አብ ታረክ ክርሳዕ ዘይግባእ (ቡፃተይ) ሓዱሽ ኮር መሃኒዲስ አዛዚ-አርሚ-33 ኮር-3 New Tdf video 2023 share

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 ноя 2024

Комментарии • 84

  • @mebrhitkahsay5406
    @mebrhitkahsay5406 Год назад +9

    አያኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ከይሰማዕክዎ አይውዕልን 😢😢😢 ቃንዛ እዬ ናይብሓቂ

  • @abebasolomon1742
    @abebasolomon1742 Год назад +7

    አጆኻ ሐወይ መዓረይ ኩሉ ቡግዚኡ ሽግር ከሐልፍ ኢዩ ብፈጣር ኤድመን ጥእና ይሀብካ አምላክ። 😭😭😭

  • @tdfhoney9161
    @tdfhoney9161 Год назад +6

    እዙ ጅግና ተጋደይላይ ከብደይ እዩ ዝበልዐኒ ስኩሉ ዓመት አሲረምዎ ሐዚ ግን እቲ ኩነታት ምስተፈጠረ ንዓደይ ንህዝበይ ኢሉ ዝተቃለስ ጅግና ብጣዕሚ ኢና ንኮርዐልካን ንፈትወካን

  • @adamhanibal3935
    @adamhanibal3935 Год назад +6

    ኣምላኽ ኣቦይ መንነትና ክንመልስ ኣእምሮና ኽፈተልና ! ርኹስ ኣምሓርኛ ከይሐስኩ ክዛረብ ክጽዕር እየ !

  • @GalTigrayhaftiTdfmeley
    @GalTigrayhaftiTdfmeley Год назад +6

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ምስ ብፆትካ ሓዱሸይ ጀግና😘❤💛

  • @ፀጋ_ጸ7ፈ
    @ፀጋ_ጸ7ፈ 11 месяцев назад +1

    ኣያኒ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ዝተረፈ ዕደመካ ካዓ ኣምለክ ዕድም ጥዕናን ይሃብካ

  • @NdKz-l4g
    @NdKz-l4g Год назад +3

    ኣምላክ ይሓሊካ ብፃይ ወድ ኣሃድዮይ ጅግና ተ/ጋ ሓዱሽ

  • @TDF16
    @TDF16 Год назад +2

    ❤❤❤❤ ሳላኹም ብደምኩም ዶ ሓለፍናያ ዛመከራ😢😢😢 ጀጋኑ ማዓረይ ኻሊእ ምተገበኣኩም 😢😢 ተጋሩ በተለይ መራሕትታት አይንረስዕ ግፊዒ እዮ ዞም ዕሸላት ሳላና ሓመድ ዝበልዖም አይንረስዕ😢😢 ኣኽኽኽኽ አይ አዶን ኣቦን ትግራይ ረኺብክሞ ዘሎ መከራ😢😢😢😢

  • @murutsadhena7226
    @murutsadhena7226 Год назад +5

    ጀጋኑ ደቂ ትግራይ መዓረይ

  • @HeruTesfay-gs4lv
    @HeruTesfay-gs4lv Месяц назад

    ኣይነበዖን ነይሩ ጂግና ኣዴካ ሓቲታትኒ ግን ኣይከኣልኩን ወድነይ😢😢😢😭

  • @نننن-ن8س
    @نننن-ن8س Год назад +1

    ኣቦኦንሶዋይ መዓረይይ❤❤❤❤

  • @JfttTer
    @JfttTer 8 месяцев назад

    ኣምላክ ይሓሊካ ብፃይ ወድ ኣሃድዩይ ጀግና ተ/ጋሓድሽ❤❤😢😢

  • @rgvcfajxf5923
    @rgvcfajxf5923 Год назад +1

    ዕድመን ጥዕናን ይምነይለኩም ጀግኑ ዋሕሰ ህዝቢ ኢኩም ሞ❤

  • @TagebKiros
    @TagebKiros Месяц назад

    ❤❤❤❤❤❤❤ጅግና ብፃይ

  • @BirhanuGidey-i2q
    @BirhanuGidey-i2q 7 месяцев назад

    ንዓኺ ዝገልፅ ቃላት የለን ግን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤🎉🎉🎉😢😢

  • @AbebeAsresia
    @AbebeAsresia Месяц назад

    ዘልአልማዊ ታሪኽ ከመይ ገይርና ክንርስዖ

  • @الحمدلله-س4ح
    @الحمدلله-س4ح 10 месяцев назад

    ሓዱሸይሰላምኩም ይብዝሐለይ ምስ ብፆትካ❤❤❤❤😊❤😊

  • @Dawithaile423
    @Dawithaile423 Год назад +1

    To be strong guys
    God bless you and keep you !

  • @medhin8187
    @medhin8187 Год назад +1

    ሰላም እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ።
    ኣነስ ክሰምዖ እንተለኹ ካልእ እዩ ዘሕስበካን ዘናፍቐካን ደሃይ ዉን ተዝህልወኩም ግርም ዩ ። ዕድመ ፀጋ ዘለዎም ጀጋኑና ተሞኩሮኦም ልወለዶ የድልየና ዩ ። ኣብ ዘለዎ /ዘለኹሞ / ፈጣሪ ይሓልኹም።

  • @HeruTesfay-gs4lv
    @HeruTesfay-gs4lv Месяц назад

    ብፃይ ጅግና😪💊💪

  • @ትግራይመቦቆልስልጣነእያ

    ጀጋኑና ንበሩልና ❤💛😍😍😍😍

  • @ትግራይዓደይመዓረይ

    እህህህህህህ ጌታ ሆይ

  • @sindayosindayo4882
    @sindayosindayo4882 Год назад +1

    ጀጋኑና ❤️❤️❤️❤️🙏

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 Год назад +4

    ኩቡራት ተጋሩ ኣጆኹም ሰራሕቲ ቅያ ኢኹም ክንራከብ ኢና ኢሰያስ ምስ ብሮቱ ሐንሳብ ንሐዋሩ ክድምሰስ ኣለዎ ሐሳድ ወዲ መድህን ብራድ🙏🙏🙏🙏

    • @merhawitesfaldet4277
      @merhawitesfaldet4277 Год назад

      Philipose melhska adeb gebrlu Issu bal sera eyu kim abotatka meslka zefkir men eyu fekiru seru fethu delo

  • @YemaneTsegay-ou1eg
    @YemaneTsegay-ou1eg 3 месяца назад

    የቕንየልና ኩቡር አቦና❤❤❤❤

  • @zekerias9416
    @zekerias9416 Год назад +1

    ሰላም ሰላም ክቡራን

  • @Firegirmay-px8xi
    @Firegirmay-px8xi 4 месяца назад

    ጀጋኑና ዋሕስና😢😢❤

  • @danyhdanyh-lq7ne
    @danyhdanyh-lq7ne 7 месяцев назад

    ሓዱሽይ ማዓረይ👑❤️

  • @tewoldetessema9317
    @tewoldetessema9317 Год назад

    ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ወድኹም ጋልኩም ሰብ ስረ መዓንጣ ትበተኽ ኣየ እዛ ኣዶ ትግራይ ጀጋኑ ላቃውንቲ እትወልድ:: TDF ሰራዊት ትግራይ ምስ ክንደይ ዓድታት ገጢምኩም ኣልሃሽ ዘበልኩም ንፀላእቲ ዓለም ተደነቑ:: ብኣኹም ሻላኹም ህዝቢ ትግራይ ካብ ፅንፈት ኣድሒንክምዎ:: ብውግእስ መንዳንኡ ከሸንፈኩምዋ :: ኩሉ ጊዜ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ውድቀት እተብፀሐና ዘላ ናይ ፖለቲካዊ ኣመራርሓን መንግስትን እስቲ ፍጠሩ ንሽሕ ዓመት ዝእምት ሓይሊ:: ንኺናት ዝሰራሕኹሙን ንመስዋቲ ትግራይ ዘይሰሳዕኹምዶ እዛ ኣመራርሓ ምፍጣር ክሰኣነኩም:: ድሕሪ ሐዚ ትግራዋይ ወለዶ ናብ ፀገም ከየኣቱ ብስሚንቶ እስቲ ንዕበሳ እዛ ነኻል:: ሓደራ ብቶም ሰማእታት ብፆትኩም እናወደቅና እናሃለቕና ክነብር የብልናን::
    ትግራይ ትስዕር!!!

  • @FdefCserfs
    @FdefCserfs 6 месяцев назад

    ጅግና መዘና ኣልቦ😥😥

  • @efrem7433
    @efrem7433 Год назад +3

    አረ መንዩ
    ቴለፎን ዝህበኒ
    እዚ ዝመሰለ ጅግና አቦ ግጥምን ዜማን
    ፍልይ ዝበለ ጣዕመ ልሳን ዘለዎ ኢዩ!!!

    • @ሂዊጋልዞምጀጋኑ
      @ሂዊጋልዞምጀጋኑ Год назад +1

      ክበካ ይክእል እየ ኣነ

    • @efrem7433
      @efrem7433 Год назад

      @@ሂዊጋልዞምጀጋኑ
      ሕራይ ሕጂ ስደደለይ

    • @ሂዊጋልዞምጀጋኑ
      @ሂዊጋልዞምጀጋኑ Год назад

      ​@@efrem7433 ብዙይ ስልኪ ምፅሓፍ ክልኪሉኒ ዘይፍቀድ ግዲ ኮይኑስ

    • @FkriAemlakeysAelewoHelefa
      @FkriAemlakeysAelewoHelefa Год назад

      @@ሂዊጋልዞምጀጋኑ ብፊደል ጸሓፍሉ መዓረይ ብቁፅሪ እማ ሓቅኪ ኢኪ

    • @AteEnt14
      @AteEnt14  Год назад

      ክብር ሓው አልሸ ስልኩ ረከበልካ አለኩ 0996261764

  • @Dawit-g1g
    @Dawit-g1g 9 месяцев назад

    ሓድሽ(ሻዓብያ) እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ዝዓርከይ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 Год назад +4

    25 amet teasiru kim keyhaze tarik zserehe jegna

  • @AbadiGodifay
    @AbadiGodifay 16 дней назад

    Great kb jgna❤🎉😅😅😂❤❤

  • @DesaleyGebreslassie
    @DesaleyGebreslassie 6 месяцев назад

    ጀግና ተጋዳላይ

  • @NatnaelSbhatu
    @NatnaelSbhatu 5 месяцев назад

    33 ኮር3 ዝኮንኩም ተሓባበረኑ ን ኮ/ል ተወልደ ዝፈልጥ

  • @yeshiwendimTsegay-lg3vu
    @yeshiwendimTsegay-lg3vu 11 месяцев назад

    ጂግና

  • @emnetfrekalsi2795
    @emnetfrekalsi2795 Год назад +4

    እዚ ወዲ በጃኹም ዝፈልጦ እንተሃልዩ ቴለፎን ስደዱለይ። ባጀት ስለ ዝሓጸሮ ኢዩ ብኸምዚ ዘርጊሕዋ እዛ ደርፊ።

    • @AteEnt14
      @AteEnt14  Год назад

      ክብር ሓው ስልኩ ክሰደልካ እየ።ጥቅልል ብዝበለ ግን ዲያስፖራ ትግራይ ብናይ ባዕሉ መዎቅር እቶት አተአካኪቡ ንTdf እግረ መትከሊ ብዝከአሎ ናይ ባዕሉ አስተዎፅኦ ተዝገብር ንTdf ዓቡይ ተስፍን ምራልን ዝኮውን ይመስለኒ።ትግራይ ትስዕር።

    • @ሂዊጋልዞምጀጋኑ
      @ሂዊጋልዞምጀጋኑ Год назад

      ኣነ ክልእከልካ ይክእል እየ

    • @AteEnt14
      @AteEnt14  Год назад

      ክቡር ሓው ስልኩ ረኪበዬ አለኩ0996261764

  • @merahawt7273
    @merahawt7273 Год назад

    Ayyyyyy😢😢😢😢😢😢😭😭😭😭

  • @hjezehjezr9522
    @hjezehjezr9522 10 дней назад

    😢😢😢😢😢❤❤❤

  • @نننن-ن8س
    @نننن-ن8س Год назад

    ❤❤❤❤

  • @IirjdndoJeoeoodh
    @IirjdndoJeoeoodh 5 месяцев назад

    😢😢😢😢

  • @AbrhaTesfay-i4c
    @AbrhaTesfay-i4c 10 месяцев назад

    😻😻😻😻

  • @HuruyTesfay-m5m
    @HuruyTesfay-m5m 3 месяца назад

    😢ymecheka

  • @Grfg-qc1dn
    @Grfg-qc1dn Месяц назад

    💪💪💪💪💪💪💪💪😢😢😢😢😢

  • @IirjdndoJeoeoodh
    @IirjdndoJeoeoodh 5 месяцев назад

    ❤❤❤❤😢🎉❤❤

  • @abebatadesse4720
    @abebatadesse4720 Год назад

    ጀጋኒና አየ እወ ዚኩሉ፡መሲዋአት ምእተ ትግራይ ዩ።

  • @stpual1
    @stpual1 11 месяцев назад

    😢

  • @samigebre7828
    @samigebre7828 Год назад

    Jeganuna

  • @TadkanBrhana
    @TadkanBrhana 10 месяцев назад

    😢😢😢

  • @መሪጓልተዋህዶ
    @መሪጓልተዋህዶ Год назад

    🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ፀዋርክንነብሰይ
    @ፀዋርክንነብሰይ 7 месяцев назад

    😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 Год назад

    😍🥰🥰💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍👍💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💛💛💛💛💛❤❤❤❤❤❤🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @yrduyrdu8027
    @yrduyrdu8027 Год назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 Год назад

    💛♥💛♥💛♥💛♥😍😍😍😍

  • @melat9402
    @melat9402 11 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤❤❤💔💔💔💔💔

  • @senaitabadi3330
    @senaitabadi3330 Год назад

    😭😭😭😭😭😭

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 Год назад

    Tarikh zey bilom aklabat America kitibaku kitinabru eyu mot kim mot kalibi yinabir

    • @AteEnt14
      @AteEnt14  Год назад

      ናይ አእምሮ ፅገም አለካ ተሓከም,,,ታረክ ስልጣነ አክሱም፣ታረክ አክሱም ፅዬን፣ታረክ ነጃሺ፣ጀማረ ዜማ ኢትዬጵያን ኤርትራን ዝኮነ ቅዱስ ያሬድ ካልኦትን አብ ትግራይ ብቻ ዝርከቡ ታረካት እዬም።ንስካ ናብ ዓድካ ኤርትራ ምካድ ጋሀነም ኮይኑ ክሳብ ዝስመዕካ ክትፅለአ ዝገበረካ ህደፍ ደጊፍካ ስለ ታረክ ክትዛረብ አይግብእካን።መጀመርያ ናይ ህዝብካ ልምዓት፣ዲምክራሲ፣መሰል አክብር።ትግራይ ዓዲ ታረክ፣ዓዲ ጅግና እያ።

  • @hasenAli-fn6dp
    @hasenAli-fn6dp Год назад

    Kubur hawey nayzi kokob dmxi abona kalie derftatu eba leakelna 💊💊💊

  • @GenetTeklay-q4j
    @GenetTeklay-q4j 8 месяцев назад

    Nay wedi annini ba gele beluni 33

  • @AlexGere-v7y
    @AlexGere-v7y 4 месяца назад

    💔 🥷

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 Год назад

    jeganuna kemzi seb zednko gn seb yelen

  • @AswAwq-e9k
    @AswAwq-e9k 3 месяца назад

    ❤❤❤❤❤😂😂😂

  • @mengeteame-nj5ui
    @mengeteame-nj5ui 6 месяцев назад

    የብክየና ኔሩ 😢😢

  • @MikiDesta-k8p
    @MikiDesta-k8p 7 месяцев назад

    ጀጋኑና ንበሩልና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mama-y5y
    @Mama-y5y 2 месяца назад

    Ayyyyyyyyyyyyyy😭😭😭😭😭😭😭

  • @TahiuKares
    @TahiuKares 5 дней назад

    ❤❤❤❤😮😢😢😢😢😢😢😢

  • @MebrahtomGedey-vn3im
    @MebrahtomGedey-vn3im 11 месяцев назад

    ❤❤❤❤❤

  • @SdfHgdd-eq2wg
    @SdfHgdd-eq2wg Год назад

    😭😭😭

  • @TitiAgameTigiray
    @TitiAgameTigiray 6 месяцев назад

    😭😭😭😭😭