ምስ ኢድሪስ ዝነበረ ዝርርብን ዝቐረበ ሕቶታትን ( ኣዳላዊ ሥልጣን ከሰተ) ሰሚዕኩም ሼር በልዎ

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 16 дек 2024

Комментарии • 301

  • @nzmfamily
    @nzmfamily 2 года назад +231

    ጥንታዊትን መንገዲ ሓቅን ተዋህዶ እምነተይ ኣብኣ ይመዉት በኣ ይድሕን⛪🙏🙏🙏

    • @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር
      @ዮዳሄንኹሉእግዝኣብሄር 2 года назад +9

      44 ነጥቢ ኣብ ንነብር ኣብ ከኣ ንመዉት እግዝኣብሄር ሒዝና

    • @nfreefqr9657
      @nfreefqr9657 2 года назад +12

      ናይ. ብሓቂ የሕዋተይ. ኣብ ጸሎት. ንዘክሮም. ኣብላኽ. ልበኖም. ከፍትሎም. ናብዛ. ቅንዕ ትን ድኾነት. ተዋህዶ. ሃይማኖትና. ክመጹ

    • @erugodlove6477
      @erugodlove6477 2 года назад +3

      🙏🏻

    • @ዮዳሄንኹሉ-ኸ3ደ
      @ዮዳሄንኹሉ-ኸ3ደ 2 года назад +3

      እግዚአብሔር ይመስገን ተወልድና እንሞተላ ቅንዕቲ እምነት ዘፅነሐልና

    • @fkrifkri7545
      @fkrifkri7545 2 года назад +1

      Nay behaki natu hawey 🙏🙏🙏

  • @kነኝየBብቻ
    @kነኝየBብቻ 2 года назад +1

    ስልጣን ሓወይ በአኻ ሕጉስት የአ ተመስገን አምላኽ መምህርና ሓልወልና በጸጋ በጥዕና ስልጣን ሓወይ ናይ ማትሳላ ዕድመ ይአብኻ አምላክ ሙሴ አሜን፫❤❤❤❤

  • @AsSa-bd7nk
    @AsSa-bd7nk 2 года назад +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ እመብርሃን ብአማላድነታ ትደግፍካ ክቡር መምህርና ስልጣነ ቅዱስ ሚካኤል ብረዲኤቱ ይሓልካ 🙏🙏🙏

  • @ተመስገንጌታየ-በ4ኘ
    @ተመስገንጌታየ-በ4ኘ 2 года назад +1

    ቃለ ሂወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ክብር ሓዉና🙏🙏🙏

  • @misiambeyene2568
    @misiambeyene2568 2 года назад +5

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ ነይሩ ስልጣን ሓውና ንዝመጽእ ግዜ ድማ ኣምላክ ዓይነ ልቦካ ይክፈትልካ።
    ብተወሳኺ ኣብ ዝነበረ ምልልስ ብጽቡቅ ብምፍጻሙ ድማ ንኣምላክ ነመስግኖ።

  • @ፅዮንማርያምኣደይሓድራኪ

    ብሓቂ ስልጣን ሓውና እግዛአቢሔር ኣምላክ ምስጢሩ ጥበቡ ይግለፀልካ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና

  • @akezakalayu9339
    @akezakalayu9339 2 года назад +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ብሓቂ ትዕግስትን ትሕትናካን ሓቀኛ ክርስትያን ምኳንካ ናይ ተዋህዶ አርበኛ እቱ እሱ ዝዛረቦ ዝነበረ ኣነ ልባዓለይ ተገሪመ ድንግርግር ዝበለ ሕቶታት ይሓትት ነይሩ ብጣዓሚ ተገሪመ አብ ህይወተይ ከምዙይ ዝበለ አይረአኩን ሕታት ክታሓት ከለካ ምፍትሒን ምረዲአእን ዘለዎ ክከውን አለዎ እንበር ዝሐሸካ ቃል ረኺብካ ክታሓት አይኮነን
    ብዝኾነ መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ አሜን

  • @እግዚአብሔርአምላክይ-ሸ2ጠ

    እግዚአብሔር አምላክ ይሓግዝካ ወታደር ናይ ክርስቶስ እመ ብርሃን ልሳን ትኩንካ ቅዱሳን መላእክት ቃል ህይወት ያስመዐልና ተዋህዶ ለዘላአለም ትንሩ👏

