥ ስለ ዝደለኩ እየ
ኣብታ ቀዳመይቲ ሕቶኩም ተገሊጹ ኣሎ
ቃለ ሕይወት የስማዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም
እቲ ስም channel ኣንእስ ኣቢልኩም ኣብ ሓደ ጸግዒ ግበርዎ🙏
Suk bel bariya hmaq seb , abtat wsane kea ybl Antay zbele zereba, Aythafrn dika ke
ካብ ጸርፍን ስምዒትን ወጺካ - ብርድኢትን ንኣፍልጦን ተዛረብ ክቡር ሓው - ሓቂ ዓቃል ያ ።
@ kela Suk aski Bel ,Men iyu khafrelkum Betechrsitan ab mahyur anda neberet qurub do ayameakumun iyu ,Barayu
@selteneyohannes6469 ክቡር ሓው ሓሳባትካ ካብ ጸርፍን ስምዒትን ወጺካ ክትገልጽ ፈትን ከምኡ ውን ብካሊእ ብዝሰማዕካዮ ዘይኮነ - እቲ ክትሓቶ ዝደለካ ጉዳይ እምነት ተኮይኑ ኣነጺርካ ሕተት።
@@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ mahikinay abey ilkayo nska,Papas 16 amet asaqikum tqetlu ikum aqo Azi aytresayo ika ,
ATI sealile qds zbl zelo aleyo.Adena Mariam kem beal nska barayu srat hgdef ztqemlu sm aykonen
ደወያቆን ሓዚነልካ
ንሱ እቲ ዝበጽሖን ዝፈልጦን ይዛረብ ኣሎ - ንስካ ክኣ ትፈልጦ ተለካ ተዛረብ ብመርትዖ ክቡር ሓው።
ኣታ ርእሰ ምትሓት ኣጥፍእ! ሃይማኖትካ መስራቲኣ ክርስቶስ እንተኾይኑ ኣይትፍራህ! ክርስቶስ ጥራይ ስበኸላ ተወዳደር!
እቲ ሽግር ናትኩም አይኮነን እቲ ስርዓት ኢዩ ዝገብረና ዘሎ እቲ ስርዓት አብ ዝጠፍአላ ግን አበይ ከምትበጽሑ ንግዜ ንግደፎ ስርዓታት ሓላፍቲ ምዃኖም ጥራሕ ፍለጡ እኹም።
ፖለቲካን እምነትን ፈላሊካ ተዛረብ ብሩክ ሓው - ከምኡ ውን ብርድኢትን ካብ ስምዒት ወጺካን ( ኣብ እምነት)።
ንስኻ ንባዕልካ ብጽልኢ ዓዊርካ ዘለኻ ኢኻ ሓሳዊ ሎክመኛ ኢኻ ፡
ካብ ቃልካ ዋላ ሓንቲ ብስነ ስርዓት ክትግስጽ ክትምህር ኣይከክካን ብናይ ቂም ጽልእን ተደሪክካ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ
ዋእ እንታይ ኢካ ትብል ዘለኻ፣ንፍቅሪ ሰበኩ፣ንኣድነት ተበገሱ፣ኣብ ሓደ መፂኩም ሸግርኩም ክትፈትሑ ተጋደሉማዕዶ ማዕዶ ኮንኩም ኣይትፈላልዩና።
ራባዓይ ቪድዮ ሰሪሕካ መጺካ ሕጂ ዉን ሓሙሻይ ክንጽበየካ ኢና ክክክክክ ሰሪሕካ ዜይትበልዕ ፡ ኣቦካ ኣቡነ ቃርያስ እድዩ ዜይትወርደሎም ኢካ እዞም ኣቦ ናይ ቅዱስ ሲኖዶስ ወጺኢና ኢና ካባኩም ኢልኩም ናትኩም ሕብሬት ቤተክርስትያናት ዝብል ብማቃርያስ ዝምራሕ እምነት ኣሌኩም መን ዓዲምካ ኢካ ሃሌዉሎው ትብል ኣንታ መሕፌሪ ኣልቦ እቶም ሎሚ ኣቦታተይ ኢልካ ትምካሓሎም ዘሌካ ትማሌ ንስካ ትጸርፎም ዝነበርካ ሰብ ኢካ።
ግን ትጅምሩዎ ኢኩ ዘሎኩ ቀጽልዎ
😢😢😢 men dea kmexeka txibe aleka
ቃል ሂወት የስመዓልና 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏
እዋይይይ ብሓቂ ደስ ዝብል ኣስትመህሮ ምስ ጭብጥታቱ ኣምላክ ይመስገን🙏💒🙏
ቤተ ክርስትያን ኩሉ ግዜ መልሲ ኣለዎ !
