Ustaz Akila well come bitame xibuk keep it up ♥️🇪🇷♥️♥️🥰🥰🇪🇷 Ezi Dankoro silfesh zikona Walado Natina ka Bi Awraj do Tigray Tiwat do kibel bizay walhanti Yitafeh Alo Ab kinde Eritrea 🇪🇷 kamay Timbel Hibrata sab Kamay Alo ab kinde mibal xarfe wirdat kihdat Tilmat kalas
Beti habereta mihabika keyedenekuka ayhalifi mikiniyatu hizibina Ab kulu kurnat alem selezeo Ente Nay mirabawiya hagerat mittitaw Ab hagerat African Ab zeywexi azekiti yitiwen zelo cab kemizaten hagerat yitrefena Wedi 🤠 haweboy kakkkkkkkk 🤩
@@emaagostino you're the only dude in here complaining about the quality of the sound so that's why i said it may be the quality of your ear. Go see doc for your ears before you come to conclusion my boy
Akile certificatena zeytbena😢
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣኪለ
ኣንታ ቡሩከይ ፡ ሪቶ ታክሲ ቀረጽ ኣብዚሕሎም ኬንያውያን ክንድዚ ክቃወሙ ከለዉ ፡ ካብ ዕግርግር ዝርከብ መኽሰብ እኳ እንተዘየለ ፡ ንመሰሎም ኣብ ውሽጢ ዓዶም ከምቲ ባዕሉ ሪቶ ዝበሎም ካብ ዓሌት ወጽዮም ሽንጦም ገቲሮም ምሕታቶም ዘቕንእ እዩ ። ደም ሰብ ዝቀርጽ ኢሰያስ' ከ እንታይ ንግበሮ እንዶ ሓውሰላ ? ሙሁርኪ ይጥለምኪ ዝተባህለት ኤርትራ ። ኤፐ 😢
Thank you so much Akile hawey for your support and sharing and advice ❤️ 🙏.
Thanks
ንቑሓት መንሰያት ንመሰሎም ደው ኢሎም መንግስቲ ፈጥፈት ዘበሉ. ሕሰብዎ ብሕጂ ዝመጽእ መንግስቲ ከመይ ኢሉ መሰሎም ከምዘክብረሎም. ኣባና ካ ትረፍ ዋጋ ከብርና ኢልና ሰልፊ ክንወጽ. ን 30 ዓመት ብዘይ መረጻ ተመሪሕና ከማን ሱቅ ኢልና ንርገጽ ኣለና. ዝገርም እዩ ብኻ ኬንያዊ ኮይነ
ሰላም ኣኽሊሉ ዘቅረብካዮ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅን መሃርን ኔሩ!👌
ሓደ ነገር ዝገርመኒ ግን እቶም ምሁራት ናይ ኤርትራ፥ ሓደ ካብቶም ምሁራት ስለ ዝኾንካ'የ፡ ካብ ናይ ኤርትራ ኩነታትን፥ ጸገማትን፥ መፍትሕን ምትንታንን፥ ንሰባት ምንቃሕን ናይ ካሊእ ሃገራት ኩነታት ምንጋር ዩ ዝቀለልኩም! ኣብ ዓለም ምንባር ዝተኸልአን ምሁራቱ ዝጠለምዎን ግን ኤርትራዊ'ዩ!😢 please be voice to the voiceless people of Eritrea 🇪🇷!! Thank you 🙏🏿
ኢሪትሪን ከ እንታይ ትምሃሩ ካብዚ ናይ ከንያ
ኢሪትሪን ዕደ ድኣ እንታይ ክምሃሩ :: ኣጣቅዑ : ሳስዑ ጥራይ በሎም ::
ኣኪለ ብዛዓባ መንግስትና ብጩቅ ኢሊካ ኣይትዛረብን ኢኻ ብዛዓባ ረብሓ ናትካ ጥራይ ኢኻ ትሓሰብ
Gorah ayu arki neshnesh andyu. Deqi erey nqdmti
ጽቡቕ ትንታነ ❤❤❤❤❤❤❤
ኤርትራ ታይ ትኸውን ኣላ ቅድም በል ሕማም ገዲፍካ እንዳማትካ፣
ኣብ ናይ ኤርትራ ኣፍ ከምዘይብልካ ጥርቅም ትብል ኣብናይካልእ ከኣ ኣፍካ ተግፍሕ ኣይ ኤርትሪን ኣበይ ክሓልፈልና ከምዚ ኢልና
Kenyaa kemaakaa ayhademuun , netsanetoom bqltsmom yemtseiwoo alewwuu . halewlewaa
ጹቡቅ ትንታነ ኣኪለ ቀጽሎ
ኬንያ ድማ ምርግጋእ ይፍጠረሎም
ቀርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ከምዚ ዝበለ ህዝባዊ ናዕብታት ክትኣቱን
ሃገርና ኣብ መስመር ምርግጋእ ክትህሉን ግና እንታይ'ዪ እቲ ምስጢር ድማ ሓደ መዓልቲ ተንትነልና
❤
So, akile what’s your point ? You just provided this topic ?