  • @abebahaile1538
    @abebahaile1538 2 года назад

    ሰልጣን ሓወይ አግዛኣብሔር አምላኸ ፁጊኡ የብዘሕልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @ርግበጋልተዋህዶ
    @ርግበጋልተዋህዶ 2 года назад +18

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓውና አሜን አሜን አሜን ምሥጥር ንቅዱስንኣቦታትና ዝገለፀ ምስጥሩ ይግላፀካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ተዛረቦ ዛረባ ድንግል ማሪያም ልሳን ትኩን አሜን💖💗

  • @hiwanselemun5103
    @hiwanselemun5103 2 года назад +20

    እግዝብሔር ኣምላኽ ፀግኡ የብዘሐልካ ስልጣነይ ጥበብን ሚስጢሩን ይግለፀልካ ✝️ግን ካብ ቁርኣን ክሕተት ከሎ ኣብነት ካብ መፅሓፍ ቅዱስ ክህበካ የብሉን ኣብዝሓለፈ ብዛዕባ እተን ኣርባዕተ ኣንስቲ ክሕተት ከሎ እንታይዳኣ እንዳዊት እንሰለሙን ይብለካ ነይሩ መልሲ ቁርኣን ካብ ቁርኣና ትመለስ ምኽንያቱ ኣብቲ መፅሓፍ ዝቅበሎ ጥቕሲ ስለ ዘይብሉ ግን ይቅርታ ብድፍረት ሪኢቶ ስለዝሃብኩ🤲🤲🤲

  • @ስምኪእዩስንቀይድንግለይ

    ፀጋ በረከቱ የብዘሐልካ ስልጠነ ሓወይ

  • @merawaliku3182
    @merawaliku3182 2 года назад +2

    እግዛብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና

  • @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ
    @farag̊åL̊H̊år̊e̊s̊t̊åẙ 2 года назад +31

    ኣሰይ እንኳዕ ደሓን መፃካ ወዲ ተዋህዶ ስልጣን እመብርሃን ትሓልወለይ ብስጋን ነብስን ንሰምዖ እሺ ክብሪ ንእግዚአብሔር ይኩን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ

  • @ተዓንቂፈእምበርማዓዝወዲቀ

    እግዚአብሔር ፀግኡ የብዝሓልካ ብሓቂ ተመስገን መምህረይ እግዚአብሔር ይደግፍካ እምበር ንሱስ መፅሓፍ ቅዱስ ኩላ እያ ኣምፂእዋ ዋእሞ ኻኣ15 ደቂቅ😥💔

  • @zyz9862
    @zyz9862 2 года назад +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏

  • @tombosatesfahiwet
    @tombosatesfahiwet 2 года назад

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና መምህር ሓውና።

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ

    Amen amen amen kal hiwet ysmalina 🙏 egzabiher amilak xegaeun berketun ybzhalika memhirey amen 🙏

  • @meriweldegbreal848
    @meriweldegbreal848 2 года назад

    እግዚአብሔር አምለክ ይመሰገን ከመይ ቃኒካ ክብሩ መምህርይ ሥልጣን ሐወይ ብሐቂ ቃል ህይወት የሰመዕልና ክቡሩ መምህረይ ፀጉእ የብዘሐልካ

  • @ዮዳሄንኹሉ-ኸ3ደ
    @ዮዳሄንኹሉ-ኸ3ደ 2 года назад +12

    ቃለ ሰናይ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር

  • @ግርማነሽጓልተዋህዶ
    @ግርማነሽጓልተዋህዶ 2 года назад

    እንኳን በሰላም መፃካ ሰልጣን ሓዉይ ቃለ ህይወት የሰምዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋኡ ይብዘሐልኹ አብ እምነትኹ ፀንዓ ደቅ ተዋህዶ

  • @ኣንቲውእቱተስፊሁለኣዳም

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ስልጣን ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @tsegagari1805
    @tsegagari1805 2 года назад

    ሰላምታካ ይብዘሐልና ናይ ተዋህቶ ሓበን ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ ብሓቂ
    ግብረ ሃወርያት ወንገላዊ ልቃስ ከም ዝፀሓፎ ኣብ ስንክሳር ናይ ለካቲት 26 ተማሂርና ብሓውና ድያቆን ዘኣማኒኤል

