Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ እዩ ልገርም ግጥሚ ነይሩ ኣብ ስትድዮ ብዓበይቲ ደረፍቲ ክድረፍ ይግብኦ ነይሩ ግን ደረፍቲ ካብ ኣበዩማ ታይ ክግበር ንዙ ስራሕ ዝሰራሕካ ሰብ ግን ቐፅለሉ ንዝቐደመ ክዓ ብጣዕሚ የቐንየልና ። ኩሉ ብዝካኣሎ ድምፂ ህዝቡ ከስምዕ ኣለዎ።
ካብ አብርሃም ዝዓቢ ኣሎ ኢልካ ዲዩ ብዝኮነ ሰማዒ ተሃልዩ ኩልና ሓንቲ ኮይንና ክንቃሎሶም እዩ ዘለና ንሰጉም ❤💪
ክሳብ ሕጂ ልዕሊ 1500 ሰባት ሪእኩማ ግን ታይ ኮንኩም ላይክ ዘይገበርኩማ ኣየ ሓበሻ ጠፋን ከይረብሕ ድኩም
I did like,Subscribe and also commented. ❤
ምክንያቱም ብአርቴፍሻል ኢንተለጅንት ኸምተሰርሓ ስለረጋገፅና እዮ ብወገነይ።
ብጣዕሚ ግርም
አብርሽ ፅቡቅ ስራሕ የቀንየልና ቀፅለሉ ❤❤❤❤
ኣብርሸይ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለየን🎉🎉🎉
ማአበል ብከየንቲ ትግራይ ተላኢሉ ጉበዝ አብርሽ ሕዝቢ እንተየለ ኩሉ ነገር የለን ሕዝቢ መሲሉን ትግራዋ ሙሉኡ ብሙሉኡ ካብ ምፃናት ዝዳሐነ መንእስይ እንተይለ ሙሁር እንተይለ ንመን እዮሞ ክምህሩሁ እዞሞ አረሜኔታት እሽ አብርሽ ንጉስ ናይ ድምፅ በሊ ባ ኤዱ አስምዕና እቲ ጡኡሙ ድምፄኪ ናይ አናእሽቲ ኦበይቲ ናይ ሙሁ ትግራይ ሐደ በሊ 👍❤️❤️❤️
Deki Tigray shikor ! Always on their people side. So proud of them 🥰
ብኩሉ ሙያ ጅግና ኣሎ እዩ. ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ልዑል እጃም ተፃዊቶም እዮም ስለዝኾነውን ኣብ ኩናት ዛርእኽምዎ ጀግንነት ጥበብን ሎሚውን ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ምዕራይ ብሙያኹም ህዝብና ንክነቅሕ ሐቅን ፕሮፕጋንዳን መሚዩ ብምፍላጥ ፍታሓዊት ንኩሉ ታሳትፍ ታሓቁፍ ንኩሉ ዲሞክሪሲያዊት ትግራይ ንክትምስረት ግዴኹም.ልክትጻወቱ ይላወብ. በርትዑ አርቲስት ትግራይ ኩለኹም. ክብርንን ሞገስን ንስውኣትን ኣካሎም ንዝገበራን ንዝገበሩ ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ❤
Wow Abrashe Haway 👏👏👏👏👏👏👏
ክብሪይ ንሰዋአት ዋዕሮታትና ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
Abrishey nay mudey❤❤❤
ኣየ AI ዘይገብሮ ዘይብሉ ግርም 'ባ መምሩፃት ኣርቲስታት እናመረፅካ ናይ ኣብርሃም ገለ እናበልካ ምልጣፍ
Welcome wedi jegna Tigray ❤❤❤❤
“ ንብርሃን ዝመኸኸት ድምቅቲ ጥዋፍ” 💪🙏✊
Wow ❤I love it ❤
ክብረት ይሐበለና ጅግና ወዲ ህዝቢ ጀግንነት ዋዕሮታት ትግራይና በትምቁር ዜማኻ ጀግነነተን መሰዋእተን አብ ሕድ ሕድ ብሒወት ዘለና ተጋሩ ሕሊና ዘለአለም ዝነብር ሕያው ታሪኽ እዩ አዚሞካዮ ክበረልና ሓውና።
I feel so so sorry for my people of Tigrai😢paid dearly for our independence and freedom, but now we are at the mercy of our killers! United we win that is our only option 🙏🏾Abraham ❤❤❤
