Unblievable ! Dear Brother, thank you for your leson, you let us know what was / were done in Sahel and/or Asmara Mr. Afewerki did. He was a Leader? How, If he was like you describe? Think for the future. How we can make things better? Unblievable. Pray for Eritrea.
He is a man who strongly values time, describing him as a man who does not have time run the the country is making common sense uncommon. Look at what has been achieved in past half a century, history speaks for itself!
Many thanks my dear brother for your education. What is frustratingly unfortunate for my mind: These are all grown men. They are hardened through their experiences. They are 'TEGADELTY' . How is 1, able terrorise the masses ?
ኣቦና ረዲኢ የቀንየልና።
Very nice presentation. Job well done and keep it up!
ናይ ብሓቂ ዓቢ ምስጢረ
ብር ኢልካ ተሓጎስ ብድሕሪ መጋረጃ ጀጋኑ ኢና ዝብልዎ ንህዝብና ግድም ኣቃልዓዮም
Thank you kubur hawi Rede 💪 💪 👏 👏 👍 👍 ❤
Thanks Radee
Could you please mention what happened between Isias and Sulieman Hindi
Unblievable !
Dear Brother,
thank you for your leson, you let us know what was / were done in Sahel and/or Asmara Mr. Afewerki did.
He was a Leader? How, If he was like you describe?
Think for the future.
How we can make things better?
Unblievable.
Pray for Eritrea.
እዞም ዕንዝራ ዝኮኑ ተጋደልቲ ንህዝብን ሃገርን ከድሕኑ ዘይኮኑስ ንነብሶም ከማን ኣይደሓኑን።
Wallcome jegna wedi Eri Redie Mehari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Abey dea nerkum...seriau keraikum kole..abey abey😎😍😍
Kalie qumneger Teleka Amxalna Ezi Teharimu Teketkitu %
Ojjj eziz enty yibehal weday hade sebay kiktketaka?
Nska ke texefikad ?
Thank dear. Father iam sanef
Thank you Redie Abi seb. Ember ezoms tegadelti aykonun ewey.
True thank you for sharing interesting story
እወ ተቀጥቂጡ ግን
እቶም ምሰኡ ዝነበሩ
የሕሊፎም ሂቦምና
ፈሪሖም ሒጂ ዶ ይሐይሽ
ረድኢ ቀጽሎ 100/100
ጽብቅ ኣለካ
He is a man who strongly values time, describing him as a man who does not have time run the the country is making common sense uncommon. Look at what has been achieved in past half a century, history speaks for itself!
ላይክ እስከ ሃቡለይ
thx redi Mehari
የቕንየልና ሐውና ፣ እዚ ኩሉ ታሪኽ ክጽሐፍ አለዎ
Eza metewie Classic abey krekba ykel
Nayzgi zikefea fitter hatela nay Ertra. Shimu kileal kelo demey yifelih. Enqae Hamed adu ayrekebe. Lab Iseyas zikefea kufie alewti Ertra.
Eway gud nkulom ab expo deu zey-ketkutom adi sekranat geroma.
ጅግና ተጋዳላኣይ ረድኢ እዚ ተማሓላልፎ ደለኻ ፍጹም ጨካን ተግባራት ኢሳያስን ካልእን ከምቲ ኣብ RUclips ንማሃሮ ደለና እቲ እብ ውሽጢ ሃገር ደሎ ህዝብና ክፈልጦ ድግቦኦ ሓቅታት ብዛዕባ እቲ ስርዓት ስለዝኾነ ብአሰና ቲቪ/ኤሪሳት እንተተመሓላልፎ ነዚ ተካል ስርዓት ኣብ ምሕጻር ህዝቢ ብምንቃሕ ዓቢ ኣበርክቶ ክህብ ይኽእል እዩ ድብል ሓሳብ ኣለኒ።
Kubur haw bkemey Kontakt kgebreka ykl Agedasi hto neruni ? TEGEDISKA KTMLSELEY BEAL MULUE TESFA EYE
እንታይ ምዓት እዩ ወደይ????
