Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ኣነ ኩለን ረኺበ ። thanks ❤❤❤❤ 🎉🎉🎉
ዋውውውውውው በእውነት መፅየ ካብ ስደት ክመሃር ሓንቲ አይረሳዕክዎን ሓንቲ ብቻ ተጋግየ imiss you ትምህርተይ ኡፍፍፍ ስደት ረሳሕ አይዞካ ቀፅሎ ሓበነይ ደስ ክብል የቀንየልና
ብጣዕሚ ደሥ ይበል ትምህርቲ ሓወይ ሠላምካ ይብዛሕ
ዋውውውውው ደስ ዝብሉ ሕቶታት ኣሰይ ወለላ ማዓራተይ ከምዙይ ድኣ ኣምህሩና ፈጣሪ ዋጋኹም ይኽፈለኩም
ቀጽልዎ ጹቡቕ ሰራሕ!!!!👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
በጃኩም ን ቃላሚኖ መእተዊ ፈተና ዝኮኑ ሓፈሻዊ ፍልጠት ሕቶታት ስርሐልና ተወሳኺ በይዝዝዝዝዝዛዛዛዛዝ???
waww best
9/10 it is not bad but I don't know the capital city of yordanos. ×××
Geleaynet htotat. I get 9 out of 10
❤
8/10
9 መሊሰ ናይ ጆርዳን ዋና ከተማ ኣይፈልጣን ጸኒሐ።
10
ብራዚል & 502 ረኪበ
9 rekibe nay china rese ketma tegagiye
ኢባ ሳራ
3
ዝስተኻኸል እርማት፦ እንትን ንዝብል= ኽስታይ እዩ ዝባሃል፣ ብቻ ንዝብል= ጥራሕ እዩ ዝባሃል፣ሰርፕራይዝ ንዝብል= መደመሚ፥ክድመም፥ተደመም፥ተደመሚ፥ተደመሙ፥ይደመሙ፥ንደመም /መደነቂ፥ክድነቅ፥ተደነቅ፥ተደነቂ፥ተደነቁ፥ይደነቁ፥ንደነቅ/ ምብሳር፥ልበሰር፤ክብሰር፥፥ተበሰር፥ተበሰሪ፥ ተበሰሩ፥ ይበሰሩ፥ንበሰር፥ ብስራት ወዘተ ይባሃሉ፣ ካብ ግእዝ ዝመፀ ብስራት፣ ።ችግር የብሉን ዘይኮነስ ፀገም የብሉን እዩ ዝባሃል ይስተኻኸል ብትግርኛ።ምንም ንዝብል ድማ = ዋላሓንቲ እዩ ዝባሃል።የ ምሳ እቃ ንዝብል= ናይ ምሳሕ ኣቅሓ ይባሃል።ኖርማል ክባሃል ይካኣል ከምኡ እውን '' ዘሎ እዩ '' ክባሃል እውን ይካኣል እዩ።እና ንዝብል ድማ = ኻዓ እዩ ዝባሃል።ችግር የብሉን ኣይባሃልን እንታይ ድኣስ=ፀገም የብሉን እዩ ዝባሃል። ችግር=ፀገም።ስርየስ ንዝብል= ናይ እማን፥ ካብ እማን፥ናይ ብሓቂ፥ካብሓቂ፥ናይ ምረይ፥ብልክዕ ወዘተ ይባሃል።ብኸሙዙይ ትግርኛና ነዐሪ ንማሃር ኣጆኹም ተጋሩ ምቁራት ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
Btame ena nmsgen hawey 7 melse
ል
Eta nay mewedaeta hto si mara akbidkaya bro 😂😂🤦
ሐ
ህል
ህፕ
ሓንቲ ጌጋ
መአርምታ፥ ኣብ 'ፍልጠት' ትብል ቃል ፊደል 'ፍ ' ። ሕቶ፥ መካተቻ ማለት ብትግርኛ እንታይ ማለትዩ? ናይ ኣምሓርኛ ቃል ኮይኑ ተሰሚዑኒ።አመስግን!
