ነሽነሽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ / ንዋዕላ ብርጌድ ንሓመዱ / ብዙሕት ዝተፈላለዩ ኣጋይሽ ይኣትዉ ኣለው

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 янв 2025

Комментарии •

  • @neshnesh_show
    @neshnesh_show  9 часов назад +226

    የቐንየለና ኣሕዋት፡ ናብ ትግራይ ምጻእ ትብሉ ዘለኩም ከኣ ግድን እንበር ❤️❤️❤️ብሩኽ ቐዳመ ሰንበት🙏🙏🙏

    • @Ggff-m5r
      @Ggff-m5r 9 часов назад +1

      @@neshnesh_show 🙏🙏🙏😍

    • @Berihaጓል70እገላ
      @Berihaጓል70እገላ 9 часов назад

      ❤❤❤

    • @dsegtjioojgvvfv
      @dsegtjioojgvvfv 9 часов назад +2

      ነሹ ዋእ ኣብብራኸሾዊ ዘይኮነስ ምስቤት ምፀና ነሹዋ ክትብለካእያ😂🎉❤❤

    • @ራያወለላ
      @ራያወለላ 8 часов назад +2

      ነሹዋይ ንሕና ተጋሩ ልብና ክሳብ ዝጠፉእ ኢና ንፈትወካ❤

    • @MaergHans
      @MaergHans 8 часов назад

      🙏🙏🙏

  • @Mesi-z
    @Mesi-z 5 часов назад +17

    ማርያም ኣክሱም ባዕላ ፅላል ትኹንኩም ኣሕዋትና💙💚💙

    • @tedyyes-belew
      @tedyyes-belew 4 часа назад

      Mesi ዱንዙዝ ነሸነሸ ሀገር ክመርሕ ትጽበ አለኻ 😂😂😂😂

    • @Davi-rx
      @Davi-rx 4 часа назад

      ​@@tedyyes-belewnesh nesh dea beyen kitirekbo, kabzi zelo dictator dea wala wedi gebaya keman mihashe.

  • @ሃይማኖት_ማሓሪ
    @ሃይማኖት_ማሓሪ 8 часов назад +22

    ነሹ ሓወይ ብማርያምኻ ትግራይ ከይበፃሕኻ ከይትምለስ💙❤💙

  • @ኣቢYouTube-f5b
    @ኣቢYouTube-f5b 6 часов назад +12

    ፈጣሪ ይሓግዝኩም ነሹ ሓወይ ብማርያምኻ ትግራይ ከይበፃሕኻ ከይትምለስ ብጣዕሚ እና ንፈትወኩም 🩵💙💙💙💙

  • @Feleg-q2t
    @Feleg-q2t 10 часов назад +34

    ነሹዋይ ብሐቂ ትድነቅ መንእሰይ ኢኻ አጆኻ ንቅድሚት.ወየ ጋዜጥነት ብጣዕሚ አብ ዝለዓለ በጺሕካ .ኪኢልካዮ ተኽደደሉ ኢኻ ዘለኻ.ይበል ኢለ አለኹ!!!!

  • @alefumekele3184
    @alefumekele3184 7 часов назад +15

    ፈጣሪ ዕዉት ዋዕላ ይግበረልኩም 🤲💙💙💙

  • @Lili-se1rc
    @Lili-se1rc 6 часов назад +9

    ነሹዋይ ሓወይ መዓረይ እግዜኣብሄር ሐሳብ ልብኹም የስምረልኹም አሕዋተይ መዓረይ❤

  • @NegishaTesfay-q3o
    @NegishaTesfay-q3o 5 часов назад +8

    ኣሰይ ብርሃን ገጾም ኩሉ ንሰናይኩም ይኹን ኣምላኽ ሰላም ሰላምኩም የብዛሓዮ ሓላዊኹም ኣይታኸስንዩ🌿💙💙🌿💙💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @12aboy21Adey
    @12aboy21Adey 5 часов назад +5

    Wellcome Neshu❤ ጽቡቅን ፍረን ዘለዎ መዓልቲ ይግበሮ ብርጌደይ💪💙🌿🌿💙🌿

  • @FggFgg-bi3hr
    @FggFgg-bi3hr 9 часов назад +22

    እመቤቴ ማርያም ባዕላ ትሓግዝኩም ዘም ኣሕዋተይ🙏🤍

  • @wolderufael
    @wolderufael 8 часов назад +16

    እልልልልል! እንኳዕ ኣብጽሓና! ዕውት ኣኼባ!!