Welcome
mejemerta kibret yihabka kubur abo
iseyas k yixifaa neru yibahal imo b zaabu inte tinegrena xubuk neru
thanx
ezi history documentary ab mexhaf kehetam alewo nabze hadesh weledo kezergah alewo atum sebat
Well done hero redie mahari
ዘሕፍር ታርኽ ኢዩ።
Ayehifirn do ?
Nisu ke entay tsegemu, kabkaliot ferihu?
ብምንታይ ድዩ ዝሃርሞ ክሳብ ህክምና ዝከዱ ዝቅጥቅጣም
እዋ ረድእ ሓወይ ሕቶ ኣለኒ ? እዚ ኩሉ ኽገብር ኮሎ ሰብ የለን ድዩ ?
This true thank you brother
ህከያ ኣይጠቕመናን ኢዩ ሳርያም ዓርከይ !
ዓብን ሓሳውን ጸላእኩ
Niska tetimerhanas ab hatsir Ewan awet mireana.
ኣበይ ነይርካ ክሳብ ሎሚ? ከምዚ ዝበለ ወንጀል ክፍፀም ከሎ ዝኩሉ ዓታት ትም ኢልኩም ህዝቢ ከይፈልጥ ዝነበርኩም ሰባት ንዓኡ ካብ ምትሕብባር ብምንታይ ይፍለ?
Ni behaki tarik eu nisika hade jigna eka ajoka ketsilelu 👍✌👌
ዋይ ኣታ መዘርባዕ ናይዝጊ ማለት ንኣቦ ዘይብሉ ዝውሃብ ስም ኣይኮነን ኣዴታትና ዋላ ደቀን ዝመትወን ዝነበሩ ወይ ብጋጣሚ ሰብኣይን ይኩን ዝኮነ ምስ ዘጋጥመን ዝጥቀማሉ ኣስማት እዩ ናይዝጊ ክፍሉ ግን ሰረወታይ እዩ ወደባት ሃገር ብዛዕባ ካልእ ክፍኡ ግን ክትነቅፎ ትክእል እካ
Rekaruk ab bereka kelekum hade seb amlikkumo mexikum ba tewaridkum awaridkumna ah
SHFTA SHETA . WE SHFTA AND GANG
ወይ ጉድ ትጸፊዑ ተቐጥቂጡ ተሃሪሙ እንታይ ዩ ዚ እነሻዕ ክትሰምዖ ብጣዕሚ ዘሐፍር!!!!
እንታይ ኮይኖም እዮም ፡ ንሶምከ ዘይሃርምዎ፡ ኣብዚኣ ኣይትበርሃለይን ዘላ፡ ደፊሮም ካብ ተዛረቡ፡ ንምንታይ ደፊሮም ክገጥሙ ዘይከኣሉ፧
Medebatkum tsbuk alo. Eta malti tbl aytedliyekumn eya."Alena Media" tray mkeale
Jigna redie mehari kemakas yelen
ewaayyyy zanta,
I believe God will free Eritrea soon let's pray!!
Kab Tegadeltis Hade niska Tirah eka ni Iseyas wushtu wushateu Felitkayo.
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን የሕፍር ንኽትደግሞን ንኽትሰምዖን። ብሓደ ዓጋመ እንዳተገልደዱን እንዳተጀፍዑን ዝመጽኡስ ጀጋኑ እዮም ኔሮም ትብል ቃል ውን ካብ ኣፍካ ከተውጽእ የሕፍር። ኣነ ዝገርመኒ ክጋደሉ ዘይኮኑን ብረት ተዓጢቖም?እሞ ዝዓጠቕዎ ብረት ንነብሶም ዘይተኸላኸልሉስ ናይ መንኣዲኦም ጸላኢ እዮም ክከላኸልሉ? ብረት እትዓጥኮ እኮ ቅድም ንነብስኻ ትሕልወሉ ድሕሪ ምዕቃብ ነብስኻ ድማ ንኻልእ ትዕቅብ። ክላ ዋእ ፣ እዚኦም ደቂ ተካሊት ሕልኩሳት ቀምሽ ከዲንካ መፍላሕቲ ቡንን ኣረይቲ እኽልን መጥሓንቲ በርበረን ጥራይ ትገብሮም።
ሽሑር ናይ ተምቤን ጌሩ እዩ ሒዝዎም ፡
እምበር ንሰለስተ ቡኛ ሓንቲ ምሃብ ይስእኑ እዚ ኩሉ ኣባጊዕ እንዳበልዑ
Kkkkk hakika
Kkkkk ygermeka Eyu
aygermekan hahahahaha ....meshamush eyom nerom yiak....eziom eko eyom adfiromna !
