Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Thank you Solomon.
ሰሌ ሕሩር ብህዝቡ ወናኒ ብዙሕ ሞያን ብዓል ጥበብን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታ!!!
Leka Tigray adiy likawuntyyy zbahals nay Bahakiy adiy likawuntyyy Eyua !! Kem eniy seleye
ፅቡቅ ሰራሕዩ ግን ደምፂ ይባለሸሎ ትረኒግ ግበሩ
ደሙሩኒ ተጋሩዋይይይ
ንበረልና❤❤❤
Sol ድምጺ ህዝቡ እንኳዕ ደሓን መጻእካ ተኸታልን ደጋፍን ዘይረኸበ ህቡብ ድምጻዊ እዩ ብወገነይ shere like sub ኣይነዉሕደሉ ነዚ ተባዕ ሓዉና 💚💚💚
ሰሌ ድምፂ ህዝቢ❤❤
Great Solomon as always amazing love & peace to our people ❤️🕊️🥰
ባሃር ሶሎሞን ዩኮኖኣምላክ በሎም እስከ ኣምሲልካ # ለተሃይማኖተይ እንታይ ዘኸይድ ነሩኪ ንሽዋ ( ወይን ግናይ ታይ ዘኸይድ ነሩኪ ከም ሞኮስ ጻልጣ ጻባ ብዘይ ገለ ኣሰር ሙሉቕ ኢልኪ ወጺእኺ ኣንቲ ሓሳድ ማሃይም ፖሎቲካ) #!!!!!!
ሰሌ ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ ንበረልና
ሰሌ ጀግናና ኩርዓትና ኢካ
ኣነስ እቲ ግጥሚ ኣይ ስምዖን ኣለኩ ካብ ኣመላልኣ ዶ ይኸውን ዋላስ , , ,
Simply beautiful. You’re the voice of Tigray who continue to suffer. Love & respect to you Solomon❤🙏
My hero 💪💪
ብኸመይ ኢኻ ትሰርሖ እባ ኣርእየና 🙏
ሰሌየይይይ❤❤❤❤💊💙🌿✅💪💪💪
ሰሌ ድምፂ ሕዝቢ ኢኻሞ በርቲዒኻ ቀቐጽለሉ ንፈትወካ ኢና Sol. ❤🎉❤🎉❤🎉
ሶሎ ድምጺ ውጹዕ ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰሊ ጅግና ይበል
ስሌ ሐውና ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ❤❤❤
ደምርኒ ለምለመይ ክምልስ እየ 🙏🙏🙏♥♥♥♥
Our hero sol good job 💊💊💊
ሰሌ ናይ ዘመና ተወዳዳሪ ዘይብልኻ ምሩፅን በሊህን ባኣል ጥበብ ኢኻ !!! በርትዕ ::
ሶል ጎይታ ጥበብ አቦ ውፅዓት ፈታዊ ህዝቡን ዓዱን❤❤❤
Behaki, ajoka ata lebam, akal, jegna hizbi tigray kulu kehalf eyu, timali eka halifus🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
Sol congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ከምኣነ ጽሩይ ተጋዳላይ ትግራይ ኢለካኣለኹ ❤❤❤
ሰልየ ጅግና አቦ ጥበብ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ 🙏🙏🙏♥♥♥♥አድነቅቲ ሰልየ ደሙሩኒ ተጋሩዋይ🙏🙏🙏♥♥♥💛💛💛💛
ሰልየ ኣይኮነ Ai ኣይተድንቂ
ሰሌ አቦ ጥበብ ግሩም ዝኾነ ስራሕ እዩ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሰልየ ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤ ንደማመር እስከ ተጋርዋኒ ❤❤❤❤
ሰል ጅግና ኣቦ ውፅዕ ህዝብ ወፅዓ ህዝብኻ ዝረደአካ ብሉፅ ሓውና 👌💙🥰🥰👏
❤❤❤🎉🎉🎉ስይንጉስጥበብዕድመንጥዕናንይሃብካ❤❤❤❤ጀግናናይትግራዋይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
𝑡𝑒𝑓𝑒𝑡𝑎𝑤𝑖 𝑓𝑡𝑟𝑒𝑡𝑡𝑡 𝑏𝑡𝑠𝑎𝑦 𝑞𝑒𝑡𝑠𝑙𝑒𝑙𝑢 ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤👍🏾👍🏾😍
አረ Ai eyu😂
❤❤❤❤❤👍👍👌👌👌
ናይ ትግርና መዋዳድርቲ ዘይርከቦ ጅግና ድምጻዊ ። ሒንቲ ክላበወካ ባሃር ሰሌ ናይ ደቡብን ሰሜነነ ተጋሩ ኣብ ግምት ዘእተወ ዜማታት ከተበርክት መንነታዊ ግዴታ ኣለካ ። ስለዚ ክብርኻ ክዲ ቁዱስ ያረድ ዘይትበጽሓሉ መኽንያት የለን !!❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
ሰሌ ኣቦ ጥበብ
The legendary singer Solomon Beautiful tune thank you wedi Adey God bless you for many many years to come keep doing the good work never ever stop
Legend you always ❤
king
ኣቱም ሰባት ኣነ ጥራይ ድየ ኣብዛ ወርሒ ዘወጻ ደርፍታት: ድምጺ ኣብ studio ተባላሽዩ ኣሎ: please ገለ ግበሩ እምበር ናይ ሰልየ ከይሰማዕካ like ዝግበር እዩ..
