Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሜሮን ናይ ሓሳብ ፍልልይ ኢልካ ኣትሕለፎ ትግራይ ትግራይ ስለ ትብሉ ኣይሳማማዕን የ ኣነ ኤርትራዊ የ ን ኤርትራ ምስ ኤርትራዊ የ ዝሞተላ በሎም ድሕርዚ ኣነ ሜሮን ትክክል ኣሎ ክብል የ።
ሜሮን ምስ ህዝቢ ጽልኢ የብሉን። ህዝቡን ሰራዊቱን ቢሄራቱን ባንዴርኡን ናጽነቱን ስዉኡን ኣኽቢሩ ዝኸይድ ኤርትራዊ🇪🇷 እዩ።ኣድጊ ንሓመዱ ግን ኩሉ ብዛዕባ ኤርትራ ዘይኣምን ከም ጽሉል እምኒ ኻራ ዱላ ሒዙ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዳስ ነህዝቢ ክጓየ ዝዉዕል እዩ።ዕድመ ንህዝባዊ ግንባር🇪🇷👑🇪🇷
❤❤❤ ሜሮነይ ንሓቂ ምቅላስካ ኢዮም ጸሊኦሙካ።
ሚኪ ሓውና ከማካ ይብዝሑልና 💪🇪🇷
ሚኪ ብጣዕሚ የመስግነካ ጽቡቅ መብርሂ።።።።ተባረኽ❤❤❤❤❤❤❤
Miki jgna edmen tenan yhabka fetari meglexi sienelu hasabka
❤❤❤ ሜሮነይ ጎይታ ሓቂ ❤❤❤።
Meron is a very smart and intelligent young man. I follow any Media if you're talking to the media. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሚኪ ቡሱል ሰብ❤❤❤❤
መሮን፡ሓወይ፡ኤርትራ፡ናትካ፡ናተይ፡ናይ፡ኩልና፡ኤርትራዉያን፡እያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️🖐🎉
ብመጀመርያ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ሜሮን ሓወይ ብምቅጻል ሕቶይ ንዓካ ንምንታይ ከምናይቀደምካ ዘይትኮውን ?በዓለይ ክምልሰልካ ብርጌድ ንሓመዱ ናትካ ፍርያት ክብለካ ኮሎ መልሲ ሲእንካሉ ሙሽ እስካ ፍትሒ ከአተምጽእ ንኤረትራ ኢካ ትቃለስ ብርጌድ ንሓመዱ ግን ዓባይ ትግራይ ንምስራሕ እዮም ዝቃለሱ እዞም ብርጌድ ንሓመዱ ዝባሃሉ ብጣዕሚ ብአታቶም ህዝቢ ኤረትራ ተቀይምና ኢና::ብርጌድ ንሓመዱ መሕፈራት ኢለዮም አለኩ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!
ሃለዉሎው ኣትበሊ።በርገድ ንሓመዱ ኤርትራዊ ባዓል ጥሳ ባዓል ርስትን ኢዩ።እዞም ተወልጀ ብላዕሊ ክትኮኑ ኣትፈትኑ።
@@yrgalemgebreslasie3606 ብመጀመርያ አንቢብኺ ጻሓፊ ኽብርቲ ሓፍተይ አነ ብርጌድ ንሓመዱ ተጋሩ አይበልኩን ባዕሎም እዮም ተጋሩ ኢና ዝብሉ አነ ዝበልኹ ዓባይ ትግራይ ኽሰሩሑ ይቃለሱ አለው ::ብተወሳኺ አነ ኤረትራዊት ጋልባት እየ ዋላ አስላሜቲ ስለዝኮንኹ ምፍልላይ አመል ገርክሞ!!
ኣቢበዮ ኢየ ጽሕፈልኪ።ኣስላመይቲ ስለዝኾንኩ ምባል ካኣ ባዕሊ እንበር ኤርትራዊት እንተኾንኪ፡ኤርትራ ናይ ኣስላማይን ናይ ክስታናይን ሃገር ኢያ። ኣስላማይን ክስታናይን ካኣ እቲ ሃይማኖት ኢዩ መጽእዎም እንበር ኣሕዋት ኢዮም ኣነ ብዝፈልጦ።በርገድ ንሓመዱ ካኣ ዓባይ ትግራይ ክሰርሕ ኣይኮነን ዝቃለስ ዘሎ።መሰልን ክብርን ዝግህስ ስርዓት ንምእላይ ኢዩ።እዚ ዝጻሓፍኩልኪ ግን ኤርትራዊ እንተኾንኪ ኢዩ።
@@yrgalemgebreslasie3606 ክብርተይ አነ ህብንቲ ኤረትራዊት እየ ምቅዋም ማለት ምዕራይ ማለት እዩ አነ አብ ሃገርና ጽቡቅ አሎ ይብል የለኹን ፍትሒ ደልዮም ትብሊ አለኪ ቆላዓ ሰበይቲ ምፍጋእ ጸብሒ ቡን ምፍሳስ ፍትሒ ድዩ?
@@joharamohammed7903aytgedesla beal ezia sdrea baela beda sle zketeletom sdra yeblan deki 70 amet mhram neom abi awet eu tienda mfras jgnnet eu beom:eti gohaf wedi rushun merahiom entay elu kem zzareb tfelt eya kabzo deki 40 mkana keyterf eu aytmelsla haftey 44::::
Waww miki it's a good idea GOD BLESS you ❤❤❤
ሚኪ ብጣዕሚ ብሱል ሰፊሕ ኣረኣእያ ዘለዎ መልሲ፡ ብሓፈሻ ብስምዒት ዘይኮነ ብርድኢት ብፍልጠት ዝግበር ዝረርብ ጽቡቕ እዩ ቀጽልዎ ካብ ስምዒት ካብ ጽልኢ ውጹ
❤❤❤🎉🎉ምሪ እስማርቲ ረሲ ብሓቂ🎉
ሜሮን ጥንቅቅ በል ካብ ዑስባትን ከዳዓትን ሃገርካን ህዝብካን የህሊፍካ ከይ ትህብ❤❤
Yes you are right thanks 🎉😂❤🎉😂❤
Nice Meron good speech.
