Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ብሓቂ መምህር ዕድመ ጥዕና ይሃበልና ኣምላክ ቅዱስ ያሬድ
Thanks very much Interesting program ❤
ከመይ መንፈስ እግዚኣብሄር ዝባረኸኩም ሰባት ኢኹም ተባረኹ ❤❤❤
ብሓቂ ኣነስ ተገሪመ ዓሰርተ ዓመት ተማሂረ መንፈሳዊ ሓንቲ ግን ፍረ ዘይብለይ ዋእ
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህር❤🙏
ጋዜጠኛ ጽን ኢልካ ስማዓ / ናይ ክርክር ፕሎቲከናታት ቃለ ምሕተት ኣይትግበሮ መንፈሳዊ ኣስቶምህሮ ብህዳኣት ኣስተዊዒልካ ሕቶኻ ኣቅርብ / መምህርና የቀኒልና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ኣምላኽ ❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ደቂ ቅድስት ፅዮን መዓረይ
ኣብ ብሉይ ኪዳን ኣብ 8ተ መዓልትኦም ተገሪዞም ናይ እግዚኣብሔር ዝኾኑ ይፈልጡ ኔሮም ድዮም 😂
ኣብ Facebook ተቆራሪጹ እንተዝዝርጋሕ ክንደይ ሰብ ምስ ተምሃረ።
Btaemi des zebl tmhrti and agelalxa kubur memhr...aqrabi medeb gn qurub aqlin hdiatn yedleyeka alo mejemerta awahlil, fleth then thatit ember kemzi n ktqawem elka hanti point hizka ktkatae xbuk aykonen..Thank you
አታ ከይንጉባእ አንስፐክተር ሕደግ
ንዝቓውም አፎም ዕፀዎም ዝብል ንሰይጣናት እዩ ምክንያቱ መዝሙረ ዳዊት ዝበዝሕ ከሙኡታት እንድዩ እና ንሰባት ኣይኮነን።መርምርካ ሓቲትካ እንበር ርኩስ መንፈስ ዘሓደሮም ሰባት ብዙሕ ጉድ እዮም ዝፅሕፉ መፀሓፍቲ ኣብ ሰለስተ እዮም ዝዘርዘሩ ቅዳሳን መፃሓፍት ሩኹሳን መፃሓፍት ስነ ልቦና ኣእምራዊ ዘሓዘ ከዓ ስሙ ጠፊኡኒ እንበር እዚኦም ዮም።
እሞ ኣንታ ሓውና፡ ኣብታ ዕጽዋን-ክባን ደኣ "ተዘከሮ እግዚኦ ለለኣሃዱ ኣሃዱ" ደጊምካ ነዚኹሉ ዝረገፈ መንእሰይ ትግራይ ዘይመድሐንካዮ? ነኣኻ'ውን ንጽድቂ ምኾነካ። ንስኻ'ውን ኩሉ ግዜ ዳዊት ስለ እትደግምስ ጽድቅን ፍልጠትን ምኾነካ።
ቅዱሳት መፃሕፍቲ፣ ርኹሳት/ምኑን መፃሕፍቲ ስጋዊ መፃሕፍቲ /ንስጋ ጥዕና እምበር ንመንግሰተ ሰማያት ዘይጠቅሙ
ክክክክክ ኣሚንካስ ፀዲቅካ ማለት እዩ ኢልዋ ኣላ ክብር ሓው እመን ተጠመቅቁሮብ ሰናይ ተግባር ፈፅም ።ድሕሪ አዚ ኩሉ እዩ ድሕነት።እምነት ጥራሕ ናበልካ ኣይትዝለል😅😂
