𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ናይዝጊ ክፍሉ፡ ነዚ ዕቡይ ዓሊ ከጽርዮ እየ ኢሉኒ| ዓሊ ዜና ጥራይ ዘይኮነ ስለያን'ውን እዩ ዝሰርሕ ነይሩ | Haregu Qeleta | 1ይ ክፋል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 янв 2025

Комментарии • 133

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy Год назад +21

    ዋው ታሪኻዊ ቃለመሕትት ክብርቲ ሀገራዊት ጋዜጠኛ ሓረጉ ቀለታ ::
    የቀንየልና ኤሪሳት::

  • @sinnithm.6972
    @sinnithm.6972 Год назад +6

    ሐረጉ ጥዕምቲ ድምጺ እታ መነጸር ትብል መደብኪ ብጣዕሚ የ ዝፈትዋ ነይረ እንታይ እም ሐቂ ኽንጽር ዘይፈትው እንዶም መንጾሮር ኮይናቶም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጥራይ ሐሮጉ ቀለታ❤

    • @amanuel-.
      @amanuel-. Год назад

      መነጸር ተቕርብ ዝነበረት ደኣ ፍረወይኒ'ዶ ኣይኮነትን?

    • @amanuel-.
      @amanuel-. Год назад

      @@abrahampeace8083 ጽገረዳ ትበሃል ከኣ ነይራቶም'ያ? ካልእ ግዳ ነይራ ጽገሃና ትበሃል ፡ ንዓኣ ከይትኸውን።

  • @azebogubamichael7082
    @azebogubamichael7082 Год назад +6

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ታሪኽ ዕድመን
    ጥዕናን ይሃብቂ ብጸይቲ ሓረጉ
    ብዓል ንሰኺ ታሪኽ ኢኽን ካንቦዲያ
    ዓንዲ ሒቖ ሰውራ።👍🙏🏿💪💪👌👌

  • @elsatesfamariam3806
    @elsatesfamariam3806 Год назад +2

    ናይ ብሓቂ ቡሉጽ መደብ ኤርሳብ ብጸይትና ሓረጉ ክአ ሃገርና ናብ ንቡር ክትምለስ ከማኪ ይብዙሕልና አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አይትጥጽእና ተስፋ ንሃቦ ንህዝብና።

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 Год назад +5

    ሓረጉ ሓፍትና ተባዕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
    ነቶም ጠላማት መቃልስትኺ ክኣ ልቢ ይሃቦም።

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 Год назад +8

    ሓረጉ ናይ ብሓቂ ስሓቢ ኣገላልጻ

  • @isaacyonas7320
    @isaacyonas7320 Год назад +4

    ብጣዕሚ ጎበዝ ኢኪ፡ ብቐሊሉ ሕራይ ኣቢሉ ናብ ዝደለዮ ከምዘይ ዝውረኪ ኣጽኒዑኪ።
    Waw you are very young,

  • @etcetera3282
    @etcetera3282 Год назад +4

    Harbegna Mama Haregu...me'ts'haf t'rah zey'knes, kab'zi t'gel'ts'yo zeleki trah keman buzuh me'tsa'hfti kit'ts'fi t'k'eli eki...ak'mn tew'hbon aleki buzuh zantat, tarik wn ab r'eski alo.
    S'lezi kem halaf'net we'sid'ki ab me'ts'haf'ti se'ndlu nezi d'hrie'ki zelo weledo k'bleki y'deli.

  • @johnwau2485
    @johnwau2485 Год назад

    Thank you Gazetegna Haregu,good job Henoka,EriSat.

  • @selamnegusse3443
    @selamnegusse3443 Год назад +6

    Very interesting interview.
    Thank you Henok and harbegna Haregu.