ጀግና እኻ ብሓቅ ዝሓወይ ቀፅለሉ ጥራይ❤❤❤
The best of ever.❤❤❤❤❤
ኣረ ብንፁር ዝስማዕ ስርሓልና ኣብሩሽ😢😢
AI eyu
AI እዩ
ኣብሃም : ኣብ ሓምሳ ዓመት ውሽጢ ምእንቲ ክብሪ ህዝቢ ትግራይ ኢሎም ፈቖዶ ሽንጥሮ ኩርባታት እምባታትን ሜዳን ዝወደቑ (ዝተሰውኡ) መታዓብይትና አዕርኹትናን ብዙሕ ኣቑዚምካና :: ንስራሕትካ ክብርን ሞጎሰይን የቕርበልካ ::
Jgna wedi hzbi❤❤
ቃልስና ግን ንስልጣን ምበር ንመንነት ከምዘይነበረ ግልፂ ዩ ሐጂ ካሕዳማት መራሕትና
Abi.Jegena❤❤❤
My blood thanks ❤💊 ❤
ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ትግራይ❤
wow harif asirah abrsh
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ❤aberham
ጀግናችን🎉🎉🎉🎉
አብርሽ❤❤❤❤
Abrishey tegadelay❤❤❤❤
ኣነ ዋላ ኣይተረዳኣንን እዙ ጥዑም ድምጹ ናበይ ከይዱ
አብርሽ አቦ ጥበብ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ❤❤❤
እወ ንዛዐባይ ሀገር እምበር መዓዝ መሰለና ንስልጣኖም ዞም ካሕዳማት መራሕቲ😢
ብጣዕሚ ጽቡቅ ግጥሚ
ጅግና ብሓቂ ዝሓወይ 💪💪💪💝💝💝💝💝💝💞💞💞💞💞♥️💘♥️💘♥️💘♥️💘💘♥️
Legend👑👑
ኣብርሽ ጀግና
Teddy the legend ❤Thank you for being the voice for the voiceless!
ብድምጺ ጥራይ ጅውምርኩሞ ዘለኩምሰለማዊትእፍረምማህሌትኣብርሃምትርጉማ ግን ኣይተረዳኣኒንሓድሽ ቅዲ ኣደራርፋ ብኮምፒተር ዝተደገፈ ኮይኑ ንምንታይ ኢዩ ግንግጥምታቱ ግን ናይ ብሓቂ ደስ ብሃሊ❤❤
Extraordinary artist ❤
ኣብርሸይ 🎉❤
Wow❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
Welcome abrish ❤❤❤❤
በአል ኩዋዳ 🎉አንኩአን ብድሃን ምጻሃ 🎉
ኣቡሩሽ ኣቦ ጥበብ❤❤❤
Great job, lovely voice 👌 ❤
ዜማ ኣይፈተክዎን ኣነስ ይቅሬታ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ❤
Al እዩ ብዝኮነ ነቲ ግጥሚ ኣንብብዮ ማራ ፅቡቅ እዩ
አብርሽ ቪቫ መትከላዊ ሙሉእ ሰብ ታዓወት
ላይክ አባ ሃብዎ ደቂ ሐላል መርየት ኣብርሸይ ጅግና🙏
ቃላት የብለይን ብሓቂ ኣብሪሞ ሓወይ ጅግና❤️❤️#ንብዓታ ውሒጣ#ንብዓት ዝሓበሰት!!
donot cheat people
ata AI Eko eyu
Abrsh aykonen derifwo AI (ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ) eyu
ፅብቅ ሰራሕ አንበሳ💊💊💊👊
Entay semika ?😂
ፅሑፍ ንኡስ ርእሲ እኮ ኣብ ታሕቲ ኣሎ ኣንብቦ
ኣብርሃም ንታ ሂበ ኢላ ሕልፊ ዘይትደሊ ዋዕሮ ተጋዳሊት ትግራይ ድምጺ ስለ ዝኾንካያ ክብርን ምስጋናን ይግበኣካ። ቀጽለሉ ኩሉ ኣብ ጎንኻ እዩ ፡
ደስ ይብል አብርሽ ሸሸሸ
Legend Abraham 🎶🎶
ሓዘን ይኣክል
Excellent 🎉🎉🎉
🎉ተዓወት
good job abrshe 🎉❤
Wow❤❤❤❤❤
እዙይ ድምጺ ናይ ኣብርሂሞ ድዩ በሓቂ
AI
ዋው ... ኩሎም ማይክ ዝሓዙ ዓድዋ ጫው ጫው ኢሎም ንምንታይ ደአ ብ 19 97 እኒ ገብሩ አስራት እንትባረሩ ከምዚአ ዘይደረፈኩም ?