  • @ملكملك-ظ1ب
    @ملكملك-ظ1ب 2 года назад +1

    ኣሰይይ ኩቡር ሓወይ እንካዕ ብሰላም መፀካ ቃል ህወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ነዓከስ መግለፂ የብልናን ዕድመን ጢዒናን የሃብካ ስልጣን ሓወይ

  • @salamsa4185
    @salamsa4185 2 года назад +12

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብር ሓወይ
    ተመስገን ኣምላክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ብምካነይ ደስታ ይስምዕኒ ሃይማኖትና ልኩሉ መልሲ ኣለዋ

  • @SB-en6ev
    @SB-en6ev 2 года назад +1

    ቓለ ሂወት የስማልና ኩቡር ስልጣን ሓዉና!!!

  • @gedammikaleimbadebresina9268
    @gedammikaleimbadebresina9268 2 года назад

    ቃለ ሰናይ የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሐልካ መምህረይ እመ ብርሃን ምሳኻ ትኹን

  • @samrawittafere3168
    @samrawittafere3168 2 года назад

    አሜን አሜን አሜን አግዜአብሄር ይሓግዝካ ክብር መምህርና

  • @kbromhabtemariam5426
    @kbromhabtemariam5426 2 года назад +1

    Kale hiwet yesmealna 🙏🏼kubur hawna 🙏🏼memhrey

  • @titiefrem4302
    @titiefrem4302 2 года назад +1

    Bhaki kale hiwet yesmealna memhr sltan hawuna egziabiher amlak xegeu yebzhalka tntawit mengedi haqn ortodox tewahdo n zelalem tnber 🙏🙏🙏

  • @hfjg4466
    @hfjg4466 2 года назад +1

    ጸግኡ የብዘሐልካ ስልጣን ሓወይ

  • @fretaasli3810
    @fretaasli3810 2 года назад +4

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ስልጣን ሓወይ።
    ኣብ ዝመጺእ ዝርርብኩም ግን ቅርኣን ብቁርኣን እንበር ቁርኣን ብመጽሓፍ ቅዱስ ሓቅነቱ ከመሳኽር ከይፍትን ሓብሮ። ከምቲ ኣብ ዝሓለፈ ናብ መጽሓፍ ቅዱስ ዝነጥር ዝነበረ።

  • @brhanaabraha3150
    @brhanaabraha3150 2 года назад +7

    ስልጣን ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ተዋህዶ ንዘላለም ትንበር

  • @Heru-brown
    @Heru-brown 2 года назад +25

    እንኳዕ ዳሕና መፃእኻ መምህርና መዓረይ🥀♥️🥀♥️🕊🕊🕊 መን ኣሎ ከምዚ ከማይ🙋‍♀️🙋‍♀️🙋‍♀️ ናመምህር ስልጣን ትምህርቲ ክሰምዕ ህንጥው ልብል?🤔♥️🥀🙏✝️😍😍

  • @mazigaltewahdo9079
    @mazigaltewahdo9079 2 года назад +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ክቡር መምህርና ስልጣን ሓውና ፀግኡ የብዘሐልካ ዋ ብመፅሓፍ ቁዱሳ እዩ ኣምፂኡዋ ተመስገን ጥራሕ

  • @selamdesta2670
    @selamdesta2670 2 года назад +2

    Amlak xegu yebzhalka sltan hawna egzabiher aezizu ybarka nay agelglot zemenka ybark. Aflto zeymhlaw iyu nayzom ahwatna hto imber qdus pawlos zxehafo ewn amlak bzgelexelu bzazezo temelkitu iyu xhifwo. Kulom qdusan bhasab egziabiher nsu bzgelexelom ember kab resom zxehafwo yelen. Tewahdo haymanotey nzelalem tnber.

