Atta Feradi Semayin Midrin Firdika eba habena yiqre belelna. Thank you brother for all the information you share with us. One day you will be rewarded my dear brother.
Thank you for the hard work brother. With all do respect I just wish sometimes you talk about unity and teach our younger generations to avoid divisions. It seems to be an issue to some and brainwashed by individuals. Thanks again keep it up!
Josi the great u r really really smart! Where is the introduction song? When I listen that song I am emotional & see all the tortures within the detainees! Ufffffffffff😭😭😭😭😭😭😭
ካብ አስያስ ጹቡቅ ዘርባ ካብዚጽበ ኒ ዱሙ ጸባ ሓልውለይ ሚባል ይሓይሽ ጆሲ ሓወይ ካ ዒድመን ጢናን ይሃብካ
ድሙ ደኣ ተረፍ ከማን ተጽንሓልካ ፡ ማይ ምሕቋን እምበር
@@medajhon1274 ካብ መዓኮር ጥዑም ጨና ምጽባይ እምበር
መርሓባእ ጡዑም ድምጺ፡ ብተቅርቦ መድባትካ ብልቢ ኢና ነመስግነካ እዚ መደብካ ካኣ ናይ ብሓቂ 100/100 ሓቂ እዩ ብዓይንና ዝረኣናዮ እዩ ።
ኣነስ ናይ በሓቂ ኣመስጊነካ ዘይፈልጥ J.studio አዚ ዘስደምም ዘሕዝንን ታሪክና ክንሰምዕ ኣበይ ዘኪረዮ ኢልካኒ ብዝኮነ ግን ብጣዕሚ'የ ዘድንቀካ ንዓና ውን ነዚ ምስጢራዊ ታሪኽ ከነስተውዕለሉን ክንፈልጦን ዝሓገዝካና ብሽም ኩሎም ኤርትራውያን ደጊመ የቀኔልና።
Edmen tenan yhabka fetari #Jossi anbesa
ናይ በሓቂ ሓወይ ናተይ thanks
ጹቡቅ ስራሕ ጆሲ ሳላኻ ደሃይ ኣሕዋትናን ኣዝማድናን ክንረክብ ኪኢልና
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣዘንታዊ በሓቂ ደስ ዝብል
THANK YOU VERY MUCH
ፅቡቅ ስራሕ
ዕድመ ይሃብካ ደሃይ ንጹሃት ተቃልሕ ዘለኻ ሃይላስላሰን ደርግን ይሃበኒ ናይዝስ ኣብ ታሪኽ የለን
I am the first today
Thanks Josi,I will hear now
ኡፍ ብጣዓሚ ዩ ዘብክን ዘጨንቅን
ጆሲ ብጣዒሚ የመስግነካ ዕድመን
ጥዕናን ይሀብካ
ናይ ብሓቂ ናይ ዓላ ብዓይነይ ርኢዮ መጽየ ጆሲ ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ይሓግዝካ
እንቛዕ ተወለድካ እዝግእትነ ማርያም ትሓልኻ ጥዑም ድሃይ ድሃይካ ኣይጸሙ
መርሓባ ወዲ ህዝቢ
Amen Amen Amen edmen tenan yhabka fetari kulu alem🙏🙏🙏
ጆሲ ምስ ኣሰና ባ ምርድዳኣ ጌርካ ኣማሓላልፎ ምክንያቱ ቡዝሑ ተካታታሊ ኣለናካ ክሳብ ሓደ ሚሊዮን ናይ ባሓቂ ዘሕጉስ እዪ ግን መታን ናብ ኤረትራ ክበጽሕ ምስ ኣሰና ገለ ግበር
Ab Assena ymehalalef alo Habibi
@@lidyatesfit4311 nai behaki? Btaemi xubuk
Josii....good job.