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 Год назад +2

    ሰላም ።ወ/ሮ ሓረጉ ።👊👊👊💝👍🎤🔊✅ ምስጋና የቅርብ ።።።

  • @tommygebar1930
    @tommygebar1930 Год назад +5

    Please give her a program in Erisat. She is well experienced journalist.🎉❤

  • @tesfaiale6735
    @tesfaiale6735 Год назад

    ኤሪ ሳት ናይ ስራሕ ዕድል ሃብዋ ምስ ተመክሮኣ ሪእኻ

  • @solomonliza
    @solomonliza Год назад +4

    ኣገዳሲ መደብ 👍

  • @tsegayabraham2424
    @tsegayabraham2424 Год назад +1

    ብልጽቲ ❤️🇪🇷

  • @BarkaChanel6191
    @BarkaChanel6191 Год назад +1

    Thanks ❤

  • @asmarino598
    @asmarino598 Год назад +3

    Wow❤❤❤

  • @themars5452
    @themars5452 Год назад +1

    ❤Goc bless you.

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት Год назад +6

    ሓረጉ ቀለታ ብልጽቲ ጋዜጠኛ ሃገርና ❤

  • @tesfalemhabtom4170
    @tesfalemhabtom4170 Год назад +1

    🎉❤🎉❤ Congra Radio Erisattttttt❤ ! I love Jornalist Harogu ! Thank you Henok !

  • @medatewolde
    @medatewolde Год назад +2

    Nice to see you again

  • @johnyem1573
    @johnyem1573 Год назад +1

    Hi haregu, Hopefully one day I will see in Asmara , we deserve to be in our beloved country.

  • @amiryohannes1083
    @amiryohannes1083 Год назад +5

    ገጽ ንፈትዋ ሰብ ኣርኣከና thank you Erisat

  • @parisawi1545
    @parisawi1545 Год назад +5

    Thanks ERISAT

  • @BekTesfa
    @BekTesfa Год назад +1

    She is a true story teller. Thank you erisat zela’le’khumna !!

    • @mbh8883
      @mbh8883 Год назад

      ክብርቲ ሓፍትና ጂግና ተጋዳሊት ሓረጉ ቀለታ ነጥቢ ዘረባ እያ ተዛሪባ ወዲብጫ ዝርድኣካ እንተኮይኑ
      ቓንቓ ዓረብ ሲ ነመን እዩ ?
      ቓንቓ ዓረብ ጥራይ ዲና ኢንፖር ንገብሮስ ዋላስ እንኮላይ ባህሊ ዓረብ ኢና ኢንፖርት ንገብሮ ኢላ እያ ሓቲታ ብሓቂ ተሪር ሕቶ ግን ሰረቅቲ ኸምዚ ኸማካ ጸጋማውያን ህግደፍ መልሲ የብሎሙን

  • @Eritrea137
    @Eritrea137 Год назад +3

    Bravo Henok I like to see this woman

  • @gwualasmara3141
    @gwualasmara3141 Год назад +2

    Way Harego enka bedehan mexaki❤

  • @Eritrea137
    @Eritrea137 Год назад +5

    Wow haregu gegina

  • @Eritrea137
    @Eritrea137 Год назад +4

    Haregu we need to see u like 👍🏾 keep fighting for u people

  • @melahiwet9752
    @melahiwet9752 Год назад

    Harogina nice to see you. ❤

  • @anbesmebrahtom5560
    @anbesmebrahtom5560 Год назад +5

    ከምባዓል ንስኢ ሃገር ብምክሳራ ባሓቂ ኢያ ተጎዲአ

  • @Nisre721
    @Nisre721 Год назад +2

    It is history of eritrea. Very important. Very body has to speak his experience in eritrea.

  • @danieltesfazion1189
    @danieltesfazion1189 Год назад +1

    Interesting interview thank you

  • @medhaniehabtemariam7219
    @medhaniehabtemariam7219 Год назад

    እዛ ሪመይ መዓት ላማ እንከለዋ ብዉሕዳት ዘስደምድም ቃንዛ ተሰኪማ 😢

  • @Jay-og3xn
    @Jay-og3xn Год назад +1

    ባዓል ናይዝጊ ተዝመሪሑስ ክንደይ ምጸየቁ ደናቁር ገዋኑ ገና ዝገበርዎ ግፍዕታት ጩቡጥ ገበናት ክቃላዕ ኢዩ ንሕጂ ናብ ጊዜ ንግደፎ ንኹሉ ብበትሪ ወይ ብጠበንጃ ብማህሰይቲ ሕጊ ዘይአምኑ አህባይ ሳሕል።እምበር ሳልሕ ዓብዱ ዳአ* አቡኡ* ብህግደፍ አብ ማእሴርቲ ተዳጉኑ ኮሎ ዝዕንድር ዝነበሬ ጋዉና ሙዃኑ ኩሉ ይፈልጦ ኢዩ።