Thank you Meron 💙💙💙💙💙💙
ምስዓወት ካራ ዝተዛራረብኩሞ ብጥዓሚ ደስ ዝብልኢዩ ሜሪ ሓወይ ከይትድህለል በዞም ባራዩእንተ ሚኪ ዝብልዎ ሰብ ግን ምንያ ኾለል ኢዩ ዝብል ኔሩ እንዳተረድኦ ፈሊጡ ኮለል ይብል ኔሩሜሪ ሓወይ እቲ ኣኽብሮትካን እቲ ብስለት ኣትሓሳስባኻን እቲ ሓልዮትካ ኣብህዝብኻን ብሓቂ ከየድነቅኹኻ ክሓልፍ ኣይደልን 💙💙💙💙💙💙💙🙏
ms mengstina alene menedeum yfeltekum lukat weyane
❤👍
ሜሪ ኣብ ጊዘ ገድሊ ውን እኮ ንሱዳን ኪኸዱ ተገፊፎም ምስ ህዝባዊ ግምባር ዝተጸምበሩ ኔሮም እዮ፡ስለዝስ ኩሉ ሰብ ጊደታ ኣየድልዮን እዩ ሃገራዊ ግቡኡ ክዋጻእ ኣይትበል። ሰብ ንሓዳሩ እምበር ንሃገሩ ዘዘኻኽሮ የድልዮ እዩ.። thank you Miki hawna.
Miki hiwet zeriula neza Meron sat ❤❤❤❤❤ thank you miki very smart guy.
መሪ ተጠንቀቅ ክየትግሩርካ
ሚኪ ሓውና ምርዻእኩም ደስዝብል ኢዩ ቀጽልዎካኣ ግን ኣብታ ናይንግዲ ትብላ ዘለኻስ ዋላ ኣዴታት ኣብዊሽጢ ህገረን ሸቂጠንከይበልዕ ሰብኡተን ኣብድፋዕ ንሰን ተሸቀጣካኣ ንብረተን እንዳዘረፉ ምንባር ይኸልእወን ኣብታ ዊሽጥ ሃገረን ድቃስ ከሊኦመን እንታይትብሎም❤❤
l like your discussion Meron especially with Miki. It would be great if you could invite others too and have matured discussion.
እሳካስ ዓወት ትባሃል ዜሮ+ዜሮ=0 ደይ ንስካ ኢካ ህግደፍዶ ከምዚ ናትካ ቆልዓ ሰበይቲ ይፈግእ ከምእውን ጸብሒ ቡን ይደፍእ ሽፎን ይሰርቅ አሎዲዩ ብጣዕሚ ትሕዝኑ አብ ናይ ተጋሩ በዓል ክሳብ ክሳድካ ዝሕምመካ ምስ ጎይተትካ ኮይንካ ትስዕስዕ ናይ ኤረትራ በዓላት ተፍርስ ኢዚ ድዩ ፍትሒ?ብተወሳኪ ንሜሮን ዝትንክፈካ ሰብ የለን አነ አለኩ ኢልካዮ ምክንያቱ ስለምንታይ ትቃለስ ስለዘይትፈልጥ ንመንእሰያት አብ ብርጌድ ንከብዱ ዘይአተወ ተፋራርሕዎ ምካንኹም ብቃላትካ ገሊጽካዮ አለኻ::
We are Brged Nhamedu ata guhaf send your address sebay tekoynka dhri Adey trgum yeblun mnbarey
Kelabtadese ኹቡር ሓወይ ጸርፊ ናይ ሰነፋት እዩ አነ ጋልተንሰይቲ ግድን እዩ ከተክብረኒ ንዓካ ንኽሕሸካ ምክንያቱ ሓፍቲ ተዘይብልካ ክብርቲ አደ አላትካ ስለዚ ዓገብ ፈጣሪ ከይቁጣዕ 🙏
b betri teharimkum ዓቢኹም so ane ከኣ ብ hasab keredaki zeyfetenku mkniat ms hasab ስለ zeyabekum iye beti zrdakum keydekum ብዝኾነ ጓል ኣይመሰልክንን ኔርኪ ember ሸለል ile ምሓለፍኩኺ ነይረ eti nay kbret zbelkyo gin ኣደ nay ኣደ srah ምስ ትገብር እያ ትኸብር ጓል ውን ከምኡ ንስኽን ግን እንትርፎ ባንዴራ ሒዝክን ጢል ጢል & ሰለፍክን ሓፍ ምባል ካልእ hasab የብልክንን sorry ሳዕሳዒት ረሲዐያ ሕረዶ ቕተሎ 🤣
❤❤❤ ኣጆካ ሜሮነይ፥ እዞም ዕቅፋት ቃልሲ ፍለጦም ኒከይትጠልሞም ኣይኮኑን ፈሪሖም ፥ሓቂ ንከይዕወት ኢዮም ከዕንቅፉካ ዝሰርሑ ዘለዉ።ተቃለስቲ መሲሎም ነቲ ንስካ ትቃለሶ ዓመጺ ስርዓት ንክዕወት ህዝቢ ኤርትራ ክጸንትን ዝተዓጥቁ ጸረሰናይን ሰላምን ዕቤትን ዝቃለሱ ሚስጥራዊያን ሰራዊት ኢሳያስ ኢዮም።ከይ መስለካ ንሰላምን ሓርነትን ህዝብን ሃገር ኤርትራ ዝቃለሱ ፥ሙሱሉያት መዳናገርቲ ደለይቲ ፍትሒ መሲሎም ጸረ ፍትሒ ኢዮም።ብጀካ ምዝራግን ምዕግርጋርን ካልእ ተልእኮ የብሎሙን ፥ሑልኩሳት ሰራዊት ዲያብሎስ ኢሳያስ ኡሙናት ጸረሰላምን ዕቤትን ሙኳኖም ተዘይ ፈሊጥኩምዎም ከዕንቁፉኩም ክነብሩ ኢዮም። ብመጽናዕቲ ግጠምዎም፥ ክሳዓሩ ኣለዎም ናብ ሕጊ ክቀርቡ ኣለዎም፥ በቲ ኡኩይ ተግባሮም።ተጸረፉኩምን ተፈከሩን ክንቀትለኩም ክብልኩም ከለዉ ጭብጢ ሒዝኩም ናብ ፖሊስ ኣመልክቱ፥ ብከምቲ ናቶም ኣይትመልሱሎም፥ ሕጊ ኢዩ ዘጽርዮም ሜሮነይ ኣቦ ሓቅን፥ ፍቅርን ሰላምን ክትዕወት ኢካ በቲ ሰናይ ግብርካ።❤❤❤ ዓወት ኒሜሮነይ ወዲ ሰናይ❤❤❤።
Hgdef live forever still going strong Merton I like you but don’t listen to anyone 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
Miki wawww entay zbele thtna eyu ❤❤
ናቱ ፍርያት ኣይኮነን ፣እሚኒ ደርቢዩ ኣይበለን መሮን።
Meriyeeee Zifetuuuu like gberu
ብሱል መንእሰይ ናይ ብሓቂ ሜሮን ዝያዳ ንኽትምሃር ተመሊስካ ዝገበርካዮ ምስዚ ሓውና ስምዓዮ ትገብሮ ዝነበርካ ዘይብሱል ክትዕ መልሲ ብትኽክል ክትረክብ ኢኻ እንተ ነዚ ሓውና ግን ብጣዕሚ የመስግኖ ብሱሉን ህዱእን
Bergedna the blue revolution🎉🎉🎉🎉thanks Merchi
ድራዎ ሜሮን ብራዎ ዓወት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤ታዓወቱ።
ሚኪኤለ ንኤርትራና ከማካ ዝበሉ ዮም ዘድልዩዋ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
Mature discussion respective one another love it
ቐይሬ ሜረን
ኩቡራት ይሕዋት ብትገብርዊ ምርድዳእም ዝድነቅ እዩ እዚ ሓደ ንቅድሚት እዩ: ካብ መንእስያት እዚ ምርድዳእ ምርካብ ብጣዕሚ ጹቡቅ እዩ ቀጽልዎ ኢኩም
Awet jigna xbuk zerba eka hibkayo ❤❤❤❤❤txebeyo
Thanks yehwat mieri and miki bhdeat ehin mhin bmbhhalkum anabs neana wn kemzi elka mzrrabn mrddaen eyu zedlyena ❤🇪🇷👍✅ mieri hawna kea ms kemziom aynet bhdeat nzredadueu sebat enda amtsakua hasab nhasab mrddae tsbuq konu yrdeani kem natey hasab ajokum qetslwo mieri hawey ❤🎉🎉🎉
Good point I like the way they tolk each other whis respect
Meron bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪👌👌👌Ane keman misaka aleku. Awet mejemeriya Bisel ayibeselkan bizu yiterfeka alo Bisel👉👈
ሜሮን ኩሉ ትብሎ ኑጹር መልእኽቲ አጆኻ ጽናዕ❤️🇪🇷ሰብ ብትምርቲ ብንቅሐት ብተመኩሮ ብምምዛን ትዕዝብቲ ምዕባልኡን አታሐሳስቡእን ዕላምኡን ክፋላለ ይኽእል እዩ ስለዚ ናሐደ ሰብ ስለምንታይ ከማይ ዘይትሐስብ ኢልካ ምግዳድ ናይ ዱሑራትን ስነልቦና ዝጎደሎ ስነምግባር ምኻኑ ምርዳእ እሞ ካብ ከምዚኦም ሰባት ጥንቃቀን አብ መትከልካ ምጽናዕን ከድሊ እዮ❤️🇪🇷
Alo dmitsi
Viva HEZBAWI GEMBAR , 0 zero Hamedu ,Agenda nai Abay tigrai 🇪🇷❤️🇪🇷
Mike Hawey you are very intelligent, Nezom Bhamat Tekawemti endabelu , n Adetatn Abotatun B yeman denagula ziharmu , bkemey eyom fithi Zeragagixu ygerm eyu.
ሜሮን በሊሕ ዩ ግን እንድዒ እታ ዋን ነሽን ያ ታ ሽግር ኣጆዃ ግን መምህር ናይ መንእሰያት ❤
ዘተ ምስ ኩሉ ኤርትራዊ ኣድላዪ ኢዩ ዘተ ኣይትጽልኡ ❤❤❤❤❤ ብራዎታት ❤❤❤
I am support Eritrean gov I don’t hate Meron we don’t hate Meron Meron is not responsible for Berged Nhamedu
ኣታ ቆልዓ ናብትን ናብትን ኣይትበል ውሽጡ ግን ምስ ህግደፋውያን ኢዩ። ሜሮን ድማ ሓላፍነት ኣይሕግዝ ገለ። ኩሉ ዝገብሮ ይፈልጥ ኢዩ። መሊስካ ምፍርራሕ ወይ ስግኣት ኣይትፍጠረሉ።
ሜሪ ሓወይ ምስ ዓወት- ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ምርዳዳእ ደስ ዘልቡ እዩ ከም መንእሰያት ከሙኡ ክንለምድ ጸጋ እዩ ዝኮነ ድስራሕ ነገር ብምርድዳእ ብዘተ ብዘረባ ክከዉን ከሎ መክሰብ እምበር ክሳራ የቡሉን ኣበይ እሞ እዞም ደገፍቲ እና ባሃልቲ ናይ ምርድዳእ መንሰፍ እንተዝህልዎም ወይ ንሶም ወይ ንሕና መተራዳዳእና ብቀሊሉ ድማ ጉዳይ ሃገርና ገለ ለዉጢ መራኣና እዞም ደናቁር ግን በቃ ሃገር ጽቡቅ ኣላ እሰያስ እሰያስ እሰያስ በቃ ሃገርና ኪኣ ዓለም ሙሉኡ ይሪእ ኣሎ ትርመስ ኣላ
ሜሮን ሐውና ክብለካ ዝደሊ ንዲኡ ንብኡ ብኒ ዝሀርም ሐመድ ንከብዱ ግን ከይትሕወሶም ካብ ሰብ ናብ እንስሳ ከይትቅየር ሐደራካ ካልሽ ሲ ዳሐን ።
36:20 love his answer ❤ keep going mate
Hi. Brother Maron please be careful don't close anybody because so many people out of control it's bedtime. ? Be safe God bless you
❤❤❤❤❤❤❤
MERON💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
Hi how are you. You the best. 1 my. Question. Stop 🛑 drinking a Water if you tool. After 1 or 30 mints
Aman yosab aleka b tigrina abi eyiu
Aman yosab b tigrina yetiwo zifelto alewo
ሜሮን እምኒ ደርቢካ ፈጊእካ ስባት ቀቲልካ ብርጌድ ንሐመዱ አየድሕነካን ወይ ኣይጣበቀልካ እዩ ሽግር ባዕልካ ትስሕና ሕጊ ናይቲትቅመጦ ሕጊ ይዳንየካ ሰብ ሐሪምካ ኣጆኻ ኢሎሙካ ንባዕሎም ዘይድርብዩ ዝብሉካ ደቆምን ሐዳሮም እንዳገበሩ ኣብሽግር ኣይትእትውዎ እዩ ኢሉ
Temesgen amlak kemzi geraumer teradadueu ❤
Mieri & Miki btami fetiekum mekniyatu bzaba Eritrea ekum tztyu zelokum bejakum ketslwo.