  • @yosieftesfagabr3644
    @yosieftesfagabr3644 2 года назад +2

    ቃል ሂወት የስመዓልና ስልጣን ሓውና ጽቡቅ መብርሂ፡ ኢቲ ከይረኣየ ዝኣምን ብጹአ ዩ ኣሜን።

  • @ኣሕፎሮም
    @ኣሕፎሮም 2 года назад +2

    ኣቲ ጥንታዊትን ሓቂዊትን ዝኩንት እምነት እርቶደክሴ ተዋህዶ እምነትና ኣብኣ የፆናዓና ኣሜን
    ክብር መምህርና ሰለጣን ሓወና እግዝእብርሂር ኣምላካ ዓደመን ጥዓናን ይሃብካን ፈጣሪ 🤲🤲🤲

  • @magratbaba9071
    @magratbaba9071 2 года назад +1

    ጥዑም ቃል አምላክ የስማዐና ስልጣን ሐወይ

  • @habbo6807
    @habbo6807 2 года назад

    ተመስገን ፈጣሪ ክርስቲያን ጌርካ ዝፈጠርካኒ ኣሜን(3)

  • @ZahraZahra-oq6gf
    @ZahraZahra-oq6gf 2 года назад

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ፀጋኡ ያብዘሐልኻ👏🎚🕯

  • @selamgebretnsae6880
    @selamgebretnsae6880 2 года назад +4

    B Ewnet naeka zweledet Mahtsen tbarek EMEBRHEN EMEAEMLAK WELADITE KAL MSAKA TKUN Amen 🙏

  • @huu7115
    @huu7115 2 года назад +2

    እንኾዕ ብድሓን መፀካ ክብር መምህረይ እግዛአብሔር አምላክ ፀግእን በረከቱን የብዘሐልካ 🙏🙏🙏

    • @vipistarl5973
      @vipistarl5973 2 года назад

      ኣብጸሎትና ንሓግዞ ንሓውና ኣምላክ ሓይሊ ክህቦ ኣምላክ ይሓግዝካ

  • @ልእልቲነጋ
    @ልእልቲነጋ 2 года назад +1

    ኩቡረ ሓውና ፀጉኡ ይብዛሓልካ እግዛኣብሂረ ኣምላክ ናዓና እውን ዓይን ልቦናና ይክፈትልና ኣምላክ

  • @AsAs-lz6bh
    @AsAs-lz6bh 2 года назад +7

    እንኳዕ ብሰላም መፃእዃ ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር አምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ጥበብቡ ይግለፀልካ ክብረተይ

  • @abikubrom1077
    @abikubrom1077 2 года назад +1

    Seltne hawey kal hiwet yesmana Amen Amen Amen 🙏🙏🙏✝️

  • @mibraktesfalem4261
    @mibraktesfalem4261 2 года назад +2

    Qale hiwet yesmialna hawen memher sultan goyta agelgelotka yebarek

  • @berhanekibrom592
    @berhanekibrom592 2 года назад

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ስልታን ሓወይ

  • @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ
    @ጓልሃገረትግራይ-ጸ2ዠ 2 года назад +2

    እሰይይ ስልጣነይ እግዚአብሔር ፀጋኡ በረከቱ አብሑ ይዓድልኻ መምህርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ

  • @selamselam8386
    @selamselam8386 2 года назад

    መምህረይ👏👏ፀግኡ የብዝሐልካ አርቶዶክስ ለዘላለም ትንበር🌅👏👏👏👏👏

  • @ሕልናቲዩብ
    @ሕልናቲዩብ 2 года назад +2

    እንኳዕ ድሓን መፃእዃ ሱልጣን ሐወይ ብጣዕም እና ትሓጉስና ማርያምን እግዚአብሔር አምላክ ዕድሜን ጥዕናን ይሀብኻ ፀጋ በረከቱ ያብዝሐልካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @የልዳዉሰማዕትቅዱስጊዮርግ

    በኡነት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ተመስገን ንዓኻ መምህርና ዝሃበና ወሲኹ ጥበቡ ይዓድልካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘላለም ጸንታ ትኑር✝️

  • @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ
    @ድንግለይእያኣዶፍቅሪ 2 года назад +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ፀግኡ በረከቱ የብዝሕ

  • @kbreabdesta8859
    @kbreabdesta8859 2 года назад +2

    ቃለ ሂወት የስማዓልና ክቡር ሓውና ስልጣን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልካ፡ናይ ትማሊ ዝነበረ ምስ እድሪስ እቲ ጽቡቕ ነገር ህድኣትካን እቲ ትህቦ ዝነበርካ መልስን ካብ'ኡ ብዙሕ ኢና ተማሂርና ምብጣዕሚ ኢና ከኣ ነመስግን።