  • @ghideybrhane3344
    @ghideybrhane3344 Год назад

    ሓረጉ ብልጽቲ ጸሓፊት።

  • @sinit2016
    @sinit2016 Год назад +5

    ኣሚንሉን ፈረቓን 'ምበር ዓሊ ይሰርሕ ኔሩ ፡ ንዘይኣምነሉ ዳኣ ንምንታይ ክሳብ ክንድኡ ክሰርሕ ኢልኪ ትሓስቢ ? ፕሪሲደንት ክኸውን ምበር ይጽዕር ኔሩ ፡ ዘይኣምነሉ ክሳብ ክንድኡ ሰብ ኣይመባሳበሰን ኣይምሰርሐን ።

  • @mindyourbusiness3521
    @mindyourbusiness3521 Год назад +1

    Haregu hungugu, tewlije Qmalam

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 Год назад +3

    ቀደም ሓረጉ ቀለታ ኣብ ኤርትራ ከም ጋዜጠኛ እና ሰርሐት ከላ፣ ኮራይትን ተባኣሲትን ኢያ ዝብል ወረ ንሰምዕ ነይርና። ዝኾነ ግርጭት ነይርዋ ምስቶም መሳርሕታ ዝብል ዓይነት ወረታት። ግን እዚ ወረ ልክዕ ከምቲ ህግደፍ ዝገብሩዎ፣ ንሓደ ክንጽሉዎን ከካፍኡዎን ዝደልዩ ሰብ፣ ብዙሕ ዓይነታት ኣሉታዊ ወረታት ኢዮም ዝነዝሑሉ። እዚ ናይ ሓረጉ ውን ከምኡ ከይኮነ ኣይተርፍን።

  • @betrihaki3884
    @betrihaki3884 Год назад +4

    ERISAT I GIVE YOU MY BIG LIKE .
    GOOD JOB, BRAVO.

  • @mindyourbusiness3521
    @mindyourbusiness3521 Год назад +1

    Haregu Agazian weyane

  • @petroszekarias7045
    @petroszekarias7045 Год назад

    Nice interview,, l like story about naizgi,,,ask her about the bottle broken on his head by isaias

  • @mahmoudomer4139
    @mahmoudomer4139 Год назад

    Harago, the process and everything she said was the eye of the truth

  • @estifanosmassias686
    @estifanosmassias686 Год назад +5

    She is brilliant I think she has got more to convey us valuable information

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Год назад +5

    Welcome Henok & Haregu

  • @meharennahabtemariam1637
    @meharennahabtemariam1637 Год назад +3

    I know Haregu Keleta. She is a patriot and highly respected Woman.

  • @Simba-karumba
    @Simba-karumba Год назад +4

    This is part one, part 2 must follow!

  • @yosefberhe5302
    @yosefberhe5302 Год назад +4

    አንገሶም ኢሳቅ ካብ 6ይ ኣቆሪጹ ዝርብሸና ዝነበረ የሕዝን መጻወእቲ ዝኮነት ሃገር

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 Год назад

      ኣነስ ሰብ ስለዝተማህረ ምዕብል ኣተሓሳስባ ይውንን ዩ ኢለ ኣይኣምንን የ። ምኽንያቱ እዞም ኩሎም ምሁራት ንብሎም ንሪኦም ኣለና ኣየውፍሩ ኣየእትው ጨካናት።ስለዚ ኣነ ዝኣምን ካብ ምህሮ ኣእምሮ ።ትምህርቲ ተማሂርካ ኣእምሮ ተዘይ ብልካ 0000000።

  • @eyasuasfaha7665
    @eyasuasfaha7665 Год назад

    ናይዝጊ ኣባ ጥረግ፡

  • @kalMHe
    @kalMHe Год назад

    Bhaki mesati interview, hidiat zmeleo zereba!