መምህር ኣኪለ ካብዚኦም እንታይ ክንምሃር ንኽእል ?
ብዛዕባ ናትና ካብ 2ሽሕ ንላዕሊ ዘሎ መንእሰይ ወይ ወለዶ ኤርትራዊ ቅሩብ ትንተና የድልየና ኣሎ
Good
ብዛዓበ ኤርትራዊን ከ እንታይ ትብል ?
Do you think it will influence Uganda? Because I think Ugandans are going to protest on 20th...
Problem in sound system, please fix in next program Mr. Akile
Ustaz Akila well come bitame xibuk keep it up ♥️🇪🇷♥️♥️🥰🥰🇪🇷 Ezi Dankoro silfesh zikona Walado Natina ka Bi Awraj do Tigray Tiwat do kibel bizay walhanti Yitafeh Alo Ab kinde Eritrea 🇪🇷 kamay Timbel Hibrata sab Kamay Alo ab kinde mibal xarfe wirdat kihdat Tilmat kalas
ዘይሕማምካስ ረስኒ!
It was last months topics, where have you been bro
Amlak mirggai yifterelom
ዘኬዎስ እወ ሓቆም ናይ ሃገር ዕዳ ብምስኪን ህዝቢ ክኸፍሎ ደልዩ😢
ኣብ ሃገርና ውን ከምዚ ዓይነት በዳሂ መንእሰይ የድልየና ኣሎ! ንጥፍኣት ህግደፍ።
ምኽንያቱ ሃገር ናይ ህዝብን ቁዋምን እንበር ናይ ዓመጽትን ቀረጻውያንን ኣይኮነትን።
"ካብ ኬንያ እንታይ ንመሃር" ግዳ ዘይትብል። ናይ ሚድያ ሰብ ኮይንካን ፖለቲካ ፈሪሕካ ጥራይ ዘይኮነ፧ "ከይብሉኒ" ፈሪሕካን ከመይ ንመጻኢ "ከምትኸውን" We'll see
Selam yewrdlom kab kelu interview ena nexbe zelna ab us embassy kenya
hzbi Kenya ab 2 amet felitwo hzbi Eritrea kea lili 30 amet zeyfeleto mengsti alena epe
ኣኪለ ብዛዕባ እሙን ዓርኪ ኤርትራዊ ግፋ ዝበሃል ሳዕቤኑ ከይበዝሐ ገለ በለና
Kubur haw aklilu bsul seb eka gin nay kenya n kenya n gdefo hagernan nebsinan entay nkon alena trah n gerena
Tsbuq nay hwet lewtin tmhrtin eka tewrid aklilu hawey thanks ab process zeyekore ke ente tewrdelna ka xbuq neru
Akile hawey xbuq tntena ግን ድምጺ ኣይድን ሽሽ ወይ ንፋስ ኣቲዎ ድምጺ ጽቡቅ የለን።
ኣኪለ ፖለቲካ መደብ ትሰርሕ ትኮይንካ ብ ኬንያ ካብ ጀመርካ ብዛዕባ ኤርትራ ዘሎ ሽግር መደብ ስራሕ። ንኩሉ ኣብ ዮትዮብ ተቅርቦ ኣርዕስትታት ትንክፍ ትንክፍ ከየበልካ ኣብ ውሑዳት ኣርዕስቲ ጽፉፍ መደብ ተትሰርሕ ጽቡቅ ኮይኑ ይስማዓኒ።
Nay bhaki
ኣነ ዝገርመኒ ኮ ን ከብዶም ክመልኡ ዝተለቅሕዎ ልቃሕ ካብቲ ድኻ ህዝቢ ኣሕዲጎም ልኸፍልዎ ምድላኣዮም ብጣዕሚ ኢዩ ዘሕዝነካ ❤❤❤❤❤