  • @modogsa2000
    @modogsa2000 2 года назад +2

    Egziabher tsegau yebzihalka zihawey

  • @divorahaftey708
    @divorahaftey708 2 года назад

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna tsega bereketu yebzehalkum, egzeabiher yebertieka Sulutan hawey 🙏💐

  • @adhanettekeste2267
    @adhanettekeste2267 2 года назад +1

    Amen amen qale hiwet yesmalna memher

  • @tsigehalafi1755
    @tsigehalafi1755 2 года назад

    ክብሪ ይኹን ንስላሴ
    ክብሪ ይኹን ንስላሴ
    ይኽበር ይመስገን አምላከ ሙሴ
    ይኽበር ይመስገን አምላከ ሙሴ
    አሜን አሜን አሜን

  • @ጓልሃገርትግራይ-ረ7ጨ
    @ጓልሃገርትግራይ-ረ7ጨ 2 года назад +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉእን በረኽቱን ይብዘሐልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህርና

  • @ኣለምጋልሃገረትግራይ
    @ኣለምጋልሃገረትግራይ 2 года назад +1

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዝሐልካ መምህርና🙏🙏🙏

  • @salama9687
    @salama9687 2 года назад +7

    መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእካ
    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልካ
    መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @gebreilamesmer1828
    @gebreilamesmer1828 2 года назад +1

    Amlak xegeu yebzahalka kubur hawna👨‍🔧🙏🙏🙏

  • @abitv7453
    @abitv7453 2 года назад +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna hawey natey

  • @ghadi1022
    @ghadi1022 2 года назад +1

    ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ ፅጋኡ የብዝሕኩም

  • @ghebreslasenegassi3923
    @ghebreslasenegassi3923 2 года назад +1

    edmen tenan yhabka fetari kulu Alem kale hiwet yrsmalna sltan hawna. 💗🙏🙏⛪⛪⛪🙏⛪⛪🙏⛪⛪⛪ nzelalem . Amen 🙏

  • @ተዋህዶእያእምነተይ-ወ1ቐ

    ብሓቂ ቃለሂወት የስመዐልና ጸግኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ስልጣን ሓወይ

  • @selamgebretnsae6880
    @selamgebretnsae6880 2 года назад +2

    Kale nay hiwet yesmaelna Memhrna Sultan .

  • @senaitkiflay7390
    @senaitkiflay7390 2 года назад +1

    አቲ አድሪስ ዘሓቶ ዝነበረ ንዑዑ ዝምልከት ኣይኮነን አዚ ሕቶ ነዓና ን ኣመንቲ ኡዩ ዝምልከት ዝኮነ ዘይ ኣማኒ ሰብ አቲ ደረቅ ሕቶታቶም አምበር ነቲ ዝወሃቦም መልሲ ዝቕበላ የአዛን የብሎምን። ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ ዕላሞኦም ፍሉጥ አዩ ንሰብ ምጥርጣር ንክፈጥሩ አዩ! ሃንደበት ከም ዝኾነካ ኩለና ሬና አና ወዮ አድሪሳይ ክክክክ መልሲ ሴኢንካ ዝተዋጠርካ መሲልዎ ኣብ ገጹ ፉሉይ ሓጎስ ተራአዩ ሰብ ምኻኑ ዝረሰዐ ይመስል ።

  • @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና ክብር ሓውና ስለጣነ እግዚአብሄር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ምስጢሩን ጥበብን ይግለፀልካ ኣሜን፫⛪️💒✝️🤲

  • @rutahadgu5861
    @rutahadgu5861 2 года назад +1

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ሱልጣን ሓወይ ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባረኽ
    ሓፍተይ ኣላትኒ ቤንጠ ኩሉ ግዜ ብእምነተይ ንካጣዕ ኣነ ካኣ ኣፍሉተይ ውሑድ ዩ እቲ ዘካታዓና ካኣ ብዛዕባ ቅዱሳንን ከሙኡ ውን ሰለምንታይ ጋል ዘይትሰብክ ከምዚ ስለ ዝኾነስ ንስኻ ምልሲ ክንህበሉ ንኽእል ገረካ እንተ ተቅርበልና ጽቡቅ ነሩ የቀንየለይ