  • @ove6164
    @ove6164 10 часов назад +58

    ደስ ክትብሉ ነሹ ዓይነይ ሰላምኹም ይብዛሕ!😊
    ዕውት ሰሚናር ይግበረልኩም፡ ንቀጻሊ ከኣ ኣብ ዓድኩም🙏💙

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  10 часов назад +7

      💙🙏🙏🙏

    • @romahabtom3830
      @romahabtom3830 10 часов назад +5

      Ata lomis kywegh eyu brgedey🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @trhasgerye9257
      @trhasgerye9257 9 часов назад +3

      እግዝኣብሄር ንመን ኢልዎ ክወግሕ እወ ሳብስክራይብ ግበርለይ ጀማሪት የ ብሩኻት 🎉❤🙏🙏❤❤🎉

    • @نمر-ي7ش
      @نمر-ي7ش 9 часов назад +2

      ኣምላኽ ይሓግዝኩም ነሹ ሓወይ 🙏🙏🙏

    • @tsehayetesfatsion5382
      @tsehayetesfatsion5382 8 часов назад

      Saesiom neneb adom

  • @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
    @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524 5 часов назад +5

    ዋው በርጌድ ዛዘመን ዘመንኩም እያ ዞም ኣሕዋትና❤

  • @alemberihu5297
    @alemberihu5297 9 часов назад +20

    አብየት አብየት አቱም ጀጋኑ በርጌድ እስኪ ክምረቀኩም እግዛብሔር ይሓግዙኩም ቃልስኹም ብታአምር ይኹነልኩም ንክሊቲኡ ትግርኛ ይአኽለኩም ኢሉ ፈጣሪይ ካብ ስደት ካብ ውግእ መከራ ሞት ወዘተ የድሑኑና ሰናይ ዘመን ጡዑም ጊዘ ይኹነልና ህዝቦም ዝውፅዑ መራሕቲ የጥፈአልና ፍሬኹም የርእየና በራጊደይ አነ ሓውኩም ናይ ነሽነሽ ተማሃራይ እየ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @TipTop-c5f
      @TipTop-c5f 9 часов назад

      @@alemberihu5297 ኣይተ ኣለም ጸልሚቱ ዕደ ደኣ ወሲድካ ምስ ዓጋመ ምንም ዘራኽብ የብልናን ኣንታ ጥሙይ ኣባስል ማሕበር ላማኖ ትግራይ !!!!!

  • @Raki_gal_tgray
    @Raki_gal_tgray 7 часов назад +25

    እፍፍፍ ታሕጓሰይ ወሰን የብሉን ማርያምን ነሽዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃካ ❤💛💙💙💙💙ትንግራይ ዓድካ እውን ኪድ ኢካ ብሩከይ ብጣዕሚ እየ ዘክብረካን ዝፈትወካን 💙💛❤️💙❤️💙❤️💙❤️ክወግሐልን ግዲ እዩ ሰላም ንኩሉ ወዲ ሰብ ❤💛💙❤️

  • @SjgwjvDigsigs
    @SjgwjvDigsigs 9 часов назад +29

    ኣታ ዕዕዕዕልልል ሕወግሕ ግድእዩ ማርያም ፅዮን ኣብዙርያኩም ትኩን ፀላኢ ዓይንኩም ይደፈን

  • @nazretgebre9932
    @nazretgebre9932 5 часов назад +4

    ነሹ ሀወይ ለባም ❤❤እስይ እንጆይ ሀፍትካ ካብ ዓድግራት ነሹ ድምፅና ድምፂ ህዝቢ ትግራይ ❤️💛ተጠንቀቁ❤❤️

  • @Filomonfili2
    @Filomonfili2 10 часов назад +15

    እንካዕ ብሰለም ኣቶኹም ብርጌደይ ዓወትና ብቅልጽምና💙🌿💙🌿💙💙💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙💙

  • @selamselam8386
    @selamselam8386 7 часов назад +7

    ነሹዋይ❤❤❤❤❤ፃዕዳ ልቡ እግዚአብሔር ይሓግዝኩም ናብ ትግራይ ክኣ ኺድ ኢኻ😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @AmanTesfamaryam
    @AmanTesfamaryam 10 часов назад +18

    ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ ብርጌደይ 💙💙💙

  • @SerMehmd
    @SerMehmd 6 часов назад +4

    ቢሰላም ተመለሱ ኣሕዋተይ ማዕረይ ሓፍትኩም ትግራወይቲ❤❤❤❤❤

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 7 часов назад +3

    ዋው ነሹዋይ እንቃዕ ብሰላም ኣተካ ናብ ትግራይ ኪድ😢❤ እመብርሃን ፅላል ትኩንኩም እግዚአብሔር መንገድኩም ለምለም ይግበረልኩም ክፉእ ኣይትርከቡ ደቅነይ ብሰለም ተመለሱ❤💗💗💗

  • @semharkedane4679
    @semharkedane4679 6 часов назад +5

    Seyy des eluni kubrat ahwatey amlak srahkum bselam zazimkum bselam temelusuna yehwatey awet ymneyelkum 💙💙💙💪💪💪💪

  • @Meri.2146
    @Meri.2146 3 часа назад +1

    እንካዕ ብሰላም ኣተካ ጋዜጠኛ ነሽነሽ ናብ ትግራይ ብሰላም የእትካ ሰላም በለልና ህዝብና❤

  • @CcVv-b3p
    @CcVv-b3p 8 часов назад +4

    ኣስይይይ ኣታ ደስ ክትብሉ 😍🥰
    ዕውት ስሚናር ይግበረልኩም 🙏💖
    ቀፃሊ ኣብ ዓድኹም 🙌🥰💖

  • @yes6292
    @yes6292 10 часов назад +38

    ኣታ ዕልልልልልል ክውግሕ እዩ ዝመሰል ተሐሰገን ነሸይ ግርማ ህዝቡ በዓል ሕልና ፍቅሪ 💎💎💎💎

  • @qebaxNeqax
    @qebaxNeqax 10 часов назад +10

    Wwwwww በርገደይ ብርኪ ሊሎ ጅጋኑ ሰላምኩ ይብዛሓልና ዓወትና ብቅልጽምና 💙🌿🌿🌿💙🌿🌿💙💙💙💙💙🌿💙🌿💙💙🌿💙🌿💙💙🌿💙💙🌿🌿💙🌿💙💙💙💙🌿💙💙🌿💙

  • @titi-e8w
    @titi-e8w 3 часа назад +1

    Bselm timelesu nesh💛💙💛💙💛💙💙💛💛

  • @selamgere3952
    @selamgere3952 5 часов назад +1

    መን ዲና ንሓመዱ ንስኻ ኸ ንሓመዱ ንስኺ ኸ ንሓመዱ ሰላም ሰላምነሹ ሓወይ እንካዕ ብሰላም ኣተኻ ቡሩኸይ❤ 💙💙💙💙💙💪💪

  • @efbv5178
    @efbv5178 10 часов назад +14

    ቅድስ ገብሪኤል ይሓግዝኩም ዞም ኣሕዋተይ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @መንነተይ
    @መንነተይ 7 часов назад +4

    ትሕብረትኩም ዓወት ይግበረልኩም ነሹ ሓወይ ሰላም ነዓኹም💙🙏

  • @tirhashaile7515
    @tirhashaile7515 9 часов назад +7

    ዋውውውው ገለ ዓይነት ኣምላክ ዓይኒ ጸላኢኩም ይድፈነልኩም ይሕዋተይ

  • @Arsu-j4b
    @Arsu-j4b 8 часов назад +3

    ፀላኢ ዓይንኹም ይደፈን እመብርሃን ፅላልኩም ትኹን❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ህዝቢ
    @ህዝቢ 5 часов назад +1

    ነሹየ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ንመኒኤኹም ፀዊዕና ንመኒኤኹም ክንሓድግ ኩቡራት ኣሕዋተይ❤

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 5 часов назад +1

    ልኡል ፈጣሪ ስለ ዞም መንእሰያት ይኣክል በለና።ዕውት ሰሚናር ይግበረልኩም እመብርሃን ኣብ ዙርያኹም ትኹን።🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤🎉🎉🎉❤

  • @zlove8820
    @zlove8820 10 часов назад +10

    ሰማያዊ ማዕበል ንቅድሚት ኣብ ዝቅጽል ምርካብና ካብ ማዕከል ኤርትራ ክከውን ኢዩ! እግዚኣብሄር ምሳና ኢዩ!