@@lidyatesfit4311 ምዓስ ዘየለ ተውሪ
Ynab king hji keman krio xenihe ab tv assena ymehalalef Alo
Thank you brother for give us information
ኣገናዕ ጎበዝ ኢካ፡ ፡ሃንዳሲ ፍልልይ ኩሉ ባዕሉ፡፡ ተመስስገን ፈጣሪ ኩሉ ጸሓይ መሲሉ በሪሁ፡፡ዕድሜካ ይባረክ ጆሲ፡ ፡
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኣጋላልጻ ኣነ ኣብኡ እየ ነይረ ወዲ ዉጪ ጸባን ስጋን እዳበልዐ ኡዩ ብኸብዱ እዩ ዝነብር ብጣዓሚ ጨካን ዝኾነ ሰብ እዩ
ሓደ ግዜ,ሲ ኢሰያስ ሰዓቱ ኣብ ገዙኡ ረሲዕዋ ይወጸልኩም። ብድሕሪኡ ንፍሊጶስ ሰዓተይ ጠፊኣ ይብሎ ንብሎኩም።ፍሊጶስ ንኹሎም ኣቡኡ ዝወዓሉ ተሎ ካብዘየላ ድለይዋ ይብሎም ማለት,ዩ ብድሕሪኡ ኢሰያስ ደዊሉ ንፍሊጶስ ረኺበያ ኣለኹ ኣብ ገዛ ረሲዐያ ከይደ ይብሎ።ፍሊጶስ ከኣ ትቕብል ኣቢሉ ቁርብ ዘይትጸንሕ ነበርካ ቀሪቦም እንድዮም ነሮም ኪኣምኑ ኢሉዎ ንብለኩም። ማለት ኩሉ ገበን ገሩ ኣይኮነን ዚኣምን ካብ ሕሱም ማህረምቲ ክናገፍ ኢሉ እወ ዝብል ብዙሕ እዩ የሕዋተይ።መዋጾኦ ይፍጠረሎም ንኹሎም የሕዋትና።
እዚኣ ናይ ሩስያ ኣብ ናይ ስታሊን ስርዓት ዝተገብረት ነገር ኢያ ዓርከኒ
Atta Feradi Semayin Midrin Firdika eba habena yiqre belelna. Thank you brother for all the information you share with us. One day you will be rewarded my dear brother.
Thank u josi.
በጃኻ እባ እዚ መደብካ ብ አሰና ከምዝመሓላለፍ ግበር።
ክክክክክ ኣሰና እኮ ካልኣይቲ ዕረ ቲቪ እያ ክሳብ ሕጂ ኣይፍለጥካን ክክክክክክክክ
@@shimetbrhane4815 🤫
ዕረ ትኹን ማዓር ኣብ ኤርትራ ትረአ ኣላ
ልክዕ!! ብአሰና ቲቪ ኣብ ኤርትራ ደሎ ህዝብና ክሰምዖን ኣንጻር ምልኪ ክልዓል ብሓደ ይአክል ክብልን ደተስእ እዩ።
Xibuk hasabi eu hizbna keman semiu wisaniu mis wesene
ዘገርም
ኣይምዕብሉ
እየማዕብሉ
ህዝብን ሃገርን ሒዞም
ንድሕሪት ዘንቆልቁሉ
ገለ ዓይነት ሰባት መጺኦሙና
Good job bro
ጆሲ ኣብታ መጻኢት ኤርትራ ሽልማት ይግባኣካ እዩ
እንጀራ እዝግሄር ብልዕ ሓቂ ተዛረብካ
tezaribkayo kulu hawey natey
Genau
አንታይ ስለ ዝገበረ አዩ ሽልማት ዝግብኦ
@@ኣለኹኣለኹአየዝብል entay diu zigebir zelo ata...
Akkkkkk waye ane yehewateye
ምሉእ ዘይጉዱል ጥበብ ኣለካ ናይ በሓቂ
ጸሎትን ምህለላን ዘድልዮ ግዜ በጽሕና ንኣብ ስደት ዘለና ስደትና ዝሓጽረሉ ኣብ እሱርበት ዘለዉ ዝፍትሕሉ ህግደፍ ናብ ልቦም ተመሊሶም ንህዝቢ ይቅረታ ዝሓትሉ ግዜ የምጽኣልና
Ahhhhhh Nbeat 😥😥😥Seiruni Thanks JSTUDIO 🙏
😭😭😭😭😭😭😭 so sad. But one day this will be history and my people will live the normal life soon.