  • @kesetehadas1797
    @kesetehadas1797 2 года назад +1

    እንካዕ ብሰላም መጻእካ ሱልጣን ሓውና

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 2 года назад +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃአካ ኩቡሩ ሓውና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ተዋህዶ እምነተይ ንዘላአለም ትንበሪ አብአ ይድሕን አብአ ይመውት

  • @bethlehemefratatube
    @bethlehemefratatube 2 года назад +2

    ቃለ ሂወት የስሚዓልና ሲልጣን ሓወይ አግዚኣብሄር ኣምላኽና ናይ ዘመን ዕድሜካ ይባርከልካን ይቀዲሰልካን አመ ብርሃን ዲንግል ማርያም ቢጸሎታ ቲሓጊዝካ።አግዚኣብሄር ኣምላክና ቁዱስ መንፈሱ ሊአኩ ይግለጸልካ።

  • @jgddhccc3011
    @jgddhccc3011 2 года назад +1

    እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ ስልጣን መምህረይ ኣብቲ ግዜ ኣወሃህባ ብጣዕሚ እዩ ዘይመጣጠን ም/ቱ 15ደ ንሕቶ ምሉእ መፅሐፍ እዩ ዝሓትት ነይሩ ናይ መፅሐፍ ምሉእ ድማ ብ15ደ ክምለስ ኣይክእልን ግን ምምላስ ተመሊስዎ እዩ ግዜ ተዝውስክ ግን ቤተ ክርስቲያንና መልሲ ስለ ዘለዋ ብሰፊሑ ምተመለሰ ነይሩ ብዝኮነ ብጣዕሚ ጎቦዝ በርትዕ ፀጋን ጥበብን ኣብዝሕሕሕሕሕሕሕ ይዓድልካ ቀፅለሉ ኣሜንንንንንንንን 🙏🙏🙏🙏💒 💒💒⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️

  • @ቲቲጋልተዋህዶ
    @ቲቲጋልተዋህዶ 2 года назад +3

    እንካዕ ብስላም መፃእካ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ይመስገን ስላምካ ይብዛሕ አምላክ ጥበቡን ምስጢሩን ይግለፀልካ መምህርና 🙏🙏🙏

  • @አኽሱምትግራይ
    @አኽሱምትግራይ 2 года назад +1

    ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ መምህረይ ብፀጋን ብጥዕናን ያሓልወልና እግዚአብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ እግዚአብሔር ኦረቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ሙሉእ መልሲ ኣለዋ ❤🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️✝️✝️✝️💟💟💟

  • @ZahraZahra-oq6gf
    @ZahraZahra-oq6gf 2 года назад +1

    ኣሜን፫ ቃል ህይወት ያስመዐልና🤲🎚🕯

  • @biniamgezae7976
    @biniamgezae7976 2 года назад

    ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @awetadmas6272
    @awetadmas6272 2 года назад +1

    Amen kal hiwet yesmeana 🙏

  • @fevenaraya6368
    @fevenaraya6368 2 года назад +1

    Zkeberka Selten hawey sleka namlake yemesgno Egziabiher ybarka. Bertae, tsnae Egziabiher msaka eyu.

  • @yonatanteferi7898
    @yonatanteferi7898 2 года назад +2

    Kalhiwet Yesmalna Seltene hawey.Seleti haki zekonet haymonatna dewe elka memeskarka .Egzabher stegu yebzhalka.

  • @fekededesta511
    @fekededesta511 2 года назад +1

    Kale hiewet yesmena Sltan hawey
    Ente idrs do maychelot yedlyo alo

  • @merhawitlucas3649
    @merhawitlucas3649 2 года назад +1

    Sultan hawey amlak Edmen tienan yhabka abtgebro kulu Awet ymneyelka egziabiher Amen ✝️✝️✝️ selam wesenay