Ai እዩ ማለት ናቱ አይኾነይ
ሓቅኻ እቲ ድምፂ ናቱ እዩ ግን ግጥም ዜማን ዘይወፀሉ ስዲ ንባብ ስለዝኾነ እዩ
ኣብ studio እዩ ዝበላሾ ዘሎ እኮ
ኩሉ ደርፍኩም ድምፁ ትክክል አይኮነን ን ምሕባር ዝአክል
AI እዩ:: ሰብ ኣኮነን ዝደርፍ ዘሎ::
Thanks
Eznna dyu dmtsi hmak alo ezni zrbsh😢
God bless you I proud of you
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኹዱልና ተዝኾን ፅቡቕ ነይሩ
❤❤❤👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💪💪💪♥️♥️♥️💝💝💝
ፈተውቲ አዴኹም ብስም አዴኹም ደምሩኒ ደቂ ሪመይ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛👍
(መጠንቀቕታ)ኣብዚ ቻነል እዚ ዝቀርቡ ስራሕቲ እስካብ ሕጂ ዝልቀቁ ዘለው ብ AI ዝተሰርሑ እዮም ወይ ድማ ፊክ ድምጺ እና ኩላኹም ሳብስክራይብኹም ሳሓቡ ምክንያቱ ኣብ ክየንትና ዘይኮነ ምስሊ ንክንሕዝ ይገብሩ ኣለዎ
Tekekel Eka Nay Abadi Nugese Ewun Kemzuy geyremuwo Alewu
💛❤️💛❤️💛❤️💊💊💊
Artificial Intelligence (AI) እዩ:: ህዝበይ ከይትዕሸው::
❤❤❤❤❤
🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Our leaders are messed up so our musicians also messed up
ስሌዋ ለባም ገና ገና ዝርዶዐ ከያኒ ካብጋሐቱሁ ፈላስፍ ዶሆ ክብለካ ብዘይምግናን ስሌዋ ንበረልና እቲ ናይኻ ብቅኔ ትደርፊ ነይርኻ ተቃለስ ንዞሞ 30 ኦመት ብሔር ብሔር እናበሉ አገቢሎሞ ትግራይ ንክጭፊጭፉ ንትግራይ ክውድሙ መንእስይና ሙሁር ትግራይ ሂልቄት ዘምፁኡ ከዝ ለ ባኦሎሞ የፁኑትና አለው ተቃለስ ሙሁር መንእስይ ትግራይ
AI
Tkel eika sele hawey
ሪከርዲንግ ኣይፈተኽዎን። ፍረነገር ክስማዕ ኣለዎ። ናይ ኩሎም ሓደ ዓይነት ኮይኑ፡ ናይ ኣብራሃም፡ ናይ ሰለማዊት፡ናይ ማህሌት፡ ፌክ መሲሉ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ቀደም ድምጾምን ናይሕጅን እሞ ስምዕዎ በጃኹም ኣዐርዩዎ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ያ ስለምንታይ ኢኩም ብርሃጽ ትጻወቱ ዘለኩም
አረ ምቅንባር እዩ ናይ ሰሌየ አይኮነን
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉
💛❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
Solo one of the kind ‘❤❤Btw!@AXUM NETAi is doing a great job!