  • @BerHab-w8o
    @BerHab-w8o Год назад

    Werken Tesfamichael she was Minister of Ministry Tourism and one of the leaders who were signed a letter to issias However later on she remove herself from G 15............

  • @eritreainfo710
    @eritreainfo710 Год назад +3

    ኮቦሮ ትኽእሊ ዲኺ እዋይ ፡ሻዕብያ😂😂

  • @123abc758
    @123abc758 Год назад +2

    ውይ ጉድ
    ብባህሪ ሻዕብያ ዘናን ፕሮፖጋንዳን ፈላሊኻ ኽትርእዬ ጸገም እዩ
    እዛ ሐብትና ውን ካብዚ ምድንጋር
    ናጻ አይወጸትን

  • @meslaleezgabherabztoychemr6658

    Kidi gesret

  • @meharino1957
    @meharino1957 Год назад +4

    ኣቶ ሄኖክ ድሕሪ ባይታ ናይ ሓረጉ ኣየለላኻናን

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 Год назад +3

    Welcome erisat

  • @gabrieltekie9164
    @gabrieltekie9164 Год назад +5

    She is the mother of the Tigrigna language and has a lot of things to say. I also don't know why she didn't write a book yet. She can write her own experience as a biography, benefit many people, and, more importantly, develop Tigrigna literature.

  • @zebib9761
    @zebib9761 Год назад +3

    ቤላቤለው ። ናይ ስለያ ኔይሩ ምባል ጭብጢ የድሊ። ስለዘየለ ግና ሓቂ ክኸውን እይኽእልን።

  • @tesfaysereke1986
    @tesfaysereke1986 Год назад

    Mesta qedamot arki dahrot

  • @E29-n3x
    @E29-n3x Год назад

    ኣይትሓስዊ !መሃይም ክንስኺ ኣብ ዝደለኽዮ ጌን ኣብ ዝደለኽዮ ቦታን ከም ድላይኪ ትቀያየሪ ኔርኪ፤ ስለምንታይ? ናይ እዝኒ ስለ ዝበበርኪ። ምስ ህግደፍ ዘቀያየሚ ድማ ህርፋን ስልጣን'ዩ እዚ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ሓቂ'ዩ።

  • @eyobhagos4262
    @eyobhagos4262 Год назад +2

    aye haregu ms jeganu nierks ms tgray tiwet inta weriduki gualey gazietenanet zeyterfeki

    • @selamnegusse3443
      @selamnegusse3443 Год назад +4

      ሕጂውን ሓረጉ ኣብ መስርሕ ጀጋኑ እያዘላ።
      ነብስኻ ፈትሽ።

    • @XYONAWI
      @XYONAWI Год назад

      ኣድጊ ኣምሓራይ ይስዕር።

    • @Eritrawit2027
      @Eritrawit2027 Год назад

      Denkoro kndaka zeyakla biaka ywarazeya😂 diyu zbehal. Nebska fetish beyenay aemumuroka dea krideaka zerebia 😂

  • @alganeshasfaha3525
    @alganeshasfaha3525 Год назад +2

    I agree with you about Nazghi he was my class mate we used to call him Eshir meaning Godolo I am glad that you were like to fight with those ugly guys and thanks for your onesty

  • @crownofglory777
    @crownofglory777 Год назад +2

    ሓረጉ ቀለታ ቅንዕቲ ሰብ ትመስሊ : እንታይሞ እታ ሃገር እንዶ ኣብ ኢድ ዓመጽቲ ወዲቓ : ንህዝብና ኣምላኽ ኮታ የውግሓሉ::

  • @gideonyemane659
    @gideonyemane659 6 месяцев назад

    ሓረጉ ቀለታ ምስ ኣቦክን የሕዋትክን ናይ ጸጋም ጫማ ኢኩም፡ ጠባይኩም ጊንጢ ሃታፋት ኢኩም። ልዕሊ ኩሉ ሃተፍተፍ ክትብሉ ማዓት ኢኩም።

