ሰበር_ዜና፡ መግለፂ ፕ/ት ጌታቸው ረዳ ንሰራዊት (ሐዚ)፣ ኤርትራ ድጋፍ ንሰራዊት ትግራይ፣ መስመር መንገዲ ዋጃ -መኾኒ ፤ ማይጨው-ዓዲጉደም ክዐፀው?

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 янв 2025

Комментарии • 25

  • @HTHT-p5f
    @HTHT-p5f 13 часов назад

    ናይ ፒሪቶርያ ሰምምዕነት ምፋፃም አይክአልኩን እና

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 12 часов назад

    ውይ ግዜ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Abubaker0099
    @Abubaker0099 9 часов назад

    LOng Lave ❤❤❤❤❤TDF ጌታቸውን ፃድቃን ናይ ህዝቢ ትግራይ ሓድነት ክበታት ኢሉ ዝመፀ ባንዳ ናይ አብይ ስራሕ ፈፀምቲ እዮም ናይ ግዜ ጉዳይ እንበር አብ ቅድሚ ህዝቢ ትግራይ ናብ ሕጊ ዝቀርብሉ ግዜ ሩሑቅ አይከውንን

  • @MedaGhannes
    @MedaGhannes 6 часов назад

    ዓንጓር ቮድካኻ ስተ

  • @ትፅቢተይኣብፈጣሪ
    @ትፅቢተይኣብፈጣሪ 14 часов назад

    ኸዚ ድዩ ዝደልዮም ሰራዊት ትግራይ።ፌደራል ፖሊስ ከይዱ እንዶ የምቧሁቅ ኣይነበረን።ሰራዊት ትግራይ ዕጥቂ ይፍታሕ ናበለ እንዶ ኣይነበረን።

  • @AlemkaHSay-t9d
    @AlemkaHSay-t9d 13 часов назад +1

    እስቲ ስም ዝርዝር ሃብና ጨናዊት

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 13 часов назад +1

    እቲ ካብኔ ኣበይ ኾይኑ እዩ ኣኼባ ዝፀወዐ ከም ሙሉ ነጋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኾይኑ ድዩ

  • @mikiYoni-j9l
    @mikiYoni-j9l 13 часов назад +1

    ከዳዕ ጠላም መሬት ጨያጥ
    12 ካብ ሰራዊት ክድመር 14 ካብ ሕወሓት በኣጠቃላይ 26 ዝወፅኡ
    እዝኦም ብኣብዝሓ ድምፅ ዝትሳዓሩ እዩም ስለዚ ንኣብዛሓ፡ክግዘኡ አለዎ

    • @ወዲመጽሐ
      @ወዲመጽሐ 8 часов назад

      ኑሱ ጥራሕ ዘይኮነ 50+1 ስልጣን ናይ ሕዋሕት እዩ

  • @GubenMehamed
    @GubenMehamed 12 часов назад

    ናይ ፓርት ሰራውት አይነርኩን ግን መንነት ግፍዕ ዓደይ ካብ መጀመርታ ውግእ ዝተጀመረትላ ስዓት ጀምረ ኢመደበኛ ውግእ ውን መሰረት አሃድታትን ሰራውት ነይረ አለኩን ግን ሐዝ እተ ሓላፍነት ዝጎደሎ ራሰወዳድነት ዝተመልኦ ፅርቅን ምዝራፍን ዘባራትዕ ዘረይነት ዝተመልኦን ጉጀለ አደ ደግፎም ሰለ ዘለው ከብታም ሕድር ሰውአት አሕዋትና ተቀብልና ተቀብሎም ነገልግል ዝነበረት ክብራት ዝፈተዎምን ብፀኤቴይ ይፈለለኹ ካብ tdfውን በገዛ ፈቃደ ይወፅእለኹ

  • @ወዲመጽሐ
    @ወዲመጽሐ 8 часов назад

    አብ ትግራይ ባንዳታት ቦታ የብሎምን

  • @MerhawiMerhawi-f2f
    @MerhawiMerhawi-f2f 13 часов назад

    እቶም ንፈልጦም መራሕቲ ሰራዊት ብሙሉኦም ሪኢናዬም ኢና እቶም ዝተረፉ ትብልዎም መን መን እዬም

    • @AlemkaHSay-t9d
      @AlemkaHSay-t9d 13 часов назад

      አሊዋልታ እዩ ሓሻዎ እዮም

  • @Likeislike27
    @Likeislike27 14 часов назад

    አአ🎉ተ🎉 አየ😮ተ😮ሐ🎉ሸ😮የ😮 አሀዱአ😂 ሐ🎉ደ🎉ገ😂 ዘ😮ወጰጨተገደ🎉ላይ የለነ😮 ተ🎉ይ የገ🎉ንየ😢ን

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 10 часов назад

    Haswi Media 😂

  • @MeseleWelu-b5e
    @MeseleWelu-b5e 13 часов назад

    ጌታየው ሓሳዊ ኢኻ መሬት ተይመለሰ ተፈናቃሊ ተይተመለሰ ኣብ ትግራይ ጀኖሳይዱ ዘፈፀሙ ለቂክካ ስለዚ ሰራዊ ትግራይ ክብተን ሓቲትካ ካብዙይ ንላዓሊ ህዝቢ ትግራይ ዕውር ኣይኮነን

  • @yafetdaniel8251
    @yafetdaniel8251 13 часов назад

    ውርድ ገታቸው ንተጋሩ ዝረሸኒ ብለይቲ ሓቢእካ ሰሲድካዮም፡ሲ ሕጂ ህዝቢ ትግራይ ትብል ለክባጥ ውረድ በቃ ሰላም ሃቦ ንዚህዝቢ

  • @ወዲመጽሐ
    @ወዲመጽሐ 8 часов назад

    ተፋልጥኩም እኺም ባንዳ መጥፍኢ ዓዲ

  • @efrem7433
    @efrem7433 12 часов назад

    ጌታቸው ወንጀለኛ ኢዩ ብጭካነ መንእስይ ትግራይ ቀቲሎም ንገደል
    ዝደርበዩ ፍቲሑ ዝተቃፀላ ታንክታት ንአብይ አረኪቡ ስለዚ ታሓታቲ ኢዩ

  • @michalgebre1289
    @michalgebre1289 10 часов назад

    ሀሰውቲ