Thank you miki hawna
Hiii Maron
Meron jegna eka balhe eka gin hadraka ezom esubate kyegagyuka tesfa korxe eyome❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
Sle Aya alortrna bravo meron
Zero Endio emo 0+0 denqoro
እንታይ የራክበና ምሳ ከማካ ሰመስሉ የጥፍአካ አደ ወሊዳ ንዓካ ርኩስ ጥፋኣእ አገርአውሒሶም ንዓካ ክርህወልካ ሐቂ እንተለካ ኪድ ውጰእ ጎልጎል ከምቶም በዓል ብረት ህዝቢን መንግስት ፉለዮ አፍልጦ የድልካ ኪድ ሕተት ንዝምልኮቶ መንግሰቲ ሃገር ጠንጢንካ መጵካ አብዚ ከንካ ክትሐተት ሰዓቱ አኮነን ንዝምልከቶ መንግስቲ ሕተት መሰል የብልካን ብሕጊ ሰብ ክትክፍ መሰል የብልካን እንታይ ምሰአበርከትካ ኢካ ነሃገር እትር ፍ አፍልጦ የድልየካ አሎ ብጶትካ እዮም ዝቃለሱ ዘውሕሱ ዘለው ሃገር ደው ኢሎም
አታ፡ትሓትት፡ደለካ፡ብጣዕሚ፡ሕቶካ፡ንፁር፡ፍልጠት ዘለካ፡ኢካ፡ከማካ ይብዙሑ። ከምዚዝገለፅካዮሙሉእ፡ፍልጠትአለካ።።
I agree with you 💯 %
Mick smart man %❤
እቲ፡ትደልዮ፡ንስካ፡ትፈልጦ፡ ፡እስካ፡ኤርትራዊ፡እንተኯይንካ፡ዠግደለ፡ክትምልእ፡ፈትንኩራዕ፡ብዓድካ። ዓወት፡ንሓፉሽ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ከምዛ ናትካ ብምርጯ ህዝቢ ዝመረጾ ናብ መድረኽ እንዳ ኣደየብካ; ትሰርሓ ዘለኻ ኣብ መጻኢት ኤርትራ መድረኽወ ክትኣሊ ተራእዩኒ❤ኣብነት ኢኻ ሞ ቀጽሎ ከምቲ (ዓወት ካራ ዝበለካ ኣብ መእተዊ) ምርድዳእን respects 🙏 👌
Meron hawey take care beal eziom tekefilom emni nab adiom nab abom zidrbi eritrawi yebilnan take care eina nibleka.
Awet dribay ane alku abe gonka teblo Afare entay waga alka niska terati❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣድጊ ንሓመዱ መን ኢዪ ደላዪ ፍትሒ ማለት ከ እንታይ ማለት ኢዩ
💙💙💙💙 blue revolution ata meri keb zerbaka ygbero👍
Merry hawna nska bzuh eka halifkayom sle deleka eka ❤
True
❤👌
Hii meri haweyy kabezom denqer tenqaq tiray bele❤❤
በዓል ዓወት ካራ ኣብ ኤርትራ ትኹብልሉ ኣብ ኢሮፓ መጺኹም ትኹልሉ፡ዓወት ምትሩስ ኣብታ ትነብረላ ዝነበርካ ከተማ ክንደይ ግዜ ካብ ትሕቲ ዓራት ተሓኒቕካ ክትወጽእ፡መስክነይቲ ኣደኻ ኣትኽኽ ዘበልካያ ግና ኣብዚ መጺኻ ዘይትኽሕሳ ሰነፍ።
በዚ አጋጥሚ ዐት ካራ ማለት በሊሕ ንህግደፍ አብ ዊሽጢ ዐድ ኾይኑ ክም ዝተቓወሞን ዝምከቶን ኢኻ ኢኻ ሕቢርካና::
እዚ ናይ ሚኪን መሮንን ዘተ ኣዝዩ ጽቡቅ እዩ። ንፉዓት ክልተኹም
እምኒ ዝድርቢ ዘሎ መንእሰይ ናይ ዝነበረ ቃልሲ መቀጸልታ ዘይኮነ... ድሕሪ ወያነ ምስ ሞቶቶ ዝግበር ዓቅሊ ጽበታዊ ፈተነ እዩ ::
MERON belih menisei qexilo MERON ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤!
ኣብ መትክልካ ኣይትፍራሕ ሜሮን ኑጹር ርኣይ ዩሓልካ ሓደ መጅላግ መጽኡ ሓወይ ሓወይ አንተበለካ ሓውካ ክኸውን ዩኽእል አዩ ኣበ መትከል ግን ክልተ ጫፍት አኩም: ሓደ ንህዝቢ አምኒ ገሩ ቆልዓ ሰበይት ክፈግ ዝወል ሃላይ ምኣዶ አንተተርዲክስ
ሜሮን በዓል ቅኑዕ መትከል
Hager (kwam) kehulwa allow
meki semrt boy so tankes for ever thing
መሮን መዳናገሪ ኣምበር ደላይፍትሒ ኣኮነን
ዝተረደኦን ዝተወደኦን ዩ😂😂😂😂😂
Nay kindey seb zereba semiea mo ente Miki gn just wawww tiray kbl. Azerarba 💯 Sine srat 💯 Hitotatka mhyalu 💯 Bsletka 💯 Thtna 💯 Hdatka 💯 Riguo menfeska 💯 Ab mongo interrupted da gebere yemxeka neru + zhatetkayo direct keymelese kolel ybl neru. N hitoka ferihu goal keyatu b hito kmlso merixu. Eritrean ahwat pls let’s keep Miki at any Cost. ❤🎉🇪🇷
እንታይ ኣእተውካ ኣብ ዘይ ገዛካ ኣታ ለካ ናይ ብሓቂ ኢካ ሓላይ ዓወት ካራ
Anna awet kar
4G ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🤙
እዋይ ሜሪ እዚ ካራ ማይ ከምትሕውስ ጌሩካ ኤቤ እዋይ ዓለም ክስቶ አይተእቱ ክስቶ ኢሉ ትእዛዝ አመሓላሊፍ
Meron he’s right
ከም በዓል ሚኪ ኣምጹልና የድልዩና እዮም።
❤❤❤🎉😢
Meron jigna 🎉🎉🎉
Very good poind & descas Meron&Miki
You both smart but specifically Michael in this topic you good