መ
ኣጁኹም ብርትዑ ትግርኛ ንቓብ ቓንቓ ንዕቢ ዳሓር ከዓ ግርክ ኣይኮነን ዝብሃል ብትግርኛ ግሪኽ እዩ። ዝባሃል ኽ ኢና ንጥቀነላ
ሀ
2/10
ለ
2/10#%
ኣነ ኩለን ረኺበ ። thanks ❤❤❤❤ 🎉🎉🎉
ዋውውውውውው በእውነት መፅየ ካብ ስደት ክመሃር ሓንቲ አይረሳዕክዎን ሓንቲ ብቻ ተጋግየ imiss you ትምህርተይ ኡፍፍፍ ስደት ረሳሕ አይዞካ ቀፅሎ ሓበነይ ደስ ክብል የቀንየልና
ብጣዕሚ ደሥ ይበል ትምህርቲ ሓወይ ሠላምካ ይብዛሕ
ዋውውውውው ደስ ዝብሉ ሕቶታት ኣሰይ ወለላ ማዓራተይ ከምዙይ ድኣ ኣምህሩና ፈጣሪ ዋጋኹም ይኽፈለኩም
ቀጽልዎ ጹቡቕ ሰራሕ!!!!👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
በጃኩም ን ቃላሚኖ መእተዊ ፈተና ዝኮኑ ሓፈሻዊ ፍልጠት ሕቶታት ስርሐልና ተወሳኺ በይዝዝዝዝዝዛዛዛዛዝ???
waww best
9/10 it is not bad but I don't know the capital city of yordanos. ×××
Geleaynet htotat. I get 9 out of 10
❤
8/10
9 መሊሰ ናይ ጆርዳን ዋና ከተማ ኣይፈልጣን ጸኒሐ።
10
ብራዚል & 502 ረኪበ
9 rekibe nay china rese ketma tegagiye
ኢባ ሳራ
3
ዝስተኻኸል እርማት፦
እንትን ንዝብል= ኽስታይ እዩ ዝባሃል፣
ብቻ ንዝብል= ጥራሕ እዩ ዝባሃል፣
ሰርፕራይዝ ንዝብል= መደመሚ፥ክድመም፥ተደመም፥ተደመሚ፥ተደመሙ፥ይደመሙ፥ንደመም /መደነቂ፥ክድነቅ፥ተደነቅ፥ተደነቂ፥ተደነቁ፥ይደነቁ፥ንደነቅ/ ምብሳር፥ልበሰር፤ክብሰር፥፥ተበሰር፥ተበሰሪ፥ ተበሰሩ፥ ይበሰሩ፥ንበሰር፥ ብስራት ወዘተ ይባሃሉ፣ ካብ ግእዝ ዝመፀ ብስራት፣ ።
ችግር የብሉን ዘይኮነስ ፀገም የብሉን እዩ ዝባሃል ይስተኻኸል ብትግርኛ።
ምንም ንዝብል ድማ = ዋላሓንቲ እዩ ዝባሃል።
የ ምሳ እቃ ንዝብል= ናይ ምሳሕ ኣቅሓ ይባሃል።
ኖርማል ክባሃል ይካኣል ከምኡ እውን '' ዘሎ እዩ '' ክባሃል እውን ይካኣል እዩ።
እና ንዝብል ድማ = ኻዓ እዩ ዝባሃል።
ችግር የብሉን ኣይባሃልን እንታይ ድኣስ=ፀገም የብሉን እዩ ዝባሃል።
ችግር=ፀገም።
ስርየስ ንዝብል= ናይ እማን፥ ካብ እማን፥ናይ ብሓቂ፥ካብሓቂ፥ናይ ምረይ፥ብልክዕ ወዘተ ይባሃል።
ብኸሙዙይ ትግርኛና ነዐሪ ንማሃር ኣጆኹም ተጋሩ ምቁራት ኣምላኽ ይሓግዝኩም።
Btame ena nmsgen hawey 7 melse
ል
Eta nay mewedaeta hto si mara akbidkaya bro 😂😂🤦
ሐ
ህል
ህፕ
ሓንቲ ጌጋ
መአርምታ፥ ኣብ 'ፍልጠት' ትብል ቃል ፊደል 'ፍ ' ።
ሕቶ፥ መካተቻ ማለት ብትግርኛ እንታይ ማለትዩ? ናይ ኣምሓርኛ ቃል ኮይኑ ተሰሚዑኒ።
አመስግን!
መ
ኣጁኹም ብርትዑ ትግርኛ ንቓብ ቓንቓ ንዕቢ ዳሓር ከዓ ግርክ ኣይኮነን ዝብሃል ብትግርኛ ግሪኽ እዩ። ዝባሃል ኽ ኢና ንጥቀነላ
ሀ
2/10
ለ
2/10#%
ሀ
ለ
መ
ሀ
ሀ
መ
ሀ