    • @DMA-f1z
      @DMA-f1z 4 часа назад

      Kiros Asfaha is given the rank of Brigadier General and he will be the commander of Afar front. As we all know, Kiros loves alcohol, money and women. Right now he is enjoying "Kitfo", "Gored Gored", "Tibsi" etc etc in Addis until he travels to Samara in Afar where he will be based 🤣🤣🤣.

  • @rahelsebhatu8673
    @rahelsebhatu8673 10 часов назад +3

    ኣታ እልልልልልልል ሕጅስ ቀሪብና ኢና 😭😭😭😭 ህዝብና ኣጆኻ ኣብ ዓዲ ዘለካ 🙏💙🙌🙌🙌

  • @ንጹርዕላማ
    @ንጹርዕላማ 7 часов назад +3

    ❤❤❤ ዋው ብርጌደይ ያሆ ዓወትና ብቕልጽምና ❤❤❤

  • @haneber7369
    @haneber7369 8 часов назад +3

    💙ብልክዕ እታ መርፍእ ዓይኒ ተረኪባ ኣላ፣ ስለዚ እዛ መገዲ ገዛና 100% ከተእትወና ኣለዋ፣ ኣኩም ኣጆናናና!!✊💙

  • @ሸሰ
    @ሸሰ 10 часов назад +17

    ብርጌደይ💙💙💙💙🦁

  • @habtegebrielkidane7372
    @habtegebrielkidane7372 9 часов назад +3

    ኢዞም መጅላጋት ህግደፍ ግዚኦም ዛኣከለ ይመስል። ኣጆና የህዋት ብታሚ ጽቡቅ ❤ኢዩ ዝከይድ ዘሎ

    • @-se9hk
      @-se9hk 9 часов назад

      ንራኣ በለት ኣውርትት አስከ ክንራይ አና ሕጂኸ መነዮኡ ክስዋኣኣኣ 😂

  • @NahomNahom-i8t
    @NahomNahom-i8t 9 часов назад +2

    ብርጌደይ ኩልና ክንወርድ ኣለና ሓደ ክፈርሕ የብሉን ንሓግዞም ነዞም ጀጋኑና💙💪

  • @Nigsti-d6b
    @Nigsti-d6b 9 часов назад +4

    መድሃሓኒአለም ይሓጉዝኩም ❤❤❤

  • @aataat1524
    @aataat1524 8 часов назад +3

    መላውያን💙💙💙💙💙💙💙ሕጂ ያ ናትኩም👏💙💙💙💙💙💙

  • @hadisheyob1272
    @hadisheyob1272 8 часов назад +2

    እንኳዕ ብሳላም ኣተኹም
    ደቂ መለይ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 9 часов назад +3

    ኣጆኹም ኣሕዋት ድሕርሓደዓመት ኣብማእከል ኣስመራ🎉❤❤

  • @fthawitabraham4195
    @fthawitabraham4195 6 часов назад

    Brgedna ajokum ewut nay srah gize ygberelkum.😍😍😍😍💙💙💙💙💙

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 10 часов назад +12

    ኣታ እዛ ፍትሓውት ትብሃል ጋል ክንደይ ትነፍዕ እሳ ድያ ምሰል ውፉይ ዘላ ቅድም ዘኺት ለ ኣብ ኣድስ ኸይዳ ነይራ መተከላውት 🥰💙💙