ዋይ ሕሱር ሰብ ቆሎ ጥጥቆ ሕዝካ ትቀርብ ረሳሕኻ ብሓቂ ነዚ ሕሱር ቃል ሕዝካ ሃለፍለፍ ትብል
ክብሪ ኣዱሊስ 😁 I like it 😂
Kebure abo neska ke entay tegeber nerka ezi kule enda tefxem ????
well come abona good job grm nayzom kutkutat tekrbelna aleka
Eritrawi sebayyy yelen what is esayass
ዓቢ ትምህርቲ አዩሞ እዚ ትግብሮ ዝለኻ በርትዒካ ቀጽሎ አቶ ረድኢ..
Eze daemo rambo first bladd eyou neru
Entay eyu eti tmhrti Hawey.yharmena neru slezbele diyu
ጀግና ሓርበኛ ወዲ ዛግር ሓርበኛ ተጋዳላይ ፍይናንስ ሚንሰተር ጀግና ሓርበኛ ወዲ ተምኖ ዝጀመራ ከም እሳት ጎመራ ያቃጽሎም።
ንስካ ንባእልካ ክድሚ ምውፃካ ካብ ኤርትራ ን ኢሰያስ ታይ ኮንካ ዘይከተልካዮ ??????
I really admire you memher Mehari Redei .keep it up G B U 🇪🇷🇪🇷👍👍👍✌✌
Esu ambesa
Kumneger zeyblu sirah misAn
Oh my God. It is unbelievable.
Tm belu nakatkum dma ellll elll elna mkbalna ygedd Lkimkumna tefekum nkutat egri kab telaeti tgedu 🌑🌑🌑🌑🌑🌪🌪🌪🌪
እሞ ጀጋኑና ዶ ምኒስተራትና እና በልና ንጃሃረሎም ከምዚ ትብሎ ዘለካ እንተኮይኑ እሙናት ባራዩን ጀጋኑ ሓለውቲ እሰያስ ዮም ነይሮም ስለዚ ኤርትራና ጅግና ገነራል ዩኩን ምኒስተር ኣይነበራን የብላን ድማ።000000 ኡኩብ ወኻሩ እምበር ሰብኡት ኣይኮኑን ብሓደ ወዲ 9 ወርሒ እና ጠቀጥቀጡ ዝላኹ።ቶባእ
Idmen tinan yhebka ka naka kemzi ilka ketezentwelna
SebiAyy eu wedie afa
እዋይ ቅድሚ ሕጂ ብዕላል በፅሓትኒ ነይራ።እዋይ ጉድ እዋይ ውርደት ኣንታ እንተ ኣለናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና።
ትግርኛ ሃገር ኣጽኒትኩማ
Mushimushat Koynom 'imber Zeyharmwo Nezi Wedi Tembien
Redie mehari kbrun thutn seb misnay akerarbaka yekenyelna.
እቲ ዝገርመኒ ክቕጥቕጦም ከሎ ስቅ ምባሎም ጥራይ እዩ:: ፍቱሓት ስረ:: እዚኦም ንርእሶም ዘይኮኑ ብኸመይ ኢና ንሃገር ንጽበዮም?