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Selye shiwa key tiatu mraka aketila arem key kewn keysber edla s nay engineer asgedom eya msraq kedefu tegaru emo kea bselo
ኣንታ ዓገብ ዝብል የለን ድዩ ድምጺ ናይ ዞም ጅጋኑ ስነጥበባዉያን ይበላሾ ኣሎ ናይ ማህኬት ናይ ኣብራሃም ገብረመድሂን ሕጂ ከኣ ናይ ሰልየ እንታይ ኢዩ እቱ ጸገም
እዚ ደርፊ አይኾነን ናይ አኼባ ንግግር እዩ
Please this AI donnot use thier name with out asking for permission .
እዙይ ምጭብርባር ገዲፍኩም ብግልፂ ወፂኩም ዘይትደርፉ? ብኮምፒተር ኣመሳሲልካ ብፍሉጣት ደረፍቲ ሽም ስለዝተጠቀምካ ትግራዋይ ክሽወደልካ ትሓስብ ንእቐትካ ኢዮ ዘሪኢና፡፡ ህወሓት እኹል መፅረፊ ኣለዋ ናይ ፍሉጣት ሰባት ሽም ኣየድሊያን ደንቆሮ ኣይትኩኑ ንሕና ተጋሩ ኢና ንበልፀኩም ኢና፡፡ እቲ ዜማ ባዕሉ ንሱ ካብ ዝደረፎ ዜማ ኣመሳሲልካ ድምፂ ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንሲ ተፀጊኡ ዝተሰርሓ ግጥሚ ጥራሕ ፂሒፍካ ኢዮ ተሰሪሑ ስለዙይ ብግልፂ ወፂካ ስራሕ !
ቀዲሙ ዝነቀሓ ሰብ ኪነጥበባ ዊ ሓውና
I don't think it's the original music. Solomon has his own page . Has a recoding problem. It seems stolen from a studio like Mahlet.😮😮😮😮😮😮😮😮😮😮 STOLEN STOLEN STOLEN
this is not Solomon,it is fake. AI music.
ኣቦ ቂኔ
Seliye my best fantastic job ❤❤❤❤❤❤
❤💛✌️🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤
Thank you Solomon.
ሰሌ ሕሩር ብህዝቡ ወናኒ ብዙሕ ሞያን ብዓል ጥበብን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታ!!!
Leka Tigray adiy likawuntyyy zbahals nay Bahakiy adiy likawuntyyy Eyua !! Kem eniy seleye
ፅቡቅ ሰራሕዩ ግን ደምፂ ይባለሸሎ ትረኒግ ግበሩ
ደሙሩኒ ተጋሩዋይይይ
ንበረልና❤❤❤
Sol ድምጺ ህዝቡ እንኳዕ ደሓን መጻእካ ተኸታልን ደጋፍን ዘይረኸበ ህቡብ ድምጻዊ እዩ ብወገነይ shere like sub ኣይነዉሕደሉ ነዚ ተባዕ ሓዉና 💚💚💚
ሰሌ ድምፂ ህዝቢ❤❤
Great Solomon as always amazing love & peace to our people ❤️🕊️🥰
ባሃር ሶሎሞን ዩኮኖኣምላክ በሎም እስከ ኣምሲልካ # ለተሃይማኖተይ እንታይ ዘኸይድ ነሩኪ ንሽዋ ( ወይን ግናይ ታይ ዘኸይድ ነሩኪ ከም ሞኮስ ጻልጣ ጻባ ብዘይ ገለ ኣሰር ሙሉቕ ኢልኪ ወጺእኺ ኣንቲ ሓሳድ ማሃይም ፖሎቲካ) #!!!!!!