    • @AbrahamTesfamariam-fz7vr
      @AbrahamTesfamariam-fz7vr 8 часов назад +1

      ከይዳ እንታይ ኣፍርያ? ዳግማይ ቁርጥ ክትበልዕ ተዘይኮይና፡ መቸም ቆራዲድ ናብቲ ጀኖሳይደር ትብልኦ ዝነበርክን ኣብይ ተጸጊዖም 😂😂😂 ሕውሓት ዝምጾ ደም ወዲኣ ማለት እዩ😂😂😂

  • @Mehari-x7s
    @Mehari-x7s 10 часов назад +5

    ጆነይ ቃልስኻ ፍረ ይረክብ ኣሎ💙💙💙💙

  • @Yamawit
    @Yamawit 9 часов назад +2

    ከምዚአ ንዓመታ አብ ዓድና የራኽበና 💙💙💙

  • @saronkidane9614
    @saronkidane9614 Час назад

    Aseyyyy neshuway beselam temelesuna awet ne bergedey 💪💪💙💙💙💙💙

  • @اممحمد-م7ث7ر
    @اممحمد-م7ث7ر 5 часов назад

    ብጣዕሚ ደስ ይብል ግ አብ ኮሜት ሓደ ሓደ ሰባት ብማረያም ብዝጌረ አብ ትግራይ ከይበፃሕኻ ከይትምለስ ይብሉ ብዙሕ ፅሕፍት ግን ምስ ይቅረታ ሓደ አይግዘት ምግዛት ነውረ እዩ ንፎትዎ አና ነኽብሮ እና ግን አምላክ ለፍቀደሉ ምስ ይቅረታ ደቅ ዓበይት ዋ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ህያብ
    @ህያብ 10 часов назад +1

    ዋዉ ነሸ ሓወይ ዕዉት ሰሚናር ይግበረልኹም ብሰላም ኦፍረኹም ትመለሱ ኽብራት ኣሕዋተይ🙏🥰♥️

  • @ጓልመለይ
    @ጓልመለይ 7 часов назад +2

    ኣሰይይ ደስ ክትብሉ🙏💙💙💙

  • @rahwagere4062
    @rahwagere4062 8 часов назад +2

    ዓወትና ናይ ግድን ኢዩ 💙💙💙💙💙💙💙

  • @lulululu2675
    @lulululu2675 10 часов назад +3

    አምላክ የቃንዐቐልኩም አመወላክ ምሳኩም ይኩን❤❤❤❤❤

  • @misssunshine865
    @misssunshine865 9 часов назад +5

    Desu tebae teqalasay mis kulom brighedawian💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @SenaitYohannes-l3g
    @SenaitYohannes-l3g 9 часов назад +3

    Very Proud Of Neshnesh
    You are hero 🙌 👏 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 6 часов назад

    ነሹየ እንኳዕ ብሰላም መጻእካ እግዝኣቢሔር ምሳኩም ይኩን ኣቱም ጀጋኑ🙏😍💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @hgfdg7858
    @hgfdg7858 7 часов назад +2

    እንካዕ ብስላም ኣተካ ነሽ🎉🎉

  • @FILIMON-TV-F2Y
    @FILIMON-TV-F2Y 10 часов назад +2

    Neshu arkey bel knmexa from 🇨🇦🇨🇦Canada 💙🌿💙💙💙💪✊

  • @mylife-1125
    @mylife-1125 6 часов назад +2

    Berged Nihamedu Komando Adis Abeba Eithopa Enkoa Biselam Atekum🦁🦁🦁🦁🦁 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙⚖⚖⚖⚖⚖⚖⚖⚖⚖⚖⚖🦁💪💪

  • @berihu9286
    @berihu9286 9 часов назад +3

    Sey sey qeribna 💙💙💙💙💙💙💙👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @mxm8763
    @mxm8763 4 часа назад

    ብሐይሊ አምላክ ምስ ሐዳሽ ኤሪትራ አብ ኤሪትራ ምስኩላትኩም ደለይቲ ፊትሒ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @credit-z7w
    @credit-z7w Час назад

    ነሹየይ እንኳዓ ብሰላም ተራከብኩም ሰናይ ዕድል ንዓኩም ነሹ ወዲ ህዝቢ

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ጘ6በ 8 часов назад +1

    እግዚአብሔር ምሳኩም ይኩን ኣሕዋተይ ❤💙❤️🧡💙🧡💛💙

  • @alsebruljemil5810
    @alsebruljemil5810 10 часов назад +6

    Ahwatey tetenkeku ekum bihabar tenkesakesu bzuh selae alekum esu kea Shaebiya eyu ajokum ab gonukum alena haftukum kab TIGRAY!!