ኣኪለ
እቲ ግብሪ ዝቅበል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዳኣ ማቲዎስ እንዲዩ ዝባሃል😊
ንስኻ እምበር እንታይ ትኸውን ኣለኻ ጠፊእና ከምዛ ጻዕዳ ሽጉርቲ ኣብ ኩላ ኣርእስቲ ትኣቱ፡ ኩሉ ክትክውን ኣይክኣልን እዩ፡ እታ ዝነበረት ቢዝነስካ ጠፊሽካ ዲኻ ጽቡቕ ኔርካ ስራሕካ እንዶ ስራሕ
Aklilu tibuku medeb eka tekirib bizaba Eritrea zelo nayzi dictator tezaribika ayitifelin slemintay bizuh ena nitibeyeka geza ka eka mejemerita tetiri bidihiru kea nay dege bizikone teketatilika eye bizuh tibuk aloka
❤❤❤❤❤
ጉዳይ ሃገርካ ዘይትዛረብ ካብ እዳማትካ ጥኒን ትብል ንሶም ንክነብሩ ይዛረቡ ኣለው ስለዚ ካብ ምስሉይነት ውጻእ በጃካ ናይ ዓድና ነገርሲ ይድንጽወካ
ኬናውያን ግብሪ ከቢሩና ኢሎም ይቃለሱ ኣለው ኤርትራውያን ከኣ ምንባር ኣብ ዓድና ሲኢና
ስለዚ ናይ መንና ኢዩ ዝገርም
❤❤❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Ab keynyas xbq tntinka ab nay artra gn ane poloticna aykonkun eaka tbl
ትም በል ደንቆሮ
ስም ሃገርካ መጀመርያ ጽቡቅ ጌርካ ጸሓፎ
Beti habereta mihabika keyedenekuka ayhalifi mikiniyatu hizibina Ab kulu kurnat alem selezeo Ente Nay mirabawiya hagerat mittitaw Ab hagerat African Ab zeywexi azekiti yitiwen zelo cab kemizaten hagerat yitrefena Wedi 🤠 haweboy kakkkkkkkk 🤩
Mensyat kenya jgeanu srah america felitomo alwo 🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ab uganda ግፋ ስለ ዝተጀመረ ነዞም የሕዋትና ገለ አባ በለልና ተገዲስካ
ጽቡቅ ውሳኔ መንእሰያት ኬንያ
የቀነልና ኩቡር ሓው ይገርም ኢዩ ብጣዕሚ ግን ሓደ ግዜ ኣብ ኮመነት ጺሒፈልካ ነይረ ስለምብታይ ኢየን ኣውሮጳውያን ጥራይ ንኣፍሪቃ ዘለቅሓ ስለታይ ኣውሮጳ ወረቀት ኣሕቲመን ኢየን ንኣፍሪቃ ገንዘብ ዝህብአን ዘልዋ ኣፍሪቃ ኸ ከምተን ኣውሮጳውያን ገንዘብ ኣሕቲመን ዘየለቅሓ እታይ ኢዩ ትፍልሊ 2ይ መንግስቲ ከንያ ን ህዝቢ ቐረጽ ወጺኹ ዕዳ ክኸፍልን ካብ ዝሓሳብ ናይታ ሃገር ገንዘብ እተወዲቁ ብኸመይን መኣስ ኢዩ ክኸፍሎ ዝሓስብ ዘሎ ማለት ናብ ደገ ሰድድ ገይሩ ዶላኣር ረኺቡ ዕድኡ ዶ ምኻፋል ኣይምሓሸን ንድኻታት ምስቃይ ?❤❤❤❤❤
ኬንያ ካብ ናጄርያን ደቡብ አፍሪካ 3 ደረጃ ብቁጠባ ዳሓን እንተኮይና ብከመይ ክንድዚ ዘአክል ልቃህ ተለቂሃ ብሕዝቢ ታክስ እዳ ክትከፍል ብዝብል እግርግር ተፈጢሩ አክሌ አብዚአ መብሪሂ ተትሕበና