ሰሌ ድምፂ ውፁዕ ህዝቢ ንበረልና
ሰሌ ጀግናና ኩርዓትና ኢካ
ኣነስ እቲ ግጥሚ ኣይ ስምዖን ኣለኩ ካብ ኣመላልኣ ዶ ይኸውን ዋላስ , , ,
Simply beautiful. You’re the voice of Tigray who continue to suffer. Love & respect to you Solomon❤🙏
My hero 💪💪
ብኸመይ ኢኻ ትሰርሖ እባ ኣርእየና 🙏
ሰሌየይይይ❤❤❤❤💊💙🌿✅💪💪💪
ሰሌ ድምፂ ሕዝቢ ኢኻሞ በርቲዒኻ ቀቐጽለሉ ንፈትወካ ኢና Sol. ❤🎉❤🎉❤🎉
ሶሎ ድምጺ ውጹዕ ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰሊ ጅግና ይበል
ስሌ ሐውና ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ❤❤❤
ደምርኒ ለምለመይ ክምልስ እየ 🙏🙏🙏♥♥♥♥
Our hero sol good job 💊💊💊
ሰሌ ናይ ዘመና ተወዳዳሪ ዘይብልኻ ምሩፅን በሊህን ባኣል ጥበብ ኢኻ !!! በርትዕ ::
ሶል ጎይታ ጥበብ አቦ ውፅዓት ፈታዊ ህዝቡን ዓዱን❤❤❤
Behaki, ajoka ata lebam, akal, jegna hizbi tigray kulu kehalf eyu, timali eka halifus🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
Sol congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ከምኣነ ጽሩይ ተጋዳላይ ትግራይ ኢለካኣለኹ ❤❤❤
ሰልየ ጅግና አቦ ጥበብ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ 🙏🙏🙏♥♥♥♥አድነቅቲ ሰልየ ደሙሩኒ ተጋሩዋይ🙏🙏🙏♥♥♥💛💛💛💛
ሰልየ ኣይኮነ Ai ኣይተድንቂ
ሰሌ አቦ ጥበብ ግሩም ዝኾነ ስራሕ እዩ ❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሰልየ ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤❤❤ ንደማመር እስከ ተጋርዋኒ ❤❤❤❤
ሰል ጅግና ኣቦ ውፅዕ ህዝብ ወፅዓ ህዝብኻ ዝረደአካ ብሉፅ ሓውና 👌💙🥰🥰👏
❤❤❤🎉🎉🎉ስይንጉስጥበብ
ዕድመንጥዕናንይሃብካ❤❤❤❤
ጀግናናይትግራዋይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
𝑡𝑒𝑓𝑒𝑡𝑎𝑤𝑖 𝑓𝑡𝑟𝑒𝑡𝑡𝑡 𝑏𝑡𝑠𝑎𝑦 𝑞𝑒𝑡𝑠𝑙𝑒𝑙𝑢 ❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤👍🏾👍🏾😍
አረ Ai eyu😂
❤❤❤❤❤👍👍👌👌👌
ናይ ትግርና መዋዳድርቲ ዘይርከቦ ጅግና ድምጻዊ ። ሒንቲ ክላበወካ ባሃር ሰሌ ናይ ደቡብን ሰሜነነ ተጋሩ ኣብ ግምት ዘእተወ ዜማታት ከተበርክት መንነታዊ ግዴታ ኣለካ ። ስለዚ ክብርኻ ክዲ ቁዱስ ያረድ ዘይትበጽሓሉ መኽንያት የለን !!❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉
ሰሌ ኣቦ ጥበብ
The legendary singer Solomon Beautiful tune thank you wedi Adey God bless you for many many years to come keep doing the good work never ever stop
Legend you always ❤
king
ኣቱም ሰባት ኣነ ጥራይ ድየ ኣብዛ ወርሒ ዘወጻ ደርፍታት: ድምጺ ኣብ studio ተባላሽዩ ኣሎ: please ገለ ግበሩ እምበር ናይ ሰልየ ከይሰማዕካ like ዝግበር እዩ..