  • @user-dy5kf3dr4h
    @user-dy5kf3dr4h Год назад

    እንታይ እያ 20 ደቂቕ ሃለውለው ትብል ዘላ? እዚ ናይ ቡን ሕሜታ ድዩ ኢንተርቪው? ሓቆም እዮም እንዳዜና ክጸልኡዋ

  • @kebirates5125
    @kebirates5125 Год назад +2

    ልክዕ ኣላ ሓረጉ: ዓሊ ኣብ ክፍሊ ዜና ዝገብሮ ዝነበረ ነገራት ኩሉ ብዕላማ ዩ ዝገብሮ ኔሩ:: ንኢሰያስ የእሚንካ ስልጣን ኢሰያስ ምግልባጥ:: ዋላ ሕማቅ ሰብ ይንበር ድኣ እምበር ንኢሰያስ ከም ዕላምኡ ዘእመኖ ሰብ ኔሩ እንተተባህለ ዓሊ ዓብዱ ጥራይ 'ዩ:: ዘይዕዉት ዕልዋ ፈቲኑ ከኣ ግብሪ ኢሰያስ ብደቂቅ ስለዝፈልጥ ካብ መንጋጋ ኢሰያስ ንምምላጥ ዝወሰዶ ስጉምቲ ጅግና የስምዮ እዩ:: ሰነፍ ሽፍታ ህግደፍ ግን ካራ ምስጠፍኦ ሰፈር ካራ ሒዙ ተሪፉ:: ንጋሉ መዋጽኦ ይፍጠረላ!

  • @Mulugetagebrmcalresom
    @Mulugetagebrmcalresom 10 месяцев назад

    Haregu and radea mihare hasotkum xenena of of😂

  • @kaibronabraham3470
    @kaibronabraham3470 Год назад

    አዞም ክልተ ጋንጊስታ ፥ደም ኣሺሃት ኣሪትራውያን ተሃጺቦም፥ወወጎኖም ሂዞም ተሸሪቦም ኣለዉ፥ንሳዲስት ኢሰያስ ዘገልገለን ጨው ዝነገደን ኣብ መወዳአትኡ ናብ ጉሃፍ አዩ ዝድርበ ፥አንተኮነ ነገር ኣሪትራውያን ሃደ ክብላአ ከሎ አቲ ካልአ ድሃን ደይ ሃደ አግረይ ጥራይ አዩ ዝበልኣኒ ዘሎ ብዝብል ክሳብ ኣጸቢቁ ዝብላአ ምስቲ በላአ ሰብ ዝኮነ ናይ ዉሁዳት መናህርያ ማፍያ ከገልግሉ አራኣዩ፥ኢሰያስ ናተይ ወገነይ ዝብሎ ሰብ የለን፥ሳዲስት ኢሰያስ ንህዝቢ ኣሪትራ ዝጠፍኣሉ መገዲ ከናዲ ከይደቀሰ ዝሃድር ሳጥናኣል ክሳብ ዘሎ ህዝብና ኣብ ዳስ ሃውያ አናጠፈ ክነብር አዩ ፥

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 Год назад +3

    ሄኖካይ እንቆዕ ገጽ ንፍትዎ ሓርጉ አምጽአኻልና ብልጽቲ ጋዜጠኛ ።👍❤️

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 Год назад +1

    M8aiharieki enitimasigoki enitayi kiriayo amusing yeabiyuki.....