ኣብረሸ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብርሸ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Abrsh❤❤❤
Abrsh legend activist
👏👏👏
አብርሽ
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ግን ብክሊብ ዝተሓገዘ ተዝከዉን ሕልፊ መፀበቀን ምተርአየን ቪድዮ ተዝከዉን ❤😢
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቅፅልሉ ላይክ ላገበርኩም ኣሕዋት✌🏽💪🙏🏽
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Long live abersh❤❤❤❤❤❤❤❤
Txu
❤❤❤🎉🎉🎉
Great work, Abrish.-AI music.
ሳብስክራይብ ላይክ ናገበርና ምስማዕ ንፍተ ታካታተልኪ ናይ ክብር ኣብራሃም ኣፈወርቂ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Your voice ♥️
ድምፅ ሶቆቆ ሐቅነት ዛንቲ መንእስይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Music Beal nska kthalfwo u hiwet zelewo
አብርሽ ናይ ምዚቃ ንጉስ ንበረልና
Legend you ❤
😘❤️✅
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🙏🙏❤️❤️❤️💪💪💪
TDF i love you ♥️♥️
ዋው አብርሃመይ ከም ኤርትራዊ አዝየ ዝሕበነልካ / ካይዳለኻ ን ኤርትራውያን ማዕረ ተጋሩ አተፈቅር No 1 ስልጡን ዘማሪ ትግራዋይ ንበረለይይይ።ነብርሃመይ አፎም አብ ዜማታትካን ግጥምታትካን ስለዝቕልቀሉኒ ንስኻ ክልተ አብርሃመይ ኢኻ ንዓይ 5:24 6:24
🎉
😢😢😢
መን እዩ ብሸሞም AI ዝሰራሕ ዘሎ።
❤❤❤❤
❤❤❤👌👌👌👍👍👍💪💪💪🌹💝
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
That is ai making but that is good job and good poem keep it up
በይዛኹም ሰብሰክራበ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ🎉😢❤
♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥♥
ንምንታይ እዮም ግንብ፡Ai፡ገረሞ ኩሎም ኣርቲስታት እቲ ግጥሚ ፅቡቅ ትሕዝቶ እንዳሃለዎ ብ ኖርማል ናይ ባዕሎም ዘይሰርሕዎ፡ታይ እዩ ምክንያቱ ኣይተረዳኣንን
😂 ዋ እቱ ጭሕሙ እስካብ ሕዚ ወዲ ፶ ዓመት ሲበት ዘይብሉ ዶ ይመስለካ ኩሉ ነገሮም አርቴፍሻል እዩ😅
ዋዉዉዉ ተጸብየካ ነረ ብሃንቀዉታ ዘሜኻ
Ankere barqua
ኣብርሽ ጥዑም ድምፂ ከምቲ ልሙድ ዓብይ መልእኽቲ ዘለዎ ስራሕ እዩ።
ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ እዩ ልገርም ግጥሚ ነይሩ ኣብ ስትድዮ ብዓበይቲ ደረፍቲ ክድረፍ ይግብኦ ነይሩ ግን ደረፍቲ ካብ ኣበዩማ ታይ ክግበር ንዙ ስራሕ ዝሰራሕካ ሰብ ግን ቐፅለሉ ንዝቐደመ ክዓ ብጣዕሚ የቐንየልና ። ኩሉ ብዝካኣሎ ድምፂ ህዝቡ ከስምዕ ኣለዎ።
ካብ አብርሃም ዝዓቢ ኣሎ ኢልካ ዲዩ ብዝኮነ ሰማዒ ተሃልዩ ኩልና ሓንቲ ኮይንና ክንቃሎሶም እዩ ዘለና ንሰጉም ❤💪
ክሳብ ሕጂ ልዕሊ 1500 ሰባት ሪእኩማ ግን ታይ ኮንኩም ላይክ ዘይገበርኩማ ኣየ ሓበሻ ጠፋን ከይረብሕ ድኩም
I did like,Subscribe and also commented. ❤
ምክንያቱም ብአርቴፍሻል ኢንተለጅንት ኸምተሰርሓ ስለረጋገፅና እዮ ብወገነይ።
ብጣዕሚ ግርም
አብርሽ ፅቡቅ ስራሕ የቀንየልና ቀፅለሉ ❤❤❤❤
ኣብርሸይ ንዓካ ዝገልፅ ቃላት የብለየን🎉🎉🎉