ረዲእ ኩሉ ብዝዕባ ምቕጥቓት ዝበልካዮ ኣነ እውን ኣብቲ እዋን ኣብ ኣስመራ ስለ ዝነበርኩ ብኸፊል ይሰምዖ ነይረ እየ: ብዝያዳ ምብራህካ ኽኣ ምስጋና ይግበኣካ:: ጠንቂ (ቅልውላው መንነት) ኢልካ ዝገለጽካ ዮ ግን ሐያል ጥንቓቐን ምግላህ መርዛም ናይ ጸላእቲ ውጥንን የድልዮ:: ለባማት ኣቦታትና “ሕጻን ብንእሱ ተኽሊ ብርሕሱ” ከምዝብልዎ እዞም ቅልውላው መንነት ዘጥቅዖም ትብሎም ዘለኻ: ብንእሶም ብፀርፍን ትምክሕትን ዘጎበጦም መን’ዩ? ስለዚ ንጠንቐቕ ሐቂ መራር እያ’ሞ ንውሐጣ::
ክክክክክክክ እዋይ ሞት ችላ ወደይ ተቀጥቅጡ እልካ ኣሎ
ኣቶ ረድኢ ተባዕ ኩን!
ቀጺለ ኣርባዕተ ነገራት ከተሓሳስበካ፡
1፡ ትፈልጦ ጥራይ ተዛረብ ተባህለ ኢልካ ለለ ኣይትበል።
2፡ በዚ ትብሎ ዘለኻ እንድሕር ኮይኑ ጅግንነትን ቆራጽነትን ኢሰያስ ኢኻ ተጋውሕ ዘለኻ።
3፡ እንድሕር ንኢሰያስ ወዲ ተምቤን ትግራዋይ ኢዩ ትብል ኣለኻ፧ ን ኣቦኻ ሽኽ ኢብራሂም ሱልጣን ወዲ ወሎ ኢዮም ምባል ንምንታይ ሸለል ኢልካዮ፧
4፡ እታ ሸኽ ኢብራሂም ሱልጣን ኢሎማ ትብላ ዘለኻ ኸኣ ብቛንቋ ትግራይት (ወለድ ዓጄ ሓተ እደጉ ዘይኮነት)፡ #ወለድ_ዓጄ ሓተ ግብኡ ኢያ። እቲ እደጉ ዝብል ቃል ናይ ጁባኻ ኢዩ እሞ ናብ ጁባኻ ምለሶ። ውድሓንካ።
Many thanks my dear brother for your education. What is frustratingly unfortunate for my mind: These are all grown men. They are hardened through their experiences. They are 'TEGADELTY' . How is 1, able terrorise the masses ?
ኢሰያስ ንዕኦም ሕኛ የምስሎም ንሳቶም ከኣ ነዓና ሕና ይምስሉና። ወይ ጸገም
ስለምንታይ ግን ትግራዋይ ምካኑ እንዳ ፈለጡ ስጉምቲ ክወስዱሉ ዘይካኣሉ G15 ወሲካ
ክክክክክክክክክክክክ እዋይ ውርደት ካን ኩሎም እዪም ዝቕጥቀጡ ነይሮም።
ወይ ዓጀዉጀዉ መንዩ ክኣምነካ ጥቓ ኢሳያስከ ቀሪብካዶ ትፈልጥ ንምዃኑ ፈሽኴል.