ዓወት ካራ ስቅ ኢልካ ናይ ምስማዕ ክእለት እኳ ኣለካ። ግን ኣብ ብስለት መጺእካ ጌና ኢካ። ኣብ ኤርትራ ዘሎ ስርዓት ኣብ ኤርትራ ኢዩ ዘሎ። እቲ ቃልሲ ካኣ ንህዝቢ ኤርትራ ትብል ኣለካ። ናትካን ናይ ሰዓብትካን ግን ንህዝቢ ኤርትራ ዘይኮን ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ስራሕካ። በዚ ዘለካዮ ኣገባብ ንህዝቢ ኤርትራ ክትሓሊ ትፍትን እንተለካ፡ እቲ መደብካ ግጉይ ኢዩ ዘሎ። ተማሃር ምስ ብሱላት ሰባት ተማከር፡ ነብስካ ለውጥ። በዚ ትከዶ ዘለካ ኣገባብ ግን ንዓካን ንስድራቤትካን ኣብ ጣዕሳ ዘንብረኩም ስራሕ ኢዩ። ስለዚ ዓወት ካራ፡ ክትድቅስ ሕሰብ፡ ተማሃር፡ ምስ ብሱላት ሰባት ተማከር፡ ቀዳማይ ነብስካ ለውጥ እሞ ብዛዕባ ሃገርን ህዝብን ክትሓሊ። እዚኣ ናብ ዓወት ካራ የሕልፋ ኩቡር ሓው።
Men ika zi pls send your address n Awet kara denqoro tblo aleka yrdaka alo diu nbailka gega zereba tzareb aleka
@@kelabtadese1794 እሂ ብእምኒ ምሳይ ክትኮራረብ፡ ኣይተደንቁሮ ባዕልካ ኩቡር ሓው። ዘራይ ዘድልዮ ካኣ እኮ ኣይኮነን ዓወት። እቲ ባእሲ ኢዩ ተጸሊኡ እምበር፡ ኣስተውዒልካ እቲ ዘገሰካ መደብ ምግባር ዳኣ ጽቡቅ ነበረ።
😢😢😢😢😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ yes
Tigray midia
Game over
ሜሮን ናትካ ፍርያት እዮም ደም ኤርትራውያን ዘፍስሱ ዘለው ❓#ዳስ #ኤርትራውያን ክፈርስ #ዳስ #ተጋሩ ክምዕርግ❓ ንስኻ ነቲ ስርዓት አብ ኤርትራ ዘሎ ይቃለሶ እየ ትብል አለኻ ሐቀይ ❓ ሕዝብን ስርዓት ፈልዮም ዘይፈልጡ😢 ሕዝቢ ኤርትራ ይቃለሰልካ አለኹ እንዳበልካ #ክብርታቱ #ባንዴራታቱ #እንዳቃጸልካ ንመን ትቃለስ አለኻ❓ #ኤርትራ እኮ #ሕዝቢ እዩ እንበር መሬት አይኮነን። ሕዝበይ ምስ #ዓጋመታት መጺኻ ደሙ እንዳፍሰስካ ንፍትሒ ይቃለስ አለኹ አይትበለኒ 😫😣😡
ሜሮን ናይ ሓሳብ ፍልልይ ኢልካ ኣትሕለፎ ትግራይ ትግራይ ስለ ትብሉ ኣይሳማማዕን የ ኣነ ኤርትራዊ የ ን ኤርትራ ምስ ኤርትራዊ የ ዝሞተላ በሎም ድሕርዚ ኣነ ሜሮን ትክክል ኣሎ ክብል የ።
ሜሮን ምስ ህዝቢ ጽልኢ የብሉን። ህዝቡን ሰራዊቱን ቢሄራቱን ባንዴርኡን ናጽነቱን ስዉኡን ኣኽቢሩ ዝኸይድ ኤርትራዊ🇪🇷 እዩ።
ኣድጊ ንሓመዱ ግን ኩሉ ብዛዕባ ኤርትራ ዘይኣምን ከም ጽሉል እምኒ ኻራ ዱላ ሒዙ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዳስ ነህዝቢ ክጓየ ዝዉዕል እዩ።
ዕድመ ንህዝባዊ ግንባር🇪🇷👑🇪🇷
❤❤❤ ሜሮነይ ንሓቂ ምቅላስካ ኢዮም ጸሊኦሙካ።
ሚኪ ሓውና ከማካ ይብዝሑልና 💪🇪🇷
ሚኪ ብጣዕሚ የመስግነካ ጽቡቅ መብርሂ።።።።ተባረኽ❤❤❤❤❤❤❤
Miki jgna edmen tenan yhabka fetari meglexi sienelu hasabka
❤❤❤ ሜሮነይ ጎይታ ሓቂ ❤❤❤።
Meron is a very smart and intelligent young man. I follow any Media if you're talking to the media. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሚኪ ቡሱል ሰብ❤❤❤❤
መሮን፡ሓወይ፡ኤርትራ፡ናትካ፡ናተይ፡ናይ፡ኩልና፡ኤርትራዉያን፡እያ🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️🖐🎉
ብመጀመርያ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ ሜሮን ሓወይ ብምቅጻል ሕቶይ ንዓካ ንምንታይ ከምናይቀደምካ ዘይትኮውን ?በዓለይ ክምልሰልካ ብርጌድ ንሓመዱ ናትካ ፍርያት ክብለካ ኮሎ መልሲ ሲእንካሉ ሙሽ እስካ ፍትሒ ከአተምጽእ ንኤረትራ ኢካ ትቃለስ ብርጌድ ንሓመዱ ግን ዓባይ ትግራይ ንምስራሕ እዮም ዝቃለሱ እዞም ብርጌድ ንሓመዱ ዝባሃሉ ብጣዕሚ ብአታቶም ህዝቢ ኤረትራ ተቀይምና ኢና::ብርጌድ ንሓመዱ መሕፈራት ኢለዮም አለኩ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ!!
ሃለዉሎው ኣትበሊ።በርገድ ንሓመዱ ኤርትራዊ ባዓል ጥሳ ባዓል ርስትን ኢዩ።እዞም ተወልጀ ብላዕሊ ክትኮኑ ኣትፈትኑ።
@@yrgalemgebreslasie3606 ብመጀመርያ አንቢብኺ ጻሓፊ ኽብርቲ ሓፍተይ አነ ብርጌድ ንሓመዱ ተጋሩ አይበልኩን ባዕሎም እዮም ተጋሩ ኢና ዝብሉ አነ ዝበልኹ ዓባይ ትግራይ ኽሰሩሑ ይቃለሱ አለው ::ብተወሳኺ አነ ኤረትራዊት ጋልባት እየ ዋላ አስላሜቲ ስለዝኮንኹ ምፍልላይ አመል ገርክሞ!!
ኣቢበዮ ኢየ ጽሕፈልኪ።ኣስላመይቲ ስለዝኾንኩ ምባል ካኣ ባዕሊ እንበር ኤርትራዊት እንተኾንኪ፡ኤርትራ ናይ ኣስላማይን ናይ ክስታናይን ሃገር ኢያ። ኣስላማይን ክስታናይን ካኣ እቲ ሃይማኖት ኢዩ መጽእዎም እንበር ኣሕዋት ኢዮም ኣነ ብዝፈልጦ።በርገድ ንሓመዱ ካኣ ዓባይ ትግራይ ክሰርሕ ኣይኮነን ዝቃለስ ዘሎ።መሰልን ክብርን ዝግህስ ስርዓት ንምእላይ ኢዩ።እዚ ዝጻሓፍኩልኪ ግን ኤርትራዊ እንተኾንኪ ኢዩ።
@@yrgalemgebreslasie3606 ክብርተይ አነ ህብንቲ ኤረትራዊት እየ ምቅዋም ማለት ምዕራይ ማለት እዩ አነ አብ ሃገርና ጽቡቅ አሎ ይብል የለኹን ፍትሒ ደልዮም ትብሊ አለኪ ቆላዓ ሰበይቲ ምፍጋእ ጸብሒ ቡን ምፍሳስ ፍትሒ ድዩ?