So Deki erey ajona, just be united.
I love your Confidence !! And you Voice thanks for your time and your sharing your thoughts 💭
በርትዓልና ጆሲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ንሓገርና ምሕረት የውርደልና እዛ ክላሲክ ኣበይ ክረኽባ ይኽእል የሕዋት ሊንክ ግደፉለይ
ኣሕ ህግደፍ መንደፍ ብገደል ጽደፍ ! ኣቱም ሰባት እዋይ ታሪኽ ምሕማቅ
Yosi keep it the great work our Hero
thank you Josi for the sacrifications , by telling their stories you r relieving their unbearable pain. God bless u the man of conscience.
Great job jossy
Josi Hero, kemaka yemasilena, we pray for you and your family, God bless you !
Wawww nska murux zerie eka sle kulu etgebro zeleka yekenyelna zhawey 🌺🇪🇷😘👌
ጆሲ ኣጆካ
ኦ ኦ ኦ ኣምላኽ ምሕረትካ በዓልኻ ኣውርደልና መሳክን መዋጽእቲ ይፍጠረሎም
ኣቱም ሰባት እዝነይ ድዩ ናይ ብሓቂ ደቂ ፍሊጶስ ኣብ ኡጋንዳ ኣልው ንዕኦም ዘይንቐትል ድኣ ኮልል ንብል ዘለና እዚኦም ምስ ስድራቤቶም ክጸንቱ ዩ ዘለዎም
ሓይሊ ፍቕሪ ኣባኺ ርኤዮ ኣብኣ ርገጽ ምሳኻ ለኹ ሕነ ኣሕዋተይ ኣብ ደቆም ክፈዲ ኢየ
ጆሲ ኣብ ራድዮ ኣሰና ተዝመሓላለፍ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔሩ፡ ብጣዕሚ ሕጉሳት ኢና ብመደብካ፡ ብርግጽ ከኣ መንእሰያት ይነቅሑ ኣለው። Nice
ጆሲ ቆቓሕ ኣጆኻ ቃላት ሲኢነልካ ፍረ ጻማኻ ርሑቕ ኣይክኸውንን ዩ
ኡኡኡኡኡይይይ
ኣታ እንታይ ኢና ንብሎ
እዋይ መንእሰያትና
ካብዚ ክሃድሙ እንድዮም
ናብ ባሕሪ ዝጥሕሉ ዘለውውው
Leti Gebrekristos zhaysh neyreana n artrawis kulu ysehalo ember 😭😭💔🇪🇷wey ane adey
Kabzi we kemzi kemakn lebam tefelitwo yu schgrna
Aye ewe men emo yfeltelna. Lebam kemzi kemaki tray kbrti haftey ezen zelelti hgdef ka xegibom yblana.
@@daniwedieri741
እንታይ ግድኻ
ህግደፍ ድኣ መኣስ ኣብምላጥ
ኣብ ምድንጋጽ ሃልዮም
እንታይ ክገብሩ ክይዶም እንታይ ክገብሩ
ጥሒሎም ዝብልዎ ክኣ ንነብሶም ካብ
ገበን ከርሕቁ ከምዘይገበርቲ ክመስሉ
ዝብልዎ እዩ።
እቲ ብሓቂ ህዝቡን ሃገሩን ዝሓምም
ኤርትራዊ ግን መግብን ክዳንን ሰላምን
እይሰኣነን።ግን መንእሰያት ክሳቀዩን ክጋፍዑን ክስደዱን ክርኢ ከሎ ግን
ድቃስ የብሉ ቅሳነት የብሉ ኩሉ ግዜ
ምስተሻቀለን ምስጓሃየን ድቃስ ደይብሉ
እንዳ ሓደረ እዩ ዝነብር ዘሎ
ካብዚ ክትገላገሉ ህዝቢ ክርህዎ እውን
ክንደይ ጻዕሪ እዩ ዘካይድ ዙሎ ኤጆኹም
ኣጆና ንቃለስ ኣብ ኤርትራ
ሕግን ስርዓትን ክብርን ራህዋን ናይ ወዲ
ሃገር ክኽብር።
@@letigebrekristos3282 Ja xbuq aleki kbrti haftey keytgrems abzi zelekwo alewu hasewti nskum kedat ikum nhzbin hagern aythalyun ketetfu ekum tdelyu nhna gn ndeqi swat nalie beleni ane ka emo eti ndeqi swat tblo zeleka si men dyom ane hade kebom eye slezi neay asadidkum abasachikum si hdrom thlwu alekum eleyo ybleki kemzi kemaki ktriee keleka gn tesfa tgebr enber beqa ane kem Eritrawi meten bflay kemzi etatt ksemie keleku lekimkayom tfa ymexeni demey yfelhani beqa hji mishet mishet ka nayzi j studio hawna semiee ayxegbon beqa bwshtey naxnet bmimxa yhben abotatna bmswom kemzi nay eseyas zetfana zelo ms raka ka thazn beqa bzkone zereba abzihelki aqribe eye ajona ajokum hji qeribna ena hzbina yneqhi alo zeymhimaq tray kbrti haftey.