ኩቡር ተጋድላይ መሓሪ ስለ ሓበርታኻ ነምስግን ግን ኢዚ ደኣ ታይ ቅልውላው ኮይኑ ቆላሊኩም ምበር ከመይ ዲዩ ነይሩ ትገድሊ ኢንዳተጸፋዕኩም ዘይትቃውሞ ተኾንኩም ደኣ ብነብሰ ምትእምማን ይጭፍጭፈኩም ምበር ታይ ኮይኑ ክቕሎ፡ኢዚ ትነግረና ዘለኻ ንዓይ የሕፍረኒ ዩ ምስኩሉ ይቕተታ፡
አታ ነዚ ሽፍታ ሀገርን ህዝብን ዘጥፍእ ዘሎ ብትን አብልዎ ምኒስተራት ብውሕዳት መንነቶም ዘይፍለጡ ኢድ ነሲኦም ክከዱ እንዳተጸፍዑ ክከዱ ናይ ሞት ሞት እዩ። ክንደይ ጅግነት ዝፈጸሙ አብ ብሒቅ ተቀይሮም ክትርኢ ሀገሮምን ህዝቦምን አብ ዓዘቅቲ አውዲቀሞ ብዓል ጋሐፍት ሞት ምሐሾም እንታይ እዩ ታሪኮም
ኣቶ ረድኢ መሓሪ ኣብ ልዕሌኻ ክብሪ ኣለኒ ክሳብ ሕጂ ተቕርቦም ታሪኽ ውን መብዛሕትኦም መሃርቲ ኢዮም።
እዚ ሕጂ ተቕርቦ ዘለኻ ተጸፊዑ ተቀጥቂጡ ዝብል ግን ንምንታይ ዕላማ ኣይተረድኣንን??
ንኢሰያስ ከም ጅግና ትገልጾ ኣለኻ በቲ ሓደ ወገን ድማ እቶም ኣብ ዜርይኡ ዝነበሩ ሓለፍቲ ዘይረብሑን ከም ተጋደልቲ ውን ዘይረብሑን ፈራሓት ምንባሮም ኢኻ ትነግረና ዘለኻ።
ሓደ ሰብ ድማ ነብሱ ከድሕን ዘይከኣለ ሃገር ድሕን ኣይክእልን ኢዩ።
Yes
Xbuk baba redae gin nsika abti gzie abey nerika ente tnegrena bkemey felitka
ሰሓቕ ሞይተ
እስከ በል ድሩዕ ን ኢሰያስ የፍርሖ ኔሩ ዩ ዝበሃል ከመይ ዩ እዚ ጉዳይ
ስማዕእስኪ ንስኹምከ እዝኹሉ ኽገብር እንታይ ትገብሩ
ኣዝዩ ዝገርም እዩ እዚኦም ዳኣ ሞ ነብሶም ዘየድሓኑ ሃገርን ህዝብን ከድሑኑ ብምንም ታኣምር ዘይሕሰብ እዩ በል በርትዕ ኣጆኻ
ብትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ከይመስገንኩኻ ክሓልፍ ኣይደልን ሓውና ረዲእ።
Entay ዓይነት ወካሩ ኢኩም ኣንታ ማዕረ ክንዲዚ ትጽፍዑ
ንኢሳያስ አፍወርቂ ብዘይካ ወልደንኪኤል ሃይለ "ሻራብ ወደፍወርቂ ንፋለጥ እኮ ኢና" እንዳበለ ደፊሩ ዝዛረቦ ካልእ ሰብ አይነበረን። ከምኡ'ውን ሙሴ ተስፋሚካኤል። ንዓታቶም ከአ ግዜ ብምሕላው አረኻኺቡሎም። ብፍላይ ንሙሴን ብጾቱን ዓገብ ዝበልዎ።
Biriray trah ydafero n ymilselun neru kiblu semie aleku ab hade interview
ክቡር ኣያ ኣብ ሂወትካ ምሉእ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልካ
ካብዚ ብምቅጻል ንእሰያስ ሓቁፍኩሞ ኢኩም መጺኹም ኩሉኹም ከኣ ሰብ ከም ዝቀትል ከም ዝሃርም ኢኹም ትገልጽዎ ስለምንታይ ኢኹም ሽዑ ዘይ ትቀትሉዎ ሕጂ ኩሉኹም ከምዚ ይገብር ከምዚ ይገብር ኢኹም ትብሉ እንታይ ኢዩ ውጺኢቱ
ብእተቕርቦ መደብ ዕጉብ የ ቀጽሎ
ናይእዞም ክልተ ሰባት ዝገልጽ ብዙሕ ሰብ ዝዛረበሉ ወረ ነይሩ ኢዩ። ሰሚዔ ግን ንብዓነይ ርኤ ምሉእ ገይሩ ኣይምልሶን ኢዩ ዋላ ኣብ ሕጊ ፍሉጥ ኢዩ። ጭርቓን ክጨራረቑ ከለዉ ትብል እሞ ናይ ኢሳያስ ጥራይ ተጉልሕ። ኣብ ባር ሻምሩክ ግን እሂ ኣታ ተምቤናይ ኢልዎ ንሱ (መሊስሉ) ትብለና እሞ " ጸጊቡ ክሳብ ዝገድፎ ቀጥቒጥዎ ፤ ስሒቡ ናብ ደገ ኣውጺኡስ ቐጥቒጡ ረጊጹ ጨፋሊቑ ጸጊብሉ" ትብለና ሰብሲ ከምይ ኢሉ ደኣ ተምቤናይ ኢልዎ ደፊሩ? ናይዝጊ ፈርዖን ከም ዝብሎኽ ትፈልጥ ዶ? ብመማህርቱ ከም ተባኣሳይ ዝንገረሉ ናይዝጊ ሰኺሩ ድዩ ነይሩስ ዋላስ እታ ዝጠቐስካያ ሕማም ሓሚሙ ስለዝነበረ ኢዩ? ተራ ሓለውቲ ኢሳያስከ ከመይ ነበረ? ሞት ናይዝጊ ኣብ 2012 ኮይኑ ሬሳ ከኣ ብልክዕ ተኣጊዱ። ንሕክምና ብፍልይቲ ነፋሪት ዝኸደ ዝበልካዮ ሰብ ምስ ምእጋድ ሬሳ ከምይ ይተኣሳሰር? ካልእ ከኣ መሊሱ ኣብ 2005 ናብ ዓዲ እንግሊዝ ብሽም መደብ ንኣምበሳደር ካብ ኤርትራ ተላኢኹ፡ ግን ኣይሰርሔን። እዚ ግን ናቱ ታሪኽ ኣለዎ። ቐጺሉ ኣብኡ ን6 ዓመት ኣብ ከቢድ ሕማም ጸኒሑ ሞይቱ ። እቲ ታሪኽ ብዙሕ መጽናዕቲ ዘድልዮ ስለዝኾነ ክፉት ምግዳፉ ይምረጽ ከምኡ'ውን ኣቐራርባኻ ብዝተኻእለ ኣመሓይሽ።
እቲ ጸገም ኤርትራውያን መቦቆላውያን ብዝሒ ከለዎም ክንሱ ኣብትሕቲ ደቂ ተወልጄን ጹርያት ተጋሩን ክምሓደሩ ቢኢደወነኖም ሕግብግብ ዝብሉ መቦቆላውያን ኤርትራውያን ኣለው እዚ ዘርእየካ ኤርትራውያን ደቀባት ትምክሕቲ ኣብ ጥርሑ ኣእምሮ ዝተዓደሉ ምዃኖም እዩ
ትማሊ ትማሊ ብሕብሪ ዓንኹም ተባሂሉ እተሰጉ ኤርትራውያን ዛንታ ከይነቀጸ እቲ ጉዳይ ተረሲዑ ተጋሩ ኣሕዋትና እዬም ዝብሉ ሓሽከት ኤርትራውያን ክትሰምዕ ልሙድዩ
ትግራዋይ ዝተረግመ ዘርኢ ከምዝኾነ ዘዘንትው ብዙሕ ምስላታት ዝተዓደልና ክንሱ ንጌጋ ብጌጋ እንዳኣረምና እቲ ክሕደትን ጥልመትን ትግራዋይ ኣሻቡ እንዳረሳዕና እንደገና ከድምዩና ባዕልና ንፈቅድ ህዝቢ ኢና
እቲ ኣዝዩ ዝገርም መጠን ኣልቦ ድንቁርና ደቀባታውን ኤርትራውያን ደለይቲ ፍትሒ 90%ሚእታዊት ድሕሪ እዚ ኩሉ መከራ ጥሜት ስደትን ሞትን ምስተጋሩ መቦቆል ዘለዎም ዊን ጹሩያት ተጋሩ ጌና ሕግብግብ ዝብሉ ኣለው ።
ዝኾነ ትግራዋይ መቦቆል ዘለዎ ፍጥረት እቲ ዝተረግመ ዝኸፍአን ተንኮለኛ ሕብረተሰብ ከምዝኾነ ኣብ ምስላ ኣበዋት ክነረኽቦ ንኽእል ።