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 Год назад

    ቢታአሚ ኣነ ካብ ከደም አየ ዚፈልታ ኣዚያ ህቢብቲ ኣብ መዳ አዊን ይሰማኣ ነይረ በላህ ኒህግድ ፍ ከልቲፋ ዚፈለተቶም ኣጀኪ በላ

  • @kelatiteweldemedhin6613
    @kelatiteweldemedhin6613 Год назад

    ወይዘሮ ሓረጉ ዕድለኛ እኪ እንቋዕ ኣምላኽ ኣውጽኣኪ ካብ ብዓል ኢሰያስ ይሁዳ ኣረሜን ኢትዮጵያዊ

  • @rttr3992
    @rttr3992 Год назад +2

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💋💋💋💋💋💋💋💋💋😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍✔️✔️✔️✔️

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 Год назад

    ዕልዋ መንግስት ክገብር ፡ ናይ ኢሳያስ ፈታዊ ተመሲሉ ከቕትሎ እዩ ነይሩ ዕላማኡ ዝብሉ ሰባት ኣለዉ እሞ እንታይ ሪኢቶ ኣለኪ።

  • @amanuel-.
    @amanuel-. Год назад +2

    ሎሚ ዓባይ ሰብ ኣምጺእኩም፡ የቐንየልና!

  • @EriMBH
    @EriMBH Год назад

    እዛ እንተርቪው ፈትየያ፣ ጥዕምቲ ዕላል
    ኣብነት ጓል ጀነራል ኢሰያስ ተጠቒሳ ኔራሞ ኣበይኮን ትህሉ ንሳ ሕጂ?

  • @kt.2770
    @kt.2770 Год назад +4

    አቲ ሓብተይ ብዙሕ በዲለሙኒ ናብቲ ናብቲ አብሎምኒ ትብልና አለኺ አለኺ እንታይ ኢኺ በዲልኪ ?6ይ ክፍሊ ከለኺ አብ ድላይኪ ትምደቢ ኔርኪ። እንታይ እዩ እቲ ሚኒስትሪ ጌግኡ?አታ ጋዜጠኛውን ትኽኽከለኛ ሓቶ ሕተ ት you must chalenge her unless you loss your crediblty

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 Год назад +2

      @@rahwakefela3367 ሓደ ወሽላኽ ዘመድ ዓሊ ዓብዱ እዩ።

    • @filigebre8474
      @filigebre8474 Год назад +1

      Yegermikea eiu nay welkiea shiger eiu asediseuwoea ember beal eziean 6y class keilea bezhu edileat zerekebet seb eia keseab Holland mengesti netmherti zesedidea seb eia gerim eibea akimikea zeymefelieat

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 Год назад

      @@filigebre8474 ኣንታ ደንቆር ፡ ንሳ ሻድሻይ ክፍሊ በጺሓ ዝበጽሓቶ ደረጃ ሞያን ዝዓመመቶ ዕዮን ንስኻ ሰለስተ ባጀላ ናይ ዩንቨርሲቲ ተሸኪምካ ኣይበጻሕካዮን። ባጀላ ወረቐት ናይ ልቦና ትምህርትን ስራሕን መምዘኒ ኣይኮነን።

    • @tsegaia2909
      @tsegaia2909 Год назад +1

      She want to the freedom fight while she was 6th grade , know she educate herself pls stop undermining people.

  • @teweldebrhanogbamicael7204
    @teweldebrhanogbamicael7204 Год назад

    Haregu Hungugu

  • @ሃገረይ-ቈ6የ
    @ሃገረይ-ቈ6የ Год назад

    እንታይ ኢያ ኣቃሊላቶም ነዞም ሸፋቱ ከም ኖርማል ታራ ዕላል ወላድን ውላድን ጌራቶም

  • @fithawiabdela352
    @fithawiabdela352 Год назад

    Eway wedi Afowerki nikula eyu zefatitom neru 😂.

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 Год назад +2

    😆 😆 😆!!!! She doesn’t like to be interviewed, Hargu use only to ask tough questions only!!!!!