@@joharamohammed7903aytgedesla beal ezia sdrea baela beda sle zketeletom sdra yeblan deki 70 amet mhram neom abi awet eu tienda mfras jgnnet eu beom:eti gohaf wedi rushun merahiom entay elu kem zzareb tfelt eya kabzo deki 40 mkana keyterf eu aytmelsla haftey 44::::
Waww miki it's a good idea GOD BLESS you ❤❤❤
ሚኪ ብጣዕሚ ብሱል ሰፊሕ ኣረኣእያ ዘለዎ መልሲ፡ ብሓፈሻ ብስምዒት ዘይኮነ ብርድኢት ብፍልጠት ዝግበር ዝረርብ ጽቡቕ እዩ ቀጽልዎ ካብ ስምዒት ካብ ጽልኢ ውጹ
❤❤❤🎉🎉ምሪ እስማርቲ ረሲ ብሓቂ🎉
ሜሮን ጥንቅቅ በል ካብ ዑስባትን ከዳዓትን ሃገርካን ህዝብካን የህሊፍካ ከይ ትህብ❤❤
Yes you are right thanks 🎉😂❤🎉😂❤
Nice Meron good speech.
Thank you Meron 💙💙💙💙💙💙
ምስዓወት ካራ ዝተዛራረብኩሞ ብጥዓሚ ደስ ዝብልኢዩ ሜሪ ሓወይ ከይትድህለል በዞም ባራዩ
እንተ ሚኪ ዝብልዎ ሰብ ግን ምንያ ኾለል ኢዩ ዝብል ኔሩ እንዳተረድኦ ፈሊጡ ኮለል ይብል ኔሩ
ሜሪ ሓወይ እቲ ኣኽብሮትካን እቲ ብስለት ኣትሓሳስባኻን እቲ ሓልዮትካ ኣብህዝብኻን ብሓቂ ከየድነቅኹኻ ክሓልፍ ኣይደልን 💙💙💙💙💙💙💙🙏
ms mengstina alene menedeum yfeltekum lukat weyane
❤👍
ሜሪ ኣብ ጊዘ ገድሊ ውን እኮ ንሱዳን ኪኸዱ ተገፊፎም ምስ ህዝባዊ ግምባር ዝተጸምበሩ ኔሮም እዮ፡ስለዝስ ኩሉ ሰብ ጊደታ ኣየድልዮን እዩ ሃገራዊ ግቡኡ ክዋጻእ ኣይትበል። ሰብ ንሓዳሩ እምበር ንሃገሩ ዘዘኻኽሮ የድልዮ እዩ.። thank you Miki hawna.
Miki hiwet zeriula neza Meron sat ❤❤❤❤❤ thank you miki very smart guy.
መሪ ተጠንቀቅ ክየትግሩርካ
ሚኪ ሓውና ምርዻእኩም ደስዝብል ኢዩ ቀጽልዎካኣ ግን ኣብታ ናይንግዲ ትብላ ዘለኻስ ዋላ ኣዴታት ኣብዊሽጢ ህገረን ሸቂጠንከይበልዕ ሰብኡተን ኣብድፋዕ ንሰን ተሸቀጣካኣ ንብረተን እንዳዘረፉ ምንባር ይኸልእወን ኣብታ ዊሽጥ ሃገረን ድቃስ ከሊኦመን እንታይትብሎም❤❤
l like your discussion Meron especially with Miki. It would be great if you could invite others too and have matured discussion.
እሳካስ ዓወት ትባሃል ዜሮ+ዜሮ=0 ደይ ንስካ ኢካ ህግደፍዶ ከምዚ ናትካ ቆልዓ ሰበይቲ ይፈግእ ከምእውን ጸብሒ ቡን ይደፍእ ሽፎን ይሰርቅ አሎዲዩ ብጣዕሚ ትሕዝኑ አብ ናይ ተጋሩ በዓል ክሳብ ክሳድካ ዝሕምመካ ምስ ጎይተትካ ኮይንካ ትስዕስዕ ናይ ኤረትራ በዓላት ተፍርስ ኢዚ ድዩ ፍትሒ?ብተወሳኪ ንሜሮን ዝትንክፈካ ሰብ የለን አነ አለኩ ኢልካዮ ምክንያቱ ስለምንታይ ትቃለስ ስለዘይትፈልጥ ንመንእሰያት አብ ብርጌድ ንከብዱ ዘይአተወ ተፋራርሕዎ ምካንኹም ብቃላትካ ገሊጽካዮ አለኻ::
We are Brged Nhamedu ata guhaf send your address sebay tekoynka dhri Adey trgum yeblun mnbarey
Kelabtadese ኹቡር ሓወይ ጸርፊ ናይ ሰነፋት እዩ አነ ጋልተንሰይቲ ግድን እዩ ከተክብረኒ ንዓካ ንኽሕሸካ ምክንያቱ ሓፍቲ ተዘይብልካ ክብርቲ አደ አላትካ ስለዚ ዓገብ ፈጣሪ ከይቁጣዕ 🙏
b betri teharimkum ዓቢኹም so ane ከኣ ብ hasab keredaki zeyfetenku mkniat ms hasab ስለ zeyabekum iye beti zrdakum keydekum ብዝኾነ ጓል ኣይመሰልክንን ኔርኪ ember ሸለል ile ምሓለፍኩኺ ነይረ eti nay kbret zbelkyo gin ኣደ nay ኣደ srah ምስ ትገብር እያ ትኸብር ጓል ውን ከምኡ ንስኽን ግን እንትርፎ ባንዴራ ሒዝክን ጢል ጢል & ሰለፍክን ሓፍ ምባል ካልእ hasab የብልክንን sorry ሳዕሳዒት ረሲዐያ ሕረዶ ቕተሎ 🤣
❤❤❤ ኣጆካ ሜሮነይ፥ እዞም ዕቅፋት ቃልሲ ፍለጦም ኒከይትጠልሞም ኣይኮኑን ፈሪሖም ፥ሓቂ ንከይዕወት ኢዮም ከዕንቅፉካ ዝሰርሑ ዘለዉ።ተቃለስቲ መሲሎም ነቲ ንስካ ትቃለሶ ዓመጺ ስርዓት ንክዕወት ህዝቢ ኤርትራ ክጸንትን ዝተዓጥቁ ጸረሰናይን ሰላምን ዕቤትን ዝቃለሱ ሚስጥራዊያን ሰራዊት ኢሳያስ ኢዮም።ከይ መስለካ ንሰላምን ሓርነትን ህዝብን ሃገር ኤርትራ ዝቃለሱ ፥ሙሱሉያት መዳናገርቲ ደለይቲ ፍትሒ መሲሎም ጸረ ፍትሒ ኢዮም።ብጀካ ምዝራግን ምዕግርጋርን ካልእ ተልእኮ የብሎሙን ፥ሑልኩሳት ሰራዊት ዲያብሎስ ኢሳያስ ኡሙናት ጸረሰላምን ዕቤትን ሙኳኖም ተዘይ ፈሊጥኩምዎም ከዕንቁፉኩም ክነብሩ ኢዮም። ብመጽናዕቲ ግጠምዎም፥ ክሳዓሩ ኣለዎም ናብ ሕጊ ክቀርቡ ኣለዎም፥ በቲ ኡኩይ ተግባሮም።ተጸረፉኩምን ተፈከሩን ክንቀትለኩም ክብልኩም ከለዉ ጭብጢ ሒዝኩም ናብ ፖሊስ ኣመልክቱ፥ ብከምቲ ናቶም ኣይትመልሱሎም፥ ሕጊ ኢዩ ዘጽርዮም ሜሮነይ ኣቦ ሓቅን፥ ፍቅርን ሰላምን ክትዕወት ኢካ በቲ ሰናይ ግብርካ።❤❤❤ ዓወት ኒሜሮነይ ወዲ ሰናይ❤❤❤።
Hgdef live forever still going strong
Merton I like you but don’t listen to anyone 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
Miki wawww entay zbele thtna eyu ❤❤