ንኣብነት #ተመስገን ካሕሳይ #ተስፎም መሓሪ ዝብሃሉ ተጋሩ ክንሶም ኣዳዕዲዖም እንዳተዛረቡ በቶም መቦቆላውያን ኤርትራውያን ዕምባባ ክብተነሎም ትሪኢ
#ላም ምስ ሓራዲኣ ትውዕል ዝባሃል ከምዚ እዩ።
ኣብ ካልእ ምስ እንሪኢ ከም ባዓል #ኣማንኤል ሳህለ ዝብሃል ጸሓፋይ እየ ዝብል ብሓንቲ ዓለም ዝፍለጥ ውልዕ ጥፍእ ክብል ድሕሪ ምሕጋይ ==> ኣነ ትግራይ ትግርኝ እየ ዝኣምን ክብል ደርጉሒዎ ኣስተውዕል ሞቦቆላዊ ቁስልኻ ሓቢእካ ብምስሉይነት ምንባር ቅድም ቀዳድም ብነብስኻ ዲሒሩ እውን ብነብሲ መጻኢ ትፈርድ ዘለኻ ምሱሉይ ሙሽሙሽ ኤርትራዊ ምዃንካ ተገንዘብ
ሰብ ካብ ጌግኡ ክእረም ሓንጎል ተዋሂብዎ ክንሱ ኤርትራውያን ደቀባት እታ ጥራሓ ሓንጎል ከምመፈጠራ ብጥርሓ ሒዞምዋ እሞቱ !!!
ኣየ ኤርትራውነት ጃህራን ፈኸራን እምበር ካብ ሓንጎል ዶርሖ ብሓንቲ ኢንች ንድሕሪ ትሕምበብ ወናኒ ድንቁርና
ክክክክክክክክክክክ እዋእ ኣታ እምበር ዶ ተጋደልቲ ነይሮም እዮም ወይነ ጉደ ከምዚ ዶ ከኣ ኣሎ እዩ
እዋይ ጀጋኑና ደኣ ምስ ወፈሩ ዘይተመለሱ በዚኦም ገይሩ ኣጥፊኡዎም ፖው
true
እዞም ዝቅጥቀጡ እኮ ኣብ ቆጠባታት ተሓቢኦም ዝነበሩ ኢዮም እምበር ንጅግና ክቅጥቅጥ ዐቅሚ የብሉን
Amharai dika?
Eway antum sebat ezi hstri nay ertra eko mrdae abyna mezenom edaqetqetom zmexu da tsbenet hzbawignbar kemey kemey eyu
Ewayyy N skasss Enkae B hiwetka Haleka Fetariii B kulu Aywuxaakan u Sala N skatkum Dxenahkum Hagerrr Tdhnnn Alla Fetari Msaka yukun Baelu yhalweka Kubur Hawuna Jigna Redei mehari Zerebaka kulu kem Xaeda Aleba Shash Zmesll Hakiii u ETA hakiii kula koff Abilka Amxiekaya enkae nskass ertrawiiii konka Hubunattt eina baaka Sebayyy sebeut eikaaa 1000 like
Tkikil there was a lady working inside Wedi gerewena.
She said the same thing.
Natsanet Berhe who is wedi gerewena
Ajoka wedebat keribna ena 😀🇪🇷
Nesom ke asebut zeykonun tem elom zktktu