መገዲ ባቡር ፣ መዕርፎ ነፈርቲ ጆሞ ኬንያታ ፣ ናይ ሮቢ ሞምባሳ ሃይ ወይ ካልእን ሰሪሕሙሉ ። ይኹን እምን ዓዲ ዲሞክራስን ፣ ፍትሕን ሰለ ዘለዎም ንመሰሎም ይጣበቑ እለዉ ።
Eritrea entay tikewin ala gin ab yet nay gorebet gin moftotkum
ዓጋመ እዮም 😂😂😂😂 ሓቀይ ዶ ሓሰማታትት
Lol
Today your voice not clear but every thing we heared
ኣይትብከ እንድዩ ዘብክየኒ እዚኦም ታክስ ወስኹ ኢሎሞሞ ኣብዚ በጺሖም መንእሰያት ኤርትራኸ ድሕሪ ሳዋ ሙሉእ ዘመንኩም ንዓና ንህግደፍ ኢሎምሞ ጥርቅም 😮😮😮
ኣብ እኮኖሚ ኣድሂብካ ሰፊሕ መብርሂ እተትህበና ጽቡቅ ነይሩ ከንያ ብ እኮኖሚ ኣብ 3ይ ደረጃ እተኾይና እታይ ኮይኑ ገንዘባ ውዱቕ ኮይኑ እስኪ ኣብዚ ብሰፊሑ እኮኖሚ እታይ ሙኻኑ ኣረዳኣና
ዘከዮስ፣
Bro plis ab Kampala gfa hmaq alo plis tegediska habrelna thanks 🎉🎉🎉🎉
Nimen eyu kihiberelkum aye eritrawiyan ahwatna ab adikum zeyneberkum biselam nab kslie adi kedkum kitrebiwo mifatankum gerimuna sidet tium ayikonen wala ab awropan American zeywediadi waga yebilun barya eyu bitaemi gerimuni kibri ab adika eyu kalie amaratsi niwsed adina atina eti ziaserenamenjisti niftehayo silezi nihsebelu entezeyole kemia elka minbar eya.
The quality of the voice wasn’t good
May be it's the quality of your ear.
@@abrshzemen7663 what you talking about ? Was that clear while you were hear 👂 the sound
@@emaagostino you're the only dude in here complaining about the quality of the sound so that's why i said it may be the quality of your ear. Go see doc for your ears before you come to conclusion my boy
እዞም ብዛዕባ ኤርትራ ትብሉ እንታይ ሓድሽ ስሎ ,ዩ ክዛረብ ኣኪለ ፀላዊ (influencer)እንበር ተቓዋሚ ወይ political activist ኣይኮነን ንዘቕርቦ መደባት ብርዲኢት እምበር ብስሚዒት ኣይኮነን ፡ዳሓር ክኣ ምዝራብ ውፂኢት ዘምፂእ እንተኾይኑ ናትኩም መምፀኣ እንሄ እንዶ ትዛረቡ ዶስ ካብቶም ፈሊጣት ኢኹም please ካብ ብሀውሪ ቅድመ ፍርዲ ምሃብ ምውፅእ ሕራይ ዶ ደቂ ዐደይ ቡሩኻት ምስ ሙሉእ ኣኽብሮት ❤
Ata kille bezeiba aby seidet zelo eritrewi zelo kunit zeytezrib ☹️