ናቱ ፍርያት ኣይኮነን ፣እሚኒ ደርቢዩ ኣይበለን መሮን።
Meriyeeee Zifetuuuu like gberu
ብሱል መንእሰይ ናይ ብሓቂ ሜሮን ዝያዳ ንኽትምሃር ተመሊስካ ዝገበርካዮ ምስዚ ሓውና ስምዓዮ ትገብሮ ዝነበርካ ዘይብሱል ክትዕ መልሲ ብትኽክል ክትረክብ ኢኻ እንተ ነዚ ሓውና ግን ብጣዕሚ የመስግኖ ብሱሉን ህዱእን
Bergedna the blue revolution🎉🎉🎉🎉thanks Merchi
ድራዎ ሜሮን ብራዎ ዓወት ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤ታዓወቱ።
ሚኪኤለ ንኤርትራና ከማካ ዝበሉ ዮም ዘድልዩዋ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
Mature discussion respective one another love it
ቐይሬ ሜረን
ኩቡራት ይሕዋት ብትገብርዊ ምርድዳእም ዝድነቅ እዩ እዚ ሓደ ንቅድሚት እዩ: ካብ መንእስያት እዚ ምርድዳእ ምርካብ ብጣዕሚ ጹቡቅ እዩ ቀጽልዎ ኢኩም
Awet jigna xbuk zerba eka hibkayo ❤❤❤❤❤txebeyo
Thanks yehwat mieri and miki bhdeat ehin mhin bmbhhalkum anabs neana wn kemzi elka mzrrabn mrddaen eyu zedlyena ❤🇪🇷👍✅ mieri hawna kea ms kemziom aynet bhdeat nzredadueu sebat enda amtsakua hasab nhasab mrddae tsbuq konu yrdeani kem natey hasab ajokum qetslwo mieri hawey ❤🎉🎉🎉
Good point I like the way they tolk each other whis respect
Meron bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪👌👌👌Ane keman misaka aleku. Awet mejemeriya Bisel ayibeselkan bizu yiterfeka alo Bisel👉👈
ሜሮን ኩሉ ትብሎ ኑጹር መልእኽቲ አጆኻ ጽናዕ
❤️🇪🇷
ሰብ ብትምርቲ ብንቅሐት ብተመኩሮ ብምምዛን ትዕዝብቲ ምዕባልኡን አታሐሳስቡእን ዕላምኡን ክፋላለ ይኽእል እዩ
ስለዚ ናሐደ ሰብ ስለምንታይ ከማይ ዘይትሐስብ ኢልካ ምግዳድ ናይ ዱሑራትን ስነልቦና ዝጎደሎ ስነምግባር ምኻኑ ምርዳእ እሞ ካብ ከምዚኦም ሰባት ጥንቃቀን አብ መትከልካ ምጽናዕን ከድሊ እዮ
❤️🇪🇷
Alo dmitsi
Viva HEZBAWI GEMBAR , 0 zero Hamedu ,Agenda nai Abay tigrai 🇪🇷❤️🇪🇷
Mike Hawey you are very intelligent, Nezom Bhamat Tekawemti endabelu , n Adetatn Abotatun B yeman denagula ziharmu , bkemey eyom fithi Zeragagixu ygerm eyu.
ሜሮን በሊሕ ዩ ግን እንድዒ እታ ዋን ነሽን ያ ታ ሽግር ኣጆዃ ግን መምህር ናይ መንእሰያት ❤
ዘተ ምስ ኩሉ ኤርትራዊ ኣድላዪ ኢዩ ዘተ ኣይትጽልኡ ❤❤❤❤❤ ብራዎታት ❤❤❤
I am support Eritrean gov I don’t hate Meron we don’t hate Meron
Meron is not responsible for Berged Nhamedu
ኣታ ቆልዓ ናብትን ናብትን ኣይትበል ውሽጡ ግን ምስ ህግደፋውያን ኢዩ።
ሜሮን ድማ ሓላፍነት ኣይሕግዝ ገለ። ኩሉ ዝገብሮ ይፈልጥ ኢዩ። መሊስካ ምፍርራሕ ወይ ስግኣት ኣይትፍጠረሉ።
ሜሪ ሓወይ ምስ ዓወት- ናይ ባሓቂ ጽቡቅ ምርዳዳእ ደስ ዘልቡ እዩ ከም መንእሰያት ከሙኡ ክንለምድ ጸጋ እዩ ዝኮነ ድስራሕ ነገር ብምርድዳእ ብዘተ ብዘረባ ክከዉን ከሎ መክሰብ እምበር ክሳራ የቡሉን ኣበይ እሞ እዞም ደገፍቲ እና ባሃልቲ ናይ ምርድዳእ መንሰፍ እንተዝህልዎም ወይ ንሶም ወይ ንሕና መተራዳዳእና ብቀሊሉ ድማ ጉዳይ ሃገርና ገለ ለዉጢ መራኣና እዞም ደናቁር ግን በቃ ሃገር ጽቡቅ ኣላ እሰያስ እሰያስ እሰያስ በቃ ሃገርና ኪኣ ዓለም ሙሉኡ ይሪእ ኣሎ ትርመስ ኣላ
ሜሮን ሐውና ክብለካ ዝደሊ ንዲኡ ንብኡ ብኒ ዝሀርም ሐመድ ንከብዱ ግን ከይትሕወሶም ካብ ሰብ ናብ እንስሳ ከይትቅየር ሐደራካ ካልሽ ሲ ዳሐን ።
36:20 love his answer ❤ keep going mate
Hi. Brother Maron please be careful don't close anybody because so many people out of control it's bedtime. ? Be safe God bless you
❤❤❤❤❤❤❤
MERON💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
Hi how are you. You the best. 1 my. Question. Stop 🛑 drinking a Water if you tool. After 1 or 30 mints
Aman yosab aleka b tigrina abi eyiu
Aman yosab b tigrina yetiwo zifelto alewo
ሜሮን እምኒ ደርቢካ ፈጊእካ ስባት ቀቲልካ ብርጌድ ንሐመዱ አየድሕነካን ወይ ኣይጣበቀልካ እዩ ሽግር ባዕልካ ትስሕና ሕጊ ናይቲትቅመጦ ሕጊ ይዳንየካ
ሰብ ሐሪምካ ኣጆኻ ኢሎሙካ ንባዕሎም ዘይድርብዩ ዝብሉካ ደቆምን ሐዳሮም እንዳገበሩ ኣብሽግር ኣይትእትውዎ እዩ ኢሉ
Temesgen amlak kemzi geraumer teradadueu ❤
Mieri & Miki btami fetiekum mekniyatu bzaba Eritrea ekum tztyu zelokum bejakum ketslwo.
