ፖለቲካዊ ስልጣን ኣብ ሃገርና

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 6 янв 2025

Комментарии • 4

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 22 дня назад +2

    ❤❤❤

  • @mekonentekle7058
    @mekonentekle7058 16 дней назад +1

    ሰላም ጸጋይ ሰላም ኪዳነ ንተመሓላልፍዎ ኣስተምህሮ ጠቃምን መሃርን ስለ ዝኾነ ሰማዒ ክረክብ ተስፋ ይገብር ሕቶይ ከኣ ኣብ ሞንጎ ናይ ቀደም ተጋደልትን ኣብ ናይ ሕጂ መንእሰያትን ዘሎ ዘይምርድዳእን ዘምቅዳውን ዘይምትእምማንን ብከመይ ይፍታሕ ወይ ይምእከል ንረብሓ ህዝብና የቀንየለይ መኮነን ሚላኖ

  • @kidanetewelde147
    @kidanetewelde147 22 дня назад

    አብ ቀዳማይ ዓለም ቀዳምነት ንነብር ሱልጡን ፖሎትካዊ ክህልወና ይግባ

  • @Dermas2024
    @Dermas2024 8 дней назад

    ትዕዝብተይ፥ ንበይነይ ድዩስ ወይሲ ኪዳነ ሓጎስ ናብ ሕሩይ ተድላ ባይርኡ ተቐይሩ? ከመይ ዘይቕየር መምህሩ(mentor) እንድዩ ኔሩ ዶ በልኩም? ኣብ ክንዲ ንዘረባ ከም ማሸላ ክሳድ ክሳዱ ምቁራጽ ከም ምውቲ ኣድጊ ምጉታት፡ ኣብ ክንዲ ኣብ ኣርእስቲ ረጊጽካ ምዝራብ ምህውታት፡ ኣብ ክንዲ ፍልስፍና ህልውስና ምዝውታር፡ ወዳጀ ባርኔጣ! ይበል መኻፍቲ ኣፍን ሰለምለም ዓይንንን፡ ወይ ጉድ፡ ምቕናይ ጽቡቕ!
    ግብረ መልሰይ ንህውተታ፥ ከም’ቲ ሓንት ንኢሰያስ ኣዝያ ትጸልኦ ትግራወይቲ መንእሰይ ቅድሚ ቁሩብ ኣዋርሕ ዝበለቶ፡ "ንኢሰያስ ድኣ መን ክዳረጎ? ኣብ ጽልኡ ጥራሕ ኣየውዕልካ! ኣደ ወሊዳ ትምከን! ነቲ ልዕሊ ኣስታት 60 ዓመታት ዘቑጸረን ገና ወዲ ዓሰርተ ሾመንተ ዓመት ከይመልእ እንከሎ ዝነደፎን ብስም ‘ንሕናን ዕላማናን’ ዝፍለጥን ብፍኖተ ካርታ ዝተሰነየን ማንፌስቶ ካብ “ሀ” ስጋብ “ፐ” ሓንቲ ብሓንቲ ኣብ ግብሪ ዘውዓለን ብዘይ ኣፈላላይ ንኹሎም ጸላእቱ ኣላሽ ዘበለን ገናውን ኣብ ምባል ዝርከብ፡ ምስ መራሕቲ ሓያላን ሀገራት ከይተረፍ ኣብ ዓለማዊ መድርኽ ብማዕርነት ዝተሰርዕን እንኮ ኣፍሪቃዊ መራሒ፡ ዋላ ዓሰርተ ጊዘ ጽልኣዮ ብዘይካ ኣድናቖት ካልእ ኣይምጥኖን እዩ። ካብ ስልፊ ናጽነት ናብ ህዝባዊ ሓይልታት ካብ ህዝባዊ ሓይልታ ናብ ህዝባዊ ግምባር ፡ ካብ ህዝባዊ ግምባር ናብ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራሲን ፍትሕን! ነዊሕ ግን ክኣ ዕውት ጉዕዞ፡ ምስረታ ሀገር። ሕጂኸ ናበይ? ናብ ቀጻሊ ቅያ ህንጸት ሃገር! Stay Tuned!