ማአበል ብከየንቲ ትግራይ ተላኢሉ ጉበዝ አብርሽ ሕዝቢ እንተየለ ኩሉ ነገር የለን ሕዝቢ መሲሉን ትግራዋ ሙሉኡ ብሙሉኡ ካብ ምፃናት ዝዳሐነ መንእስይ እንተይለ ሙሁር እንተይለ ንመን እዮሞ ክምህሩሁ እዞሞ አረሜኔታት እሽ አብርሽ ንጉስ ናይ ድምፅ
በሊ ባ ኤዱ አስምዕና እቲ ጡኡሙ ድምፄኪ ናይ አናእሽቲ ኦበይቲ ናይ ሙሁ ትግራይ ሐደ በሊ 👍❤️❤️❤️
Deki Tigray shikor ! Always on their people side. So proud of them 🥰
ብኩሉ ሙያ ጅግና ኣሎ እዩ. ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ልዑል እጃም ተፃዊቶም እዮም ስለዝኾነውን ኣብ ኩናት ዛርእኽምዎ ጀግንነት ጥበብን ሎሚውን ኣብ ፖለቲካ ትግራይ ምዕራይ ብሙያኹም ህዝብና ንክነቅሕ ሐቅን ፕሮፕጋንዳን መሚዩ ብምፍላጥ ፍታሓዊት ንኩሉ ታሳትፍ ታሓቁፍ ንኩሉ ዲሞክሪሲያዊት ትግራይ ንክትምስረት ግዴኹም.ልክትጻወቱ ይላወብ. በርትዑ አርቲስት ትግራይ ኩለኹም. ክብርንን ሞገስን ንስውኣትን ኣካሎም ንዝገበራን ንዝገበሩ ጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ ❤
Wow Abrashe Haway 👏👏👏👏👏👏👏
ክብሪይ ንሰዋአት ዋዕሮታትና ጀጋኑና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
Abrishey nay mudey❤❤❤
ኣየ AI ዘይገብሮ ዘይብሉ ግርም 'ባ መምሩፃት ኣርቲስታት እናመረፅካ ናይ ኣብርሃም ገለ እናበልካ ምልጣፍ
Welcome wedi jegna Tigray ❤❤❤❤
“ ንብርሃን ዝመኸኸት
ድምቅቲ ጥዋፍ” 💪🙏✊
Wow ❤I love it ❤
ክብረት ይሐበለና ጅግና ወዲ ህዝቢ ጀግንነት ዋዕሮታት ትግራይና በትምቁር ዜማኻ ጀግነነተን መሰዋእተን አብ ሕድ ሕድ ብሒወት ዘለና ተጋሩ ሕሊና ዘለአለም ዝነብር ሕያው ታሪኽ እዩ አዚሞካዮ ክበረልና ሓውና።
I feel so so sorry for my people of Tigrai😢paid dearly for our independence and freedom, but now we are at the mercy of our killers! United we win that is our only option 🙏🏾Abraham ❤❤❤
ጀግና እኻ ብሓቅ ዝሓወይ ቀፅለሉ ጥራይ❤❤❤
The best of ever.❤❤❤❤❤
ኣረ ብንፁር ዝስማዕ ስርሓልና ኣብሩሽ😢😢
AI eyu
AI እዩ
ኣብሃም : ኣብ ሓምሳ ዓመት ውሽጢ ምእንቲ ክብሪ ህዝቢ ትግራይ ኢሎም ፈቖዶ ሽንጥሮ ኩርባታት እምባታትን ሜዳን ዝወደቑ (ዝተሰውኡ) መታዓብይትና አዕርኹትናን ብዙሕ ኣቑዚምካና :: ንስራሕትካ ክብርን ሞጎሰይን የቕርበልካ ::
Jgna wedi hzbi❤❤
ቃልስና ግን ንስልጣን ምበር ንመንነት ከምዘይነበረ ግልፂ ዩ ሐጂ ካሕዳማት መራሕትና
Abi.Jegena❤❤❤
My blood thanks ❤💊 ❤
ፅቡቅ ስራሕ ወዲ ትግራይ❤
wow harif asirah abrsh
ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻ❤aberham
ጀግናችን🎉🎉🎉🎉
አብርሽ❤❤❤❤
Abrishey tegadelay❤❤❤❤
ኣነ ዋላ ኣይተረዳኣንን እዙ ጥዑም ድምጹ ናበይ ከይዱ
አብርሽ አቦ ጥበብ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ❤❤❤
እወ ንዛዐባይ ሀገር እምበር መዓዝ መሰለና ንስልጣኖም ዞም ካሕዳማት መራሕቲ😢
ብጣዕሚ ጽቡቅ ግጥሚ
ጅግና ብሓቂ ዝሓወይ 💪💪💪💝💝💝💝💝💝💞💞💞💞💞♥️💘♥️💘♥️💘♥️💘💘♥️
Legend👑👑
ኣብርሽ ጀግና
Teddy the legend ❤
Thank you for being the voice for the voiceless!