Thank you miki hawna
Hiii Maron
Meron jegna eka balhe eka gin hadraka ezom esubate kyegagyuka tesfa korxe eyome❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰
Sle Aya alortrna bravo meron
Zero Endio emo 0+0 denqoro
እንታይ የራክበና ምሳ ከማካ ሰመስሉ የጥፍአካ አደ ወሊዳ ንዓካ ርኩስ ጥፋኣእ አገርአውሒሶም ንዓካ ክርህወልካ ሐቂ እንተለካ ኪድ ውጰእ ጎልጎል ከምቶም በዓል ብረት ህዝቢን መንግስት ፉለዮ አፍልጦ የድልካ ኪድ ሕተት ንዝምልኮቶ መንግሰቲ ሃገር ጠንጢንካ መጵካ አብዚ ከንካ ክትሐተት ሰዓቱ አኮነን ንዝምልከቶ መንግስቲ ሕተት መሰል የብልካን ብሕጊ ሰብ ክትክፍ መሰል የብልካን
እንታይ ምሰአበርከትካ ኢካ ነሃገር እትር
ፍ አፍልጦ የድልየካ አሎ ብጶትካ እዮም ዝቃለሱ ዘውሕሱ ዘለው ሃገር ደው ኢሎም
አታ፡ትሓትት፡ደለካ፡ብጣዕሚ፡ሕቶካ፡ንፁር፡ፍልጠት ዘለካ፡ኢካ፡ከማካ ይብዙሑ። ከምዚዝገለፅካዮሙሉእ፡ፍልጠትአለካ።።
I agree with you 💯 %
Mick smart man %❤
እቲ፡ትደልዮ፡ንስካ፡ትፈልጦ፡ ፡እስካ፡ኤርትራዊ፡እንተኯይንካ፡ዠግደለ፡ክትምልእ፡ፈትንኩራዕ፡ብዓድካ። ዓወት፡ንሓፉሽ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
ከምዛ ናትካ ብምርጯ ህዝቢ ዝመረጾ ናብ መድረኽ እንዳ ኣደየብካ; ትሰርሓ ዘለኻ ኣብ መጻኢት ኤርትራ መድረኽወ ክትኣሊ ተራእዩኒ❤
ኣብነት ኢኻ ሞ ቀጽሎ ከምቲ (ዓወት ካራ ዝበለካ ኣብ መእተዊ) ምርድዳእን respects 🙏 👌
Meron hawey take care beal eziom tekefilom emni nab adiom nab abom zidrbi eritrawi yebilnan take care eina nibleka.
Awet dribay ane alku abe gonka teblo Afare entay waga alka niska terati❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣድጊ ንሓመዱ መን ኢዪ ደላዪ ፍትሒ ማለት ከ እንታይ ማለት ኢዩ
💙💙💙💙 blue revolution ata meri keb zerbaka ygbero👍
Merry hawna nska bzuh eka halifkayom sle deleka eka ❤
True
❤👌
Hii meri haweyy kabezom denqer tenqaq tiray bele❤❤
በዓል ዓወት ካራ ኣብ ኤርትራ ትኹብልሉ ኣብ ኢሮፓ መጺኹም ትኹልሉ፡ዓወት ምትሩስ ኣብታ ትነብረላ ዝነበርካ ከተማ ክንደይ ግዜ ካብ ትሕቲ ዓራት ተሓኒቕካ ክትወጽእ፡መስክነይቲ ኣደኻ ኣትኽኽ ዘበልካያ ግና ኣብዚ መጺኻ ዘይትኽሕሳ ሰነፍ።
በዚ አጋጥሚ ዐት ካራ ማለት በሊሕ ንህግደፍ አብ ዊሽጢ ዐድ ኾይኑ ክም ዝተቓወሞን ዝምከቶን ኢኻ ኢኻ ሕቢርካና::
እዚ ናይ ሚኪን መሮንን ዘተ ኣዝዩ ጽቡቅ እዩ። ንፉዓት ክልተኹም
እምኒ ዝድርቢ ዘሎ መንእሰይ ናይ ዝነበረ ቃልሲ መቀጸልታ ዘይኮነ... ድሕሪ ወያነ ምስ ሞቶቶ ዝግበር ዓቅሊ ጽበታዊ ፈተነ እዩ ::
MERON belih menisei qexilo MERON ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤!
ኣብ መትክልካ ኣይትፍራሕ ሜሮን ኑጹር ርኣይ ዩሓልካ ሓደ መጅላግ መጽኡ ሓወይ ሓወይ አንተበለካ ሓውካ ክኸውን ዩኽእል አዩ ኣበ መትከል ግን ክልተ ጫፍት አኩም: ሓደ ንህዝቢ አምኒ ገሩ ቆልዓ ሰበይት ክፈግ ዝወል ሃላይ ምኣዶ አንተተርዲክስ
ሜሮን በዓል ቅኑዕ መትከል
Hager (kwam) kehulwa allow
meki semrt boy so tankes for ever thing
መሮን መዳናገሪ ኣምበር ደላይፍትሒ ኣኮነን
ዝተረደኦን ዝተወደኦን ዩ😂😂😂😂😂
Nay kindey seb zereba semiea mo ente Miki gn just wawww tiray kbl.
Azerarba 💯
Sine srat 💯
Hitotatka mhyalu 💯
Bsletka 💯
Thtna 💯
Hdatka 💯
Riguo menfeska 💯
Ab mongo interrupted da gebere yemxeka neru + zhatetkayo direct keymelese kolel ybl neru. N hitoka ferihu goal keyatu b hito kmlso merixu. Eritrean ahwat pls let’s keep Miki at any Cost. ❤🎉🇪🇷