ኣነ ብጣዕሚ እየ ተገርመ በቲ ዝነበረ ኩነታትን ትዕግስቲ ኣቦታትን።
የሕዋተይ ነዚ ሰነድ እዚ ኣብ እድና እንኮሎ ስለምታይ ብብዝሒ ዘይዝርጋሕ። ኣብ ልሳን ተዋህዶ ዘሎ ብከፍል እዩ ዘሎ እንተዘይተጋግየ።
"ሓሶት እንተተደጋገመ ሓቂ ይመስል"
መናኒያን ኣቦታትና ከጸልሙ ዝውዕሉ ዘለው ግቡእ መልሲ ኣብ ሰዓቱ ክወሃቦም ኣለዎ ሓደራ ። ነዚ ዘይፈልጥ ህዝቢብዙሕ ስለ ዘሎ ስለ ድሕነት ህዝቢና እልና ዘለና ሓቅታት ሽርርር ንግበሮ።
ቃለ ህይወት የስማልና ክቡር ኣቦይ🙏
ቃለ ሂወት የስመዓልና። ብሓቂ ጽቡቕ ጌርካ ኣቕሪብካዮ ኣሎኻ።
መናፍቃን አለኹም ስጋዓ ሎሚ ንስካ ትዛረብ ዘለካ መናፍቃን እካ ንሰብ አይትደናግር ምስ መናፈቃን ንዝኦም እትስዓብ ሰባት ዓይንቲ ልቦና እግዚአብሄር የሃብኩም መምህር ስልጣን እግዚአብሄር አምላክ ፀጋ የብዝሓልካ
ቃል ሂወት የስምዓልና ቀሲስ❤ ጽግኡ የብዝሓልኩም። ግዜኩም ሰዊእኩም ንዓና ኣብ ምሕላዉ ትገብርዎ ዘለኩም ኣገልጉሎት፡ ኣዚና ነመስግን። ዉሑዳት ናይ ሎሚ ወሎዶ ሰብ ሜድያ እምነቶም ኣብ ፖሎቲካን በለካን ለኽዓካን ኮይኑ ተሪፉ፡ ነተን ቅሩብ ቅራቦን ገንዘብን ሓላፊ ዝናን ክብሉ ዘይፍንቅልዎ እምኒ የለን። ኣዝዩ የሕዝን እዩ። ኩሉ እምነቱ ቀዳምነት እንተዝህብ ኣብዚ ኣይምበጻሕናን ኔርና። ገሊኡ ንሽመቱ፡ ገሊኡ ንዝንኡ ገሊኡ ንኣንነቱ ገሊኡ ን ፖሎቲክኡ ክብል ነዛ ቅንዕቲ እምነትና ይሕምስዋን መጻወቲ ይገብርዋን ኣለዉ። ኣምላኽ ናብ ልቦም ይምለሶም፡ ጸበሎም ኣይልከየና።
ስልጣን ከልቢ ውራይ ኢዩ ምልክስካስ ኢዩ ኣመሉ መጀመርታ ጽድቂ ጽድቂ ክጻወት ይፍትን ነይሩ መጽሓፍ ጽሒፊ ኢሉ ይዛረብ ነይሩ ደሓራይ ግን ናብ ተሓድሶ ኣትዩ ንኣቦታትና ክጻረፍ ይውዕል ኣሎ ናብ ቀሺ ማሬቆስ ገጹ ጸርዩ ወረኛ ኮይኑ 😢😢😢😢😢
እወ ኣብኣ እንኮሎ ማርቆስ ደባስ
ቃለሕይወት የሰማዓልና ኣቦና ህዝቢን አሰተወዓል ብሃይምነት ጸዉታ የለን ኣቦታትን አሰተዉዓልም አዪም ዝከዳ ሕጂ ድማ ብዓል ሰልጣን አቲ ሓቂ አዚ ኢያ ናብ ልባኪ ተመለሱ
በጃኩም ነቲ ለውህ ኣምላክ ትጥብርዎ ዶ ይመስለኩም ኣሎ፡አረ እቲ ልብኩም ዶ ነቲ ሕቂ ሒዝዎ የሎን ዩ፡
መሓረና 🙏🙏🙏
በዐቲ ጎሐሉ ደኣ ንስኹም እንድኹም ገርኩምዎ ዘለኹም ጀነራል አብርሃ ካሳ ዝጳጳስኩም ነፍስኹም ጥራይ ፈትሹ እግዚአብሄር ውዕሉ ሐዲሩ ሐቂ ክፈርድ ኢዩ