Ai እዩ ማለት ናቱ አይኾነይ
ሓቅኻ እቲ ድምፂ ናቱ እዩ ግን ግጥም ዜማን ዘይወፀሉ ስዲ ንባብ ስለዝኾነ እዩ
ኣብ studio እዩ ዝበላሾ ዘሎ እኮ
ኩሉ ደርፍኩም ድምፁ ትክክል አይኮነን ን ምሕባር ዝአክል
AI እዩ:: ሰብ ኣኮነን ዝደርፍ ዘሎ::
Thanks
Eznna dyu dmtsi hmak alo ezni zrbsh😢
God bless you I proud of you
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኹዱልና ተዝኾን ፅቡቕ ነይሩ
❤❤❤👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
💪💪💪♥️♥️♥️💝💝💝
ፈተውቲ አዴኹም ብስም አዴኹም ደምሩኒ ደቂ ሪመይ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛👍
(መጠንቀቕታ)ኣብዚ ቻነል እዚ ዝቀርቡ ስራሕቲ እስካብ ሕጂ ዝልቀቁ ዘለው ብ AI ዝተሰርሑ እዮም ወይ ድማ ፊክ ድምጺ እና ኩላኹም ሳብስክራይብኹም ሳሓቡ ምክንያቱ ኣብ ክየንትና ዘይኮነ ምስሊ ንክንሕዝ ይገብሩ ኣለዎ
Tekekel Eka Nay Abadi Nugese Ewun Kemzuy geyremuwo Alewu
💛❤️💛❤️💛❤️💊💊💊
Artificial Intelligence (AI) እዩ:: ህዝበይ ከይትዕሸው::
❤❤❤❤❤
🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Our leaders are messed up so our musicians also messed up
ስሌዋ ለባም ገና ገና ዝርዶዐ ከያኒ ካብጋሐቱሁ ፈላስፍ ዶሆ ክብለካ ብዘይምግናን ስሌዋ ንበረልና እቲ ናይኻ ብቅኔ ትደርፊ ነይርኻ
ተቃለስ ንዞሞ 30 ኦመት ብሔር ብሔር እናበሉ አገቢሎሞ ትግራይ ንክጭፊጭፉ ንትግራይ ክውድሙ መንእስይና ሙሁር ትግራይ ሂልቄት ዘምፁኡ ከዝ ለ ባኦሎሞ የፁኑትና አለው ተቃለስ ሙሁር መንእስይ ትግራይ
AI
Tkel eika sele hawey
ሪከርዲንግ ኣይፈተኽዎን። ፍረነገር ክስማዕ ኣለዎ። ናይ ኩሎም ሓደ ዓይነት ኮይኑ፡ ናይ ኣብራሃም፡ ናይ ሰለማዊት፡ናይ ማህሌት፡ ፌክ መሲሉ።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ቀደም ድምጾምን ናይሕጅን እሞ ስምዕዎ በጃኹም ኣዐርዩዎ
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ያ ስለምንታይ ኢኩም ብርሃጽ ትጻወቱ ዘለኩም
አረ ምቅንባር እዩ ናይ ሰሌየ አይኮነን
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉
💛❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉
Solo one of the kind ‘❤❤
Btw!
@AXUM NET
Ai is doing a great job!
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Selye shiwa key tiatu mraka aketila arem key kewn keysber edla s nay engineer asgedom eya msraq kedefu tegaru emo kea bselo
ኣንታ ዓገብ ዝብል የለን ድዩ ድምጺ ናይ ዞም ጅጋኑ ስነጥበባዉያን ይበላሾ ኣሎ ናይ ማህኬት ናይ ኣብራሃም ገብረመድሂን ሕጂ ከኣ ናይ ሰልየ እንታይ ኢዩ እቱ ጸገም
እዚ ደርፊ አይኾነን ናይ አኼባ ንግግር እዩ
Please this AI donnot use thier name with out asking for permission .
እዙይ ምጭብርባር ገዲፍኩም ብግልፂ ወፂኩም ዘይትደርፉ?
ብኮምፒተር ኣመሳሲልካ ብፍሉጣት ደረፍቲ ሽም ስለዝተጠቀምካ ትግራዋይ ክሽወደልካ ትሓስብ ንእቐትካ ኢዮ ዘሪኢና፡፡
ህወሓት እኹል መፅረፊ ኣለዋ ናይ ፍሉጣት ሰባት ሽም ኣየድሊያን
ደንቆሮ ኣይትኩኑ ንሕና ተጋሩ ኢና ንበልፀኩም ኢና፡፡
እቲ ዜማ ባዕሉ ንሱ ካብ ዝደረፎ ዜማ ኣመሳሲልካ ድምፂ ብኣርቴፊሻል ኢንተለጀንሲ ተፀጊኡ ዝተሰርሓ ግጥሚ ጥራሕ ፂሒፍካ ኢዮ ተሰሪሑ ስለዙይ ብግልፂ ወፂካ ስራሕ !