    • @Samieritrawieye
      @Samieritrawieye 9 часов назад

      ህውሓት ከማን ጸላኢና ምካኑ ኣይትረስዒ ኣቀዲምና ምድሬበትና ክነጽሪ ስለ ዘለና እዩ

  • @genigebre2752
    @genigebre2752 Час назад

    እንካዕ ብሰላም ኣተኩም ነሹ ሓወይ ኣብ ትግራይ ክርኤካ ሃፂፀ🧡❤️💙

  • @KbromTesfu-j5g
    @KbromTesfu-j5g 9 часов назад +1

    🎉🎉🎉ዋዋዋዋዋ ብጣዓሚ ደስ ዝብል እዩ ብፍላይ ናብ ትግራይ ውን ንክትመፁ ብተስፋ ኢና ንፅበ ነሽነሽ ሓወይ ኣኪርና ክንቅበለኩም እና

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py 7 часов назад

      ብክብሪ ተቀበልዎ ተጋሩዋይ ከይተሕፍርና ነሹ ናይ ፍቅርን ሰላም ሰብ እዩ❤❤❤

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 4 часа назад

    እልልልልልልል አሰይ አሰይ በዓል ናፓሉዩን ሪኤናኩም አዜና ተሐጎሰና ጎይታ የጽልልኩም ብድሐን ተመለሱና ኩሉኩም ብጣዕሜ ምሰትዉዓል የድልየኩም ጥንቃቀ የድሌ በጃኩም። 🙏🏾💕

  • @dekirubanateare1906
    @dekirubanateare1906 3 часа назад

    ነሹ ጀጋኑ ብሰላም ተመለሱ 🙏🙏🙏🩵🩵🩵🩵🙏🙏🙏🩵🩵🩵🩵

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 5 часов назад

    ዋውውውውው ነሹ እንኳዕ ብሰላም አተካ እስቲ ንፋስ ዓድካ እንኳዕ ረከብካ ❤❤❤❤

  • @ኮራለይ
    @ኮራለይ 8 часов назад +1

    Wow! Neshu arkey addis wexika wellcome gdn krekbeka eye! Ms bela Kirosey mxnbarka Btaimi hayet ika teawetu eske! 1/2/2025 ab Asmera Eritrea Neshu nebsi🤝💙💙💙💙🙏

  • @BerheDce
    @BerheDce 9 часов назад +2

    ነሹ ለባም ወዲ ኹሉ ናይ ኩሉ እንቋዕ ብሰላም መጻእኻና፡፡

  • @ጋልትግራይ-ቨ2
    @ጋልትግራይ-ቨ2 10 часов назад +6

    ነሹዋይ ብሰላም ተመለሱ ኣሕዋተይ ዕውት ስራሕ ይግበረልኹም 🥰💙💙🥰👏

  • @arebtaemieyetenadidenrechr3813
    @arebtaemieyetenadidenrechr3813 5 часов назад

    Wwww ሐጂ ኣሚነ እንኮዕ ዳሓን ኣተኻ 💐ነሹየ ብዝበለፀ ግን ትግራይ ኺድ ሓደራ 😘😘😘💐💐💐

  • @asetergeberemedehin947
    @asetergeberemedehin947 8 часов назад +1

    እንዃዕ ድሐን መፃኹም ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣቢነኝየራያዋ
    @ኣቢነኝየራያዋ 3 часа назад