ኢሎሞ ኢልካ ኣይትዛረብ ክቡር ሓው ብርድኢትን መጽናዕትን ተዛረብ - ሕቶ ተሊካ ክኣ ኣነጽር ኣቢልካ ሕተት ።
ጽቡቅ ኣለካ ሓቂ ዓቃል እያ ንግዜ ንግደፎ ጥራይ ኣምላክ ከግህዶ እዩ ።
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና።እቲ ኣብ መንጎ ምእመናን ብዙሕ ሕቶታት ዘምጽእ ስለ ዘብራህኩምልና ብጣዕሚ ኢና እነመስግነኩም ምክንያቱ እዞም ሰባት እዚኦም ሰባት ፈላሊኻ ንምክፍፋል እምበር ካልእ ዕላማ የብሎምን። ኣጆኩም በርትዑ ጽቡቅ ጌርኩም ኣቃልዕዎም ደኣ
የሕዋት ከኣ ንሓውና ነተባባዓዮ ሳብስክራይብን ሸርን ንግበርሉ ናብ ኩሉ ክባጻሕ ነዊሕ ዓመትያ ጌራ ግን ክሳብ ሕጂ 1200 ሳብስክራይብ ጥራይ እዩዘለዋ እሞ እቲ ዝሓለፈ ቪድዮታት ውን ሪኢኩም ቡዝሕ ክትማሃር ንኽእል ኢና
ኣንጻር ኣምላኽ ኮለል ኣይትበሉ:- ቃል ኣምላኽ ኣንብቡ:- ሓቂ እያ ሓራ እተውጽእ ... ዮው:8:32-,
- 59:28 2ይ ቆረንቶስ 5:20-21፤ ስለዚ ንሕና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ልኡኻት ኢና እሞ ኣምላኽ ብኣና ገይሩ ይምዕድ ኣሎ። ንሕና ብእኡ ጽድቂ ኣምላኽ ምእንቲ ኽንከውን፡ ነቲ ሓጢኣት ዘይፈለጠ ኣብ ክንዳና ሓጢኣት ገበሮ። ምስ ኣምላኽ ተዓረቑ፡ እናበልና ኣብ ክንዲ ክርስቶስ ኴንና ንልምነኩም ኣሎና።
እ/ሄር ይባርኽኩም::
Qale hiwet ysmana ❤❤
ይቅሪታ ግን ንምንታይ ደኣ ኣብ ገዳም ተቀቢሮም
ክሲ ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ምስ መናፍቃን ሕብረት ጌርኩም እዩ ዝብል እምበር መናፍቅነት ምሂርኩም ኣይነበረን - ሓደ መራሒ ሃይማኖት ምስ መናፍቃን ሕብረት እንተጌሩ ካብ መዓርጉ ከም ዝወርድ ክኣ ብሕጊ ቤተ ክርስትያን ፍ/ነ ኣሰንዩ ይገልጾ ኣሎ ።
ቀጺለ ኩሉ ሰብ ካብቲ ዝሰምዖ ተበጊሱ እንድዩ ዝዛረብ ፥ ከምቲ ዝሰማዕናዮ ተኮይኑ ክኣ - ነቦታት መነኮሳት ናይ ኣቡነ እድንርያስ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝመንኮስሉ ፥ ድሕሪ ዕረፍቶም ሬሳኩም ውሰዱልና ወይ ውን ሬሳና ክንወስድ ብምባል - ከም ዝወሰደዎም እዩ ዝግለጽ ድሒሩ ክኣ ብለይቲ ኣብ ገዳም ከም ዝቀበርዎም ተራእዩ ማለት ዩ - ስለዚ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣይኮነን ኣብ ገዳም ቅበርዎም ኢልዎም - ድሕሪ ከምኡ ምግባሮም እንታይ ስጉምቲ ተወሲድሎም ውን ብዙሕ ይዝረብ ዩ ።