May God bless you great Jose!!!
ኣነስ እንታይ እየ ዝገበርካ ኣንታ ጆሲ እግዚአብሔር ኣእምሮኻ ይባርኽ ካብዚ ንላዕሊ ዝብሎ የብለይን ተባረኽ ብርዕኻን ድምጽኻን ካብ በረኸቲ ከም ነጎድጎድ በርቂ ይስምዕ ይስምዕ እውን ኣሎ
ጆሲ ሓወይ ኮኾብ ናይ ሃገርና ኢካ ዕደመን ጥዕናን እግዚኣብሄር ይሃብካ ።
ክብረት ይሃበልና ጅሲ ሓውና
ስለቲ ወጽዓ ህዝብኻ ኣለሊኻ
ምስጢር 'ቶም ሰብ መሰል ኣጋንንቲ መታን ኩሉ ህዝቢ ኤሪትራ ክፈልጦ ኣብ ቃልዕ ክወጽእ ዝገበርካ ግዱስ ኤርትራዊ ኢኻ'ሞ እግዛቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ደጊመ ክብረት ይሃበልና
ጆሰ በዓል ሕልና bless you✔
ጆሲ ኣነ ብዙሕ ግዜ ሓቲተካ እየ ናይ ተኽለይ ዓደን ኣቅርብልና ኢለ ናይዚ ጅግና ኣቦና ሓደ ማዓልቲ ክትቅርብልና ብትሕትና ይሓትትትት
Well done Josi!
Ajona keribna ena josy hawey natey .
እፍፍፍፍፍ እዋይ ክንደይ ይጭቅኑ ወደይ እንስሳ ከማን መሰሉ ክትሕልወሉ ይግባእ
Good job jossy keep it up
ኩቡር ሃው ኣነ ኪብለካ ዚደሊ ኣዚ ተማሃላሉፎ ዘለካ ከምዚ ንስይ ረዲዮ ኣሰና ገይርካ ኣንተተሃላሉፎ ደስ ሚበለና ነይሩ ኩሉ ከኣ ምስተማሃረ ነይሩ
Welcome josi mediya dahaykum aytaHaba
እዋይ እዋይ ያረቢ ባዕልካ ራሐመልና እምበር ንሕና እንታይ ዓቅሚ አለና እሱራትና ዚፉትሕሉ ሰላም ሑሪያ ካባካ እዩ ያረብ ባዕልካ ታዓረቀና
Ameen habibi.
amin inshallah habibi
Keep it up HERO.
Qexlo bro bitami hoood
ጆሲ ሓወይ መስ ውዚ ስራሕ ከይራኣክዋ ቀንየ ወላ እንዳ ራኣክዋ ግን ማዓስ እየ ዝርእዮ ኢለ ከይወሰንኩ ቀንየ ኣንሆ ክኣ ቀዳመ ሰንበት ኣራኪብና ኣነ ማዕረ ክንደይ ከም ዝስሕበኒ እዚ ታሪኻኣታትካ ክነግረካ ኣይክእልን እየ ኣምላክ ባዕሉ ሰላም ንሃገርና የውርድ
Mongustu hailmeraim bea 10 eid kab esayas yehayesh mesay zesemame like