Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Yes you are correct TPLF didn't know where is going
ኣርእስትኹም ጥዑይ ገይርኩም ፀሓፍዎ
ትኽክል አለኻ ካብ ህዋሓት እንፅበዮ ክህሉ የብሉን!! ተጋሩ ከምተጋሩ ጠንኪርካ ንሕዋሓት አወጊድካ ምውፃእ እዩ እቲ መፍትሔ!
[ህውሓት] ማሌሊት ክጥቀምልኩም እምበር ክትጥቀሙሎም ኣይደልይን። ካልእ ሜላ ኣልሹ!
ህዋሓት አይዶሎጂ ነይርዎ አይፈልጥን ተኽላይ!!!
ሃይሊ የብሎምን ሓይሎም ካድረ እዩ ! ካድረ ድማ ብህዝቢ ትግራይ ተፀይፍዎ እዩ! ስለዚኾነ ሕዋሓት ሃይሊ የብሉን
ትኽክል አለኻ ህዋሓት point of discussion ክኸውን የብሉን!!
They need permission to galvanize people and that permission is granted by TPLF!
ምሃራይ ዘተ!
Support T.I.P. like we supported TPLF. It's that simple.
Thank you TGHAT Media and Tek for hosting your guests
Best media by far where I learn a lot from. Thank you!
«ወሰንቲ ከይኾኑ እምበር፥ ክነጥፍኦም ኣይብልናን» ኢልከም። ወሰንቲ ከይኾኑ እንተገርካዮም፥ ኣጥፊእካዮም ማለት ዶ ኣይኮነን'ዩ። ወሰንቲ ከይኾኑ ንክትዓግትዎምከ እንታይ ዓቕሚ፥ ሜላ፥ ምድላዋት፥ ወዘተ. ኣለኩም?
ተኽላይ ፍልስፍና ተብዝሕ ናይ ህዋሓት ፓለቲካ ፍልስፍና አየድልዮን!! it's minor and easy to understated tplf is the enemy of tivrian people
እቶም ስብ ንስኽም ክ እንታይ መፍትሔ እንሔኹም ንስኻሙ ኽ እንታይ ትገብሩ እለኹም መንገደ ጥፍእት ወረኛታት ንዘረባ መን ይኽእለኹም ዘረበኹም ስልችዩና
Yes you are correct TPLF didn't know where is going
ኣርእስትኹም ጥዑይ ገይርኩም ፀሓፍዎ
ትኽክል አለኻ ካብ ህዋሓት እንፅበዮ ክህሉ የብሉን!! ተጋሩ ከምተጋሩ ጠንኪርካ ንሕዋሓት አወጊድካ ምውፃእ እዩ እቲ መፍትሔ!
[ህውሓት] ማሌሊት ክጥቀምልኩም እምበር ክትጥቀሙሎም ኣይደልይን። ካልእ ሜላ ኣልሹ!
ህዋሓት አይዶሎጂ ነይርዎ አይፈልጥን ተኽላይ!!!
ሃይሊ የብሎምን ሓይሎም ካድረ እዩ ! ካድረ ድማ ብህዝቢ ትግራይ ተፀይፍዎ እዩ! ስለዚኾነ ሕዋሓት ሃይሊ የብሉን
ትኽክል አለኻ ህዋሓት point of discussion ክኸውን የብሉን!!
They need permission to galvanize people and that permission is granted by TPLF!
ምሃራይ ዘተ!
Support T.I.P. like we supported TPLF. It's that simple.
Thank you TGHAT Media and Tek for hosting your guests
Best media by far where I learn a lot from.
Thank you!
«ወሰንቲ ከይኾኑ እምበር፥ ክነጥፍኦም ኣይብልናን» ኢልከም።
ወሰንቲ ከይኾኑ እንተገርካዮም፥ ኣጥፊእካዮም ማለት ዶ ኣይኮነን'ዩ።
ወሰንቲ ከይኾኑ ንክትዓግትዎምከ እንታይ ዓቕሚ፥ ሜላ፥ ምድላዋት፥ ወዘተ. ኣለኩም?