እዚ ግና ካብቲ ዝረኣናዮን ዝሰማዕናዮን ተበጊስና ናትና ኣረኣእያ እዩ እምበር - እቲ ቀንዲ እቶም ኣቦታት ኣቡነ እንድርያስን ቅዱስ ሲኖዶስን ዮም ዝፈልጥዎ።
@@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨAbona Entenyos Abo Orthodox Tewahdo Araya koynomna Eyom Ente Niskan Kemaka gin Bihasot Hizbi Einda Felalekum Zey Kirstyanawi tikedue Alekum 🙁
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ መን እዩ ከምኡ ዝገብር ዘሎ ኣምላክ ይርኢ ኣሎ ክቡር ሓው - ካብ ስምዒትን ወጺካ ብርድኢት ክኣ ንዛረብ - ንሓሳበይ ክትርዳእ ፈትን ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና። ጸባ ኣስቲኩሙና ጸባ ስተዩ
ኣንታ ሓዋዊስኩሙልና እንበር ኣበይ ደኣ ኔርኩም እዚ ኩሉ ክበሃልን ክግበርን
ኩሉ ኣብ ግዚኡን ሰዓቱን እንተ ዝቀርብ ኩሉ ሰብ ልቡ ኣይምተፈራረቀን ንካልእ ግዜ ለብሙሉ እዚ ጉዳይ ክብል ይፈቱ የቀንየለይ
ሰብ ድኣ ኣይረኣዮን እምበር - ቅድሚ 3/4 ዓመት እዩ ወጽዩ ኔሩ ። ሰብ ግና ነቲ ቁራጽ እዩ ዝርኢ ። ብክልቲኡ ወገን በቲ ሓደ 5/6 ክፋል በቲ ሓደ 9 ክፋል ወጽዩ ሰብ ክኣ ንዕኡ ብግቡእ ተዝሰምዖ ንጹር መረዳእታ ምሓዘ።
እወ ሓቕካ ዝሓወይ ሕጂ እንድየ ሪኤዮ ኣብቲ ቻነል ኣትየ ክብረት ይሃበለይ ዝሓወይ
@@robikeshi8804 ጸገም የለን ክቡር ሓው - ኣብዚ ቻነል ውሑድ እዩ ዘሎ ጉባኤ ሊቃውንትን ስምረት ገዳምን ዘውጽዎ ኣሎ ኣብ ልሳን ተዋህዶ 9 ክፋል - 2019/2020 ዝወጸ።
ንሓቁ እንተትምስክር ሓራ ምወጻኻ ሓው
ንሓቂ ክትዓብጥ ኣይክኣልን
ደድሕር ኣምላኽ ምኻድ ምስ ኣምላኽ ምዓረቐና
ሪኢካዮ'ዶ ብምልእታ እዛ ቪድዮ ሓወይ። ጽቡቅ ጌርካ ርኣያ እዛ ቪድዮ ኩሉ ሓቂ ኣብኣ ኣሎ።
Kale hiwet yesmealna egziabher nhagernan betekrstyanan yehalu❤🙏
Selam bruk hawey kem fkad amlak menafk ab gedam ykber deu?????????