  • @AbuneEwostatewo
    @AbuneEwostatewo 8 месяцев назад

    ዓሊ ዕቩድ ወዲ ሸርሙጣ አይሞተን ድዩ ክሻዕ ሀዚ

  • @Kiku-ec3xt
    @Kiku-ec3xt Год назад +1

    Guhaf xeleai areb eyu awxeawa kab ertra ,ember 6th grade donqoro, gedli ertra nera bejaka tgrigna kalea hbreteseb ab ertra mesel galet khlwo hrkhrkh dbleki donqoro ikhi

  • @hiwotiasu9601
    @hiwotiasu9601 Год назад

    TigraySAT

  • @zezuzanzan4946
    @zezuzanzan4946 Год назад

    ተጋዳላይ ሻዕብያ ምስ ሃደመ እዮ ዝሕሱ:: ንናይዝጊ ክፍሉ እምቢ ኢለዮ ድያ ዝበለት እዋይ ሓሶት::

  • @temesgen8480
    @temesgen8480 Год назад +1

    A😊

  • @natnaelmanyoutubeandtvchan2374

    the right guy looks like the Aflibfeeebs fastly at the thumbnail

  • @meharifesehaye7690
    @meharifesehaye7690 Год назад

    Tegarachawi zereba tezareb ala gena nay higidef ayigedefan

  • @mindyourbusiness3521
    @mindyourbusiness3521 Год назад +1

    kkkk grade 6? and in News outlates, you should know your level and don't talk too much

  • @amanweld6786
    @amanweld6786 Год назад

    ሓረጉን ግዜጠኛን: ጊዜ ተቐርጢምኩም ኣሎ::
    ኣብዚ ዘልኹሞ ኮለልን ምምሳልን ኣይጠቕመኩምን እዩ:: ሓረጉ ሽኮር ጠባይን ሕውስትን ኢኺ: ንህዝቢ ኤርትራ ግን ከተታልሊን ልቡ ክትሰልቢን ኣይትኽእልን እኺ: ገና ብኣማኢት ኪሎሜትራት ይተርፈኪ ኣሎ:: ተጋጊኺ!

    • @Eritrawit2027
      @Eritrawit2027 Год назад

      Oy nska lbi gber 😂 akilukum ewurat

  • @russomtewelde692
    @russomtewelde692 Год назад

    👻💀👻💀👻💀

  • @rahwahaile3735
    @rahwahaile3735 Год назад

    I have listed to part (1 , 2). I have ZERO trust in her answers. She come out to defender HGDEF and she is informant for dictator. Stop your nonsence woman eritrean know HGDEF tactics.

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h Год назад

      ትም ኢላ ሃላው እያ
      ናይ ጋዜጠኛ ባህሪ ከማን የብላን

  • @betrihaki3884
    @betrihaki3884 Год назад +2

    ZIGERMENI, ALI ABDU, YITI KULU ZIFELTO '' RESAH '' MISTIR NAYI ISAYASN YIGDEFN , AB HIZBI KIDIRGUHO YIYU ZIGIBAYI. N GUALU ATFIOMULUS DEKISU YIHADIRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRRR ? YIGERIM YIYU.
    KABZI NILAYILI, YIGDEF YINTADIOM KIGEBRUWO YIYOM, N MISKINEYITI CHIHAM GUALU ATFIOMA '' KETILOMA '' ALEWU. ALI ABDU, BEJIBAJI DIMA AB AUSTRALIA ( hanti basement- room ) TIHITI ARAT TIHABIU ALO ??? YIGERIM YIYU.
    KEMZI YILU, MISTIR HIZU B FIRHI TEWAHITU, KIMEWIT YIYU. YIZI MUSHMUSH, SEBIAYI SILE ZEYIKONE.

  • @BrktiMeles-wm9sj
    @BrktiMeles-wm9sj Год назад

    Kkk

  • @hamassien323
    @hamassien323 Год назад

    OR beqa kkkkkk

  • @asmaralondon8912
    @asmaralondon8912 Год назад

    Nayzge keflu he was a killer why talking about

  • @meslaleezgabherabztoychemr6658

    Aregit sharmta

  • @wedishire2620
    @wedishire2620 Год назад

    Kkkkkkkkkhhhhhhhhhhhh gohafat

  • @BrktiMeles-wm9sj
    @BrktiMeles-wm9sj Год назад

    Neza nebsa hara ketwxia hirdig tbl lokmax

  • @brukftwi
    @brukftwi Год назад +1

    Nay bhaaki jigna des zebil medeb