ተረርቲ ሕቶታትን ሪኢቶታትን ተሳተፍቲ ዋዕላ ብሄራዊ ረብሓ ትግራይ 3ይ ክፋል

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 23 ноя 2024

Комментарии • 4

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 23 минуты назад

    አነ ብትግራውነተይ አዚየ ይሕበን እየ፣ ሓደ ጊዜ ብስራሕ ንአዲስ አበባ ብ1994 ኬደ ምስ ጀነራል ጻድቃን ተራኺበ እናፈለጠኒ ትግራዋይ ሙኻነይ ብአምሓርኛ አዘራሪቡኒ ይኹን ዳአምበር ተዓዚበዮ እንታይነቱ
    ህወሓት ንሕዝቢ ትግራይ አይተቓለሰን ሕጂ ሓድነትና ነጠናኽር ዝብሉ ዘለው ንመን ከዕሽው ደልዮም ፣ ውድብ ህወሓት ካብ ሱሩ ክማሓው አለዎ።

  • @okubaybeyene6231
    @okubaybeyene6231 10 часов назад

    ናይ ብሓቂ ኲናት ከም ጸጋ ተቐቢልናዮ ትግራይ ይኹን ኤርትራ ህዝቢ ትግርኛ ብኲናት ክንምካሕ ንጸንት ኣለና ንኻልእ ከይ ከውን ነንባዓልና ኲናት ናይ መወዳእታ ኣማራጺ እዩ እምበር ኣብ ኲናት ዝዕወት የለን ይትረፍ ንሕና ድኻታት ሃገራ እተን ዝማዕበላ ሃገራት ከማን ኢደን ክህባ ናይ ግዝየ ሕቶ ጥራይ እዩ ከም በዓል ራሻ ኣብነት እየን 45ሰዓት ኢላ ጀሚራቶ 2ዓመት ድፍን ኮይኑ ገና ኣብ ኲናት ኣላ ስለዚ ድሕሪ ኲናት ባይታ ዘይ ትህብዎ ህዝቢ ኣብ ኲናት ኣይ ትጥበስዎ ምሓርዎ እዚ ተዛራቢ ትግርኛ።

  • @salihafar2244
    @salihafar2244 10 часов назад

    #ብራኸ_ሸው ፕሮግራኩም ብዕጣሚ ፅቡቕ'በርቱዑ ብፍላይ መድህን ገ/ሰላሰ እታቅሪብዎዮ ኩሉ መምሀሪ'ዩ👌