Menafk do eluwom eyu
ክሲ ናይ ኣቡነ እንጦንዮስ ምስ መናፍቃን ሕብረት ጌርኩም እዩ ዝብል እምበር መናፍቅነት ምሂርኩም ኣይነበረን - ሓደ መራሒ ሃይማኖት ምስ መናፍቃን ሕብረት እንተጌሩ ካብ መዓርጉ ከም ዝወርድ ክኣ ብሕጊ ቤተ ክርስትያን ፍ/ነ ኣሰንዩ ይገልጾ ኣሎ ።
ቀጺለ ኩሉ ሰብ ካብቲ ዝሰምዖ ተበጊሱ እንድዩ ዝዛረብ ፥ ከምቲ ዝሰማዕናዮ ተኮይኑ ክኣ - ነቦታት መነኮሳት ናይ ኣቡነ እድንርያስ ኣቡነ እንጦንዮስ ዝመንኮስሉ ፥ ድሕሪ ዕረፍቶም ሬሳኩም ውሰዱልና ወይ ውን ሬሳና ክንወስድ ብምባል - ከም ዝወሰደዎም እዩ ዝግለጽ ድሒሩ ክኣ ብለይቲ ኣብ ገዳም ከም ዝቀበርዎም ተራእዩ ማለት ዩ - ስለዚ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣይኮነን ኣብ ገዳም ቅበርዎም ኢልዎም - ድሕሪ ከምኡ ምግባሮም እንታይ ስጉምቲ ተወሲድሎም ውን ብዙሕ ይዝረብ ዩ ።
እዚ ግና ካብቲ ዝረኣናዮን ዝሰማዕናዮን ተበጊስና ናትና ኣረኣእያ እዩ እምበር - እቲ ቀንዲ እቶም ኣቦታት ኣቡነ እንድርያስን ቅዱስ ሲኖዶስን ዮም ዝፈልጥዎ።
ሓው ስልጣን ኩሉ ሓቁ እዩ ኣቦና ኣንጦንዮስ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም
"እዚሞ ንኣቡነ እንጦንዮስ መናፍቕ ንምባል ፈጺሙ ጥብጢ ክኸውን ኣይክእልን እዩ፡ምኽንያቱ ኣብ ሃገርና መዝሙር ኣብ ዘይፍለጠሉ ዝነበረ ጊዜ፡እሞ ኸኣ ኣቦና ከም ኣቦ ደኣ እዮም ዝምርቑ ዘለዉ ዘለዉ እምበር፡ብዛዕባ ናይ ስሕተት ትምርቲ መርመራ ገይሩ ከቕርብ ዝግብኦ ጉባኤ ሊቃውንቲ እዩ።ስለዚ እቲ ኩፉእ ተግባር ብክልቲኡ እዩ ዘሎ፡ከመይ ገይርካ ተጸልም።
ክቡር ሓው - ካብ ስምዒት ውጽእ ኢልና ብህዱእ መንፈስ ከነዕልል ንክእል ዲና ፍቃደና ዲካ ።
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ሓውና እንተስልጣን ፎኪስ ንስኻ ጥራሕ ናይ ሰብ ዘረባ እንዳምጻኻ ትከስስ መሲልኻ ነይሩ 😢😢😢
Qal hiwet yesmialna
ቃለሂወት የስመዓልና ኩቡር ኣቦና ጠፍአዎም ኣይኮነን አናፈለጡ አዮም ልቦም ደፍንዎም
እቲ ፍምፍቅና እንታይ ምካኑ ፍለጦ፣
ኣምላክ ኣብኤርትራ ዝምለክ ጥራይ እየ ዝመሰለኩም ሓቀይ
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
እዚ ዝዛረብ ዘሎ ግን እንታይ ኮይኑ ዘይርኤ
እንዳረኣናዮ ዘይምህር
በዓል ሱልጣን ኣቡነ እንጦንዮስ መናፍቕ ይኹኑ ኣይኹኑ ንዓና ንኤርትራውያንን ነቶም በቶም ቤቴክርስትያንን ሃገርን ንሓምም እምበር እንታ ይምልከተኩም፡ ኣቡነ-ኣንጦንዮስ ይኽሓዱ ኣይኽሓዱ ካብ ቤተ-ክርስትያንን ካብ ዓዶምን ህዝቦምን ኣይወጹን፡ ወላ ተቛውሞ መንግስቲ እንተ ነበሮም ከምዛ ህዝቢ ትግራይ ተገፊዑ እዩ ኢሎም ናይ ኢትዮጵያ ጳጳስ ኣብ ግዜ ወግእ ኢትዮ-ትግራይ ምስ ህዝበይ ዝበልዎ፡