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 года назад +7

    ሰላም እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኢካ ክቡር መምህርና ናይ አገልግሎት ዘመንካ እግዚአብሔር አምላክ ይባርኸልካ ክቡር ኃውና መምህርና ስልጣን ሓውና መሓጎሲ ኢካ ብሓቂ በቲ ርጉዕ መንፈስ ቅዱስ ዝዓሰሎ መልሲካ ብጣዕሚ ተደኒቀ እቲ ናይ #ኢንድሪስ ሕቶ ግን ዋላ ዋላ ኣይሓዝኩዎን ይህወኽ ነይሩ ☝️ ንቀፃሊ ግን ከመሓይሽ ሕተተልና(ሓቢረልና) ከምኡ ድማ እቲ ደቂቃ ንመላሲ ( ንዓኻ ) ይውሕድ እዩ ናይ መፅሐፍ ቅዱስ ሙሉእ ጥቂስ ኣምፅኡስ 1️⃣5️⃣ ደቂቃ ጥራይ

  • @የንጉስክርስቶስልጅነኝ

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ስልጣነይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልካ የብዘሐልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ
    @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ 2 года назад +1

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና አግዚአብሔር ኣምላክ ክቡር መምህረይ ናይ ትማሊ ዝነበረ ፃንሒት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ነይሩ ልዕሊ ማንም ረጋዕታካ ግን""ኣድሪስ""ፅግድግድ ይብል ስቅ ኢሉ ከም ሸዋጢ ኣርጊ

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem 2 года назад +1

    እዞም ኦዚልን እድሪስን ዝብሃ ሰባት ኢንታይ ኢዩ ዕላምኦም ኣይርድኣንን ኢዩ

  • @maharigebrehiwet1943
    @maharigebrehiwet1943 2 года назад +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓውና እታ ብዛዕባ 81 መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኢኹም ትጥቀምሉ ካልኦት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣይቅበሉን እዮም ዝበለ ቅሩብ ከተብርሃልና ንደሊ።

  • @ኦጎይታብመንገድካምርሐኒ

    እንኻዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህርና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚአብሔር አምላክ

  • @rahelnageseti95
    @rahelnageseti95 2 года назад +2

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀግኡ የብዘሐልካ መምህርና ✝️🌺📚

  • @maerez3974
    @maerez3974 2 года назад +16

    እንቋዕ ብደሓን መጻእካ ክቡር ሓውና ብጣዕሚ ምሉእ መልሲ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልካ 💖💖💖!!!

  • @ብሬጓልጊወርጊስ
    @ብሬጓልጊወርጊስ 2 года назад

    👍👍👍ቃል ህይወት ያሰማልን አይዞህ እንቁችን

  • @መብራትጓልተዋህዶ27
    @መብራትጓልተዋህዶ27 2 года назад +2

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ጸጉኡ የብዘሐልካ

  • @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
    @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ 2 года назад +2

    እንኳዕ ሰላም መፃእካ ክብር መምህርና ስልጣን ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስምዐልና ፀጋኡ ያብዝሐልኻ እግዚአብሔር አምላክ እመብርሃን ትሓልወልና መምህረይ👏👏👏👏👏👏

  • @biniamesrom9971
    @biniamesrom9971 2 года назад +2

    Kale hiwet yesmalna Sltan hawna nay agelgulotka zemen goita ybarka tsegeu yebzhalka sltan hawna nsu kulugize ab media krbsh eyu zwel emo nska mseu gedifka kemkedemka mehari zkone program hizkalna tetmtse des mbeleni emo naka kea Egziabhier amlak yhalka Amen

  • @hadastewelde3435
    @hadastewelde3435 2 года назад +3

    Ab hiwetka enqfattt ayegatmeka Egziabiher amlak yhalweka & yehalwenannn

  • @samsunggrandprime6640
    @samsunggrandprime6640 2 года назад

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር ሓውና አጅኻ በርትዕ አምላክ ያሓግዝካ እመ ብርሃን ትካተልካ ቅዱሳን ምስክር ይኹንናኻ

  • @shewitaabrh9860
    @shewitaabrh9860 2 года назад

    ስልጣን ሓወይ እግዛኣብሔር ኣምላክ ፀጊኡ የብዘሕልካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @ድግልማርያምኣደይ
    @ድግልማርያምኣደይ 2 года назад +1

    ትክክል ፀጋ እግዚአብሔር የብዝሕልካ

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 2 года назад +2

    ኣሜን (3)💒 ቃለ ህይወት የስመዐልና