    ሰላም ነሹ ይስለጢኩም ዓወትክም ያሪእየና💙🐅
    ኣብ ትግራይ ራያ ሞኾኒ ከባቢ ዘይበፃሕካ ከይትምለስ😢❤

  • @ዛፊዩቱብZafutubu
    @ዛፊዩቱብZafutubu 8 часов назад +2

    ደቂ መለይ ናብ ትግራይ ንዑ 💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿

  • @AsaaAs-t9w
    @AsaaAs-t9w 10 часов назад +2

    እንካእ ብሰላም ኣተኩም ነሹየ ዝሓወይ❤❤❤

  • @MaergHans
    @MaergHans 8 часов назад +1

    ኣታ ዕልልልልልልልልል ተመስገን ፈጣሪ እንካዓ ብሰላም ኣተካ ነሹዎይ ናይልበይ ሰሚራ ታይዎጋ ኣለዋ ኣብ ሰደት እንዶ ኮይናይ ከይንቅበለኩም💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @selam801
    @selam801 7 часов назад

    ነሹዋይ ትግራይ በጽሒኻ ኪድ ብክብሪ
    ኽቅበሉኻ እዮም💟💙🥰

  • @mylife-1125
    @mylife-1125 6 часов назад +2

    Deqi Erey Meley Bergidawyan ⚖⚖⚖💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🦁🦁🦁💪

  • @ሻሎምተዋህዶ
    @ሻሎምተዋህዶ 10 часов назад +2

    Semayawi maebel 💪🩵🩵🩵🩵 amlak mesakum yekun 🙏gn tinkik belu kabzo gujile tselmat👈💪🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵

  • @Nabunabitey
    @Nabunabitey 9 часов назад +2

    Amlak msakum ykun 🙏🙏🙏💙💙💙💙💪

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 4 часа назад

    ፈጣሪ ይሓግዝኹም በርጌድ ንሓመድ ሰብ ሕልና❤❤❤

  • @teklechimar7401
    @teklechimar7401 5 часов назад +1

    እዛ ዕለት ዕለትና እያ መቐይሮ ነጥቢ💙✌️

  • @aladorኣላዶርtube
    @aladorኣላዶርtube 6 часов назад

    ነሹ ትግራይ ዓድካ እውን ከም ሰልጠነ በዓል ሕልና ኢካሞ ትግራይ ኪድ❤❤❤❤

  • @ReF-x5l
    @ReF-x5l 10 часов назад +2

    እንኳዕ ብሰላም መፀኣካ ❤❤❤

  • @SalemSalem-r7l
    @SalemSalem-r7l 9 часов назад +1

    ❤❤❤❤❤ወወወወወወወንሸንሸ ሓወይ እንኳዕ በስላም መፀኡኩም ናብ አደ ትግራይ ኪዲ 🎉🎉🎉🎉🎉❤

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 9 часов назад +1

    አታ እልልልልልልልልል ነሹ ትግራይ እንጠብቅ ሐለን ወንድማችን ❤️💛💙💙💘

  • @Hagush_gal_kiki21
    @Hagush_gal_kiki21 2 часа назад

    well come 🎉❤❤ to in addis Ababa Ethiopia😊❤

  • @amaheriwedi7127
    @amaheriwedi7127 4 часа назад

    ንኪድ ጥራይ በርገደይ💙💙💙🎉🎉🎉🎉

  • @Madinh-qu4sg
    @Madinh-qu4sg 9 часов назад +1

    እንካዕ ብሰላም ኣተካነሹየ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @SamuelAbrham-y3b
    @SamuelAbrham-y3b 4 часа назад

    Ata mekeyef 🙏💪💪💪💙💙💙

  • @TsehayGhebremiceal
    @TsehayGhebremiceal 7 часов назад +1

    ዋዉ ነሹ አይትታዓንቀፎ እሰይ እሰይ 🙏🏾💕

  • @fetleworkabera3555
    @fetleworkabera3555 10 часов назад +2

    ብሰላም ይምለስኩም ጀጋኑ ደለይቲ ፍትሒ 🙏

  • @tsigeredakifle7396
    @tsigeredakifle7396 5 часов назад

    Neshu ambesa ambesa God bless you kulu nimray miqnay miqinay 💙

  • @saedabdulrahman8196
    @saedabdulrahman8196 7 часов назад +1

    Selam nesh from Sydney, I'm happy you are in Addis. Be safe

  • @KibromKidane-ed3bv
    @KibromKidane-ed3bv 5 часов назад +1

    ዶላራትኩም ን ኣቢ ጥራይ ዘርዚርኩሞ ምጹ እምበር ትገብርዎስ የለን