ኣብቲ ግዜ ኲናትን ወረ ኲናትን
ሕልኽላኽን ምንፍቕና መናሃሪ ጌረሞ ዚነበረ፡
ግዜ ሳንክሽን፡ግዜ ጥልመት፡
ንባዓል ዶክተር ተኽላኣብን ካልኦትን፡
ንቐሺ ገብረሚካኤልን ብወረቐት ከወግዙ ከለዉ፡
ንህዝበይ ባዕለይ ክመርሖ ወይ ባዕልኻ ምርሓዮ
ዝበልዎ ከነመሳስሎ ከለና ልክዕ ከም ናይ ኢትዮ
ጳጳስ ዘበነ ኢትዮ-ትግራይ ኲናት ምስ ህዝበይ ዝበልዎ
ምስ ህዝበይ ኢዮም ክብሉ ኔርዎም፡
ሃገራዊ ድሕነትን፡ሃይማኖታዊ ጉዳይ ኤርትራን
ብዓይኒ ዕንቊ ሪኢዮም ንድሕነት ህዝቦም ክሰርሑ ከለዉ
መንግስቲ ኣይውጽኦም ወላ ሲኖዶስ ዝለዚ ኣታ ህዝቢ ነዚኦም ከምዚኦም ሰሚዕኩም፡ መማልዕቲ ፒትሽንን፡መማልእቲ ኦርኒግን ኮይንኩም ደለኹም ትጠፉኡን ትልከሙን ደለኹም ወይልኹም፡ ወላ እቲ ዝብልዎ እኳ መዓልታዊ እና ቀያየሩ ካብ ኣፎም ጥራይ ምምሃር ይከኣል'ዩ፡፡ ድያቆን ዓንድ-ማርያም ነዚ ኣለሊኻ ከተጣቕስን ብትግሃት ፈሊኻ ክትሕዞ ዘኽኣለካ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ።
አታ ደንቆሮ እሞ ዳአ አብቲ ናይ እንዳ መድሓኒ አለም ደይ አቡነ አንጠንዮስ እዮም ምስኦም ዝንነበርሩ ስልጣን ርእሲ ሓምሓም
Aye nskatkum nbeynkum ekum😊
nska tekonkas getska kelieka baelka melsi habo kab video ktari twel
እዚ ኩልና ሼር ንግበሮ ሰብ ክነቅሕ አሎዎ።
ኣምላክ ጸጉ የብዝሓልካ ክቡር ሓው - ኣጆካ ቀጽሎ ኣብ ጎድንካ ኣለና ።
ብዙሕ ዝዝረብ ነርና - ግና ዝርዳእ የለን ኢልና እንዲና ስቅ መሪጽና - ሕጂ ግና ስቅታ ይኣክል ......
ንሓቂ ድዪ እዚ መልሲ ወላ ንስለ ምምላስ ኢኩም ትምሉሱ ዘለኩም በጃኩም
"መናፍቕ እንተ ኮይኖም ደኣ ከመይ ኣብ እንዳ ኣቡነ እንድርያስ ቀቢርኩሞም፧ዶስ ዋላ መናፍቓን ኣብ ገዳማት ክቕበሩ ይፍቀዶም እዩ፧
ምስ መናፍቃን ሕብረት ገርኩም እዩ እቲ ክሲ ፈለማ ዘውረዶም እምበር መናፍቅነት ክምህሩ ስለ ዝተሰምዐ ኣይኮነን - እዚ ክኣ ብመንጽር ፍ/ነ ሓደ ብዓል መዓርግ ሕብረት ምስ መናፍቃን ተገሩ ካብ መዓርጉ ይሰዓር ይብል & ኣቦታት ገዳም ኣቡነ እንድርያስ እዞም ሕጂ ተዓሪቆም ዘለዉ እዮም ኣብኡ ቀቢሮሞም እምበር ቅዱስ ሲኖዶስ ኣይኮኑን - እቲ ዛንታን ታሪክን ነዊሕ እዩ ብሕጽር ዝበለ ነዚ ይመስል።
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና
Eritrewiyan papasatn ethiopiawiyan papasat8n hasewtin medakertin eyom ane ketsliuni meat eyom begakum eziom kehadti sikezikonu aemiroom tiuy ayikonen.
ቃለሂወት የስመዓልና ፡ እንታይ ደኣ ኮኑ ሕጂ ኣብ ጌጋ መንገዲ ኮይኑ ብዙሕ ዝልፍልፍ ዘሎ።
ገሪሙና ኮ ንሕና ውን.
ንሱ ሐቂ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ ንስኩም ጊን አምላክ ባዕሉ ይፍረድኩም
"ኩሉኹም ሓደ፡ኣይትድኅኑ ኣይተድኅኑ"
ኣብቲ ቃል ቅዱስ መጽሓፍ ከምዚ ደፊርካ ምዝራብ ከፍርደካ ኢዩ።
ሕጂዉን ክርሰቶስ የሱስ ስጋዕ ምጽኣት ከማልደልና ኢዩ።
ሰላም እግዚኣብሔር ኣምላክ ምስኩላትና ይኩን ዕቅበተ ተዋህዶ ቻነል ብጣዕሚ ብእተቅርቦ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዘሓልካ ኣቃልዓዮም ደኣ እዞም ሰብ ክልተ መልሓስ
Nmen eika bezi ketemeno
ነቲ ብምስትውዓልን ብርእሱን ዝምራሕን - ንሓቂ ክፈልጥ ከየዳለወ ዘመዛዝንን ዘጽንዕን።
ተገዲስካ እባ መልሰለይ ክፍልጥ ስለ ዝደለኩ እየ
ኣብታ ቀዳመይቲ ሕቶኩም ተገሊጹ ኣሎ
ቃለ ሕይወት የስማዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዛሓልኩም
እቲ ስም channel ኣንእስ ኣቢልኩም ኣብ ሓደ ጸግዒ ግበርዎ🙏
Suk bel bariya hmaq seb , abtat wsane kea ybl Antay zbele zereba,
Aythafrn dika ke
ካብ ጸርፍን ስምዒትን ወጺካ - ብርድኢትን ንኣፍልጦን ተዛረብ ክቡር ሓው - ሓቂ ዓቃል ያ ።
@ kela Suk aski Bel ,
Men iyu khafrelkum
Betechrsitan ab mahyur anda neberet qurub do ayameakumun iyu ,
Barayu
@selteneyohannes6469 ክቡር ሓው ሓሳባትካ ካብ ጸርፍን ስምዒትን ወጺካ ክትገልጽ ፈትን ከምኡ ውን ብካሊእ ብዝሰማዕካዮ ዘይኮነ - እቲ ክትሓቶ ዝደለካ ጉዳይ እምነት ተኮይኑ ኣነጺርካ ሕተት።
@@ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ mahikinay abey ilkayo nska,
Papas 16 amet asaqikum tqetlu ikum aqo
Azi aytresayo ika ,
ATI sealile qds zbl zelo aleyo.
Adena Mariam kem beal nska barayu srat hgdef ztqemlu sm aykonen
ደወያቆን ሓዚነልካ
ንሱ እቲ ዝበጽሖን ዝፈልጦን ይዛረብ ኣሎ - ንስካ ክኣ ትፈልጦ ተለካ ተዛረብ ብመርትዖ ክቡር ሓው።
ኣታ ርእሰ ምትሓት ኣጥፍእ! ሃይማኖትካ መስራቲኣ ክርስቶስ እንተኾይኑ ኣይትፍራህ! ክርስቶስ ጥራይ ስበኸላ ተወዳደር!
እቲ ሽግር ናትኩም አይኮነን እቲ ስርዓት ኢዩ ዝገብረና ዘሎ እቲ ስርዓት አብ ዝጠፍአላ ግን አበይ ከምትበጽሑ ንግዜ ንግደፎ ስርዓታት ሓላፍቲ ምዃኖም ጥራሕ ፍለጡ እኹም።
ፖለቲካን እምነትን ፈላሊካ ተዛረብ ብሩክ ሓው - ከምኡ ውን ብርድኢትን ካብ ስምዒት ወጺካን ( ኣብ እምነት)።
ንስኻ ንባዕልካ ብጽልኢ ዓዊርካ ዘለኻ ኢኻ ሓሳዊ ሎክመኛ ኢኻ ፡
ካብ ቃልካ ዋላ ሓንቲ ብስነ ስርዓት ክትግስጽ ክትምህር ኣይከክካን ብናይ ቂም ጽልእን ተደሪክካ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ
ዋእ እንታይ ኢካ ትብል ዘለኻ፣ንፍቅሪ ሰበኩ፣ንኣድነት ተበገሱ፣ኣብ ሓደ መፂኩም ሸግርኩም ክትፈትሑ ተጋደሉ
ማዕዶ ማዕዶ ኮንኩም ኣይትፈላልዩና።