Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ዎውውውው ደስ ዝብል
ዋውውው በርትዕ ዝሓወይ
የቀንየልና ክብር ሓውና ኣዘኻኪርካልና 'ዋ ቀፅለሉ!!!
11 ኣምጽኤ
ዋዋዋዋዋውውውው
ፅብቅ ስራሕ ቀፅለሉ
ቀጽሎ ክቡር ኣስተማሃሪ እዩ በርትዕ ሰላም ይኩን ንዓካ ንኩሉ👍
wow btam des behali mesela
ዚያዳይ ማለት ምን ማለት ነው ውዶቼ
ሓዊ ብግልዒ
ሓሶትን ቆርበትን አናሓደረ ይፈኩስ
ጹቡቕ ነይርካ ግን ትርጉሙ እንታነግረና ጹቡቕ ነይሩ ሕጂ ኣቦታትና ንነገራት እንድዮም ብምስላ ገሮም ዝነግሩኻ ማልት ሰነፍ ሰብ እንድሕር ኮይንካ ሁኩይሲ ማይ ድራሩ። ብምሰላ ገይሩ ስንፍናኻ የርድእኻ ብዝኾነ ጹቡቕ መደብ እዩ ቀጽልዎ ቀጻልነት እንድሕር ሃሊዎ እቲ ወለዶ ይነቅሕ ታሪኽ ኣቦታቱ ይዕቅብ ካብን ናብን ይወራረስ ማለት እዩ ብዝኾነ ኣነ ናይቲ ቅድምና ነበረ ወለዶ ኣድናቒ እየ ናይ ኣቦታትና ማለት እዩ።