ብድምጺ ጥራይ ጅውምርኩሞ ዘለኩም
ሰለማዊት
እፍረም
ማህሌት
ኣብርሃም
ትርጉማ ግን ኣይተረዳኣኒን
ሓድሽ ቅዲ ኣደራርፋ ብኮምፒተር ዝተደገፈ ኮይኑ ንምንታይ ኢዩ ግን
ግጥምታቱ ግን ናይ ብሓቂ ደስ ብሃሊ
❤❤
Extraordinary artist ❤
ኣብርሸይ 🎉❤
Wow❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢
Welcome abrish ❤❤❤❤
በአል ኩዋዳ 🎉አንኩአን ብድሃን ምጻሃ 🎉
ኣቡሩሽ ኣቦ ጥበብ❤❤❤
Great job, lovely voice 👌 ❤
ዜማ ኣይፈተክዎን ኣነስ ይቅሬታ ብዝተረፈ ጽቡቅ ስራሕ ❤
Al እዩ ብዝኮነ ነቲ ግጥሚ ኣንብብዮ ማራ ፅቡቅ እዩ
አብርሽ ቪቫ መትከላዊ ሙሉእ ሰብ ታዓወት
ላይክ አባ ሃብዎ ደቂ ሐላል መርየት ኣብርሸይ ጅግና🙏
ቃላት የብለይን ብሓቂ ኣብሪሞ ሓወይ ጅግና❤️❤️
#ንብዓታ ውሒጣ
#ንብዓት ዝሓበሰት!!
donot cheat people
ata AI Eko eyu
Abrsh aykonen derifwo AI (ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ) eyu
ፅብቅ ሰራሕ አንበሳ💊💊💊👊
Entay semika ?😂
ፅሑፍ ንኡስ ርእሲ እኮ ኣብ ታሕቲ ኣሎ ኣንብቦ
ኣብርሃም ንታ ሂበ ኢላ ሕልፊ ዘይትደሊ ዋዕሮ ተጋዳሊት ትግራይ ድምጺ ስለ ዝኾንካያ ክብርን ምስጋናን ይግበኣካ። ቀጽለሉ ኩሉ ኣብ ጎንኻ እዩ ፡
ደስ ይብል አብርሽ ሸሸሸ
Legend Abraham 🎶🎶
ሓዘን ይኣክል
Excellent 🎉🎉🎉
🎉ተዓወት
good job abrshe 🎉❤
Wow❤❤❤❤❤
እዙይ ድምጺ ናይ ኣብርሂሞ ድዩ በሓቂ
AI
ዋው ... ኩሎም ማይክ ዝሓዙ ዓድዋ ጫው ጫው ኢሎም ንምንታይ ደአ ብ 19 97 እኒ ገብሩ አስራት እንትባረሩ ከምዚአ ዘይደረፈኩም ?
ኣብረሸ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብርሸ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Abrsh❤❤❤
Abrsh legend activist
👏👏👏
አብርሽ
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ግን ብክሊብ ዝተሓገዘ ተዝከዉን ሕልፊ መፀበቀን ምተርአየን ቪድዮ ተዝከዉን ❤😢
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቅፅልሉ ላይክ ላገበርኩም ኣሕዋት✌🏽💪🙏🏽
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Long live abersh❤❤❤❤❤❤❤❤
Txu
❤❤❤🎉🎉🎉
አብርሽ አቦ ጥበብ እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ❤❤❤
Great work, Abrish.-AI music.
ሳብስክራይብ ላይክ ናገበርና ምስማዕ ንፍተ ታካታተልኪ ናይ ክብር ኣብራሃም ኣፈወርቂ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Your voice ♥️
ድምፅ ሶቆቆ ሐቅነት ዛንቲ መንእስይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Music Beal nska kthalfwo u hiwet zelewo
አብርሽ ናይ ምዚቃ ንጉስ ንበረልና
Legend you ❤
😘❤️✅
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🙏🙏❤️❤️❤️💪💪💪
TDF i love you ♥️♥️
ዋው አብርሃመይ ከም ኤርትራዊ አዝየ ዝሕ
በነልካ / ካይዳለኻ ን ኤርትራውያን ማዕረ ተጋሩ አተፈቅር No 1 ስልጡን ዘማሪ ትግራዋይ ንበረለይይይ።
ነብርሃመይ አፎም አብ ዜማታትካን ግጥምታትካን
ስለዝቕልቀሉኒ ንስኻ ክልተ አብርሃመይ ኢኻ ንዓይ 5:24 6:24