ሕራይ፡ ስጋብ ፍሬ ሚናጦስ ክኅነትን ጵጵስና ተቐቢሉ ናብ ዓዲ ሓበሻ ዝምለስ፡ ቕዳሴ፡ ቁርባ፡ ጾም፡ ኣይነበረን። ብዘይ ቅዳሴ ከዓ ቁርባን ኣይዓርግን። ስለዚ እቶም ካብ ክርስትና ግዜ ስጋብ ሽዑ ዝነበሩስ ከይቆረቡ ስለዝሞቱስ ኣይፀድቁን ዲኻ ትብል ዘለኻ ክቡር ሓው? ምኽንያቱ ካብ ክርስቶስ ስጋብ ፍሬ ሚናጦስ ግዜ ዳርጋ 300 ዓመት ኣሎ።
ብሓቂ መምህር ዕድመ ጥዕና ይሃበልና ኣምላክ ቅዱስ ያሬድ
Thanks very much Interesting program ❤
ከመይ መንፈስ እግዚኣብሄር ዝባረኸኩም ሰባት ኢኹም ተባረኹ ❤❤❤
ብሓቂ ኣነስ ተገሪመ ዓሰርተ ዓመት ተማሂረ መንፈሳዊ ሓንቲ ግን ፍረ ዘይብለይ ዋእ
ቃለ ሂወት የሰመዐልና መምህር❤🙏
ጋዜጠኛ ጽን ኢልካ ስማዓ / ናይ ክርክር ፕሎቲከናታት ቃለ ምሕተት ኣይትግበሮ መንፈሳዊ ኣስቶምህሮ ብህዳኣት ኣስተዊዒልካ ሕቶኻ ኣቅርብ / መምህርና የቀኒልና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ኣምላኽ ❤❤❤❤❤❤❤
ብሓቂ ደስ ዝብል ትምህርቲ ደቂ ቅድስት ፅዮን መዓረይ
ኣብ ብሉይ ኪዳን ኣብ 8ተ መዓልትኦም ተገሪዞም ናይ እግዚኣብሔር ዝኾኑ ይፈልጡ ኔሮም ድዮም 😂
ኣብ Facebook ተቆራሪጹ እንተዝዝርጋሕ ክንደይ ሰብ ምስ ተምሃረ።
Btaemi des zebl tmhrti and agelalxa kubur memhr...aqrabi medeb gn qurub aqlin hdiatn yedleyeka alo mejemerta awahlil, fleth then thatit ember kemzi n ktqawem elka hanti point hizka ktkatae xbuk aykonen..Thank you
አታ ከይንጉባእ አንስፐክተር ሕደግ
ንዝቓውም አፎም ዕፀዎም ዝብል ንሰይጣናት እዩ ምክንያቱ መዝሙረ ዳዊት ዝበዝሕ ከሙኡታት እንድዩ እና ንሰባት ኣይኮነን።
መርምርካ ሓቲትካ እንበር ርኩስ መንፈስ ዘሓደሮም ሰባት ብዙሕ ጉድ እዮም ዝፅሕፉ መፀሓፍቲ ኣብ ሰለስተ እዮም ዝዘርዘሩ ቅዳሳን መፃሓፍት ሩኹሳን መፃሓፍት ስነ ልቦና ኣእምራዊ ዘሓዘ ከዓ ስሙ ጠፊኡኒ እንበር እዚኦም ዮም።
እሞ ኣንታ ሓውና፡ ኣብታ ዕጽዋን-ክባን ደኣ "ተዘከሮ እግዚኦ ለለኣሃዱ ኣሃዱ" ደጊምካ ነዚኹሉ ዝረገፈ መንእሰይ ትግራይ ዘይመድሐንካዮ? ነኣኻ'ውን ንጽድቂ ምኾነካ። ንስኻ'ውን ኩሉ ግዜ ዳዊት ስለ እትደግምስ ጽድቅን ፍልጠትን ምኾነካ።
ቅዱሳት መፃሕፍቲ፣ ርኹሳት/ምኑን መፃሕፍቲ ስጋዊ መፃሕፍቲ /ንስጋ ጥዕና እምበር ንመንግሰተ ሰማያት ዘይጠቅሙ
ክክክክክ ኣሚንካስ ፀዲቅካ ማለት እዩ ኢልዋ ኣላ ክብር ሓው
እመን
ተጠመቅ
ቁሮብ
ሰናይ ተግባር ፈፅም ።
ድሕሪ አዚ ኩሉ እዩ ድሕነት።
እምነት ጥራሕ ናበልካ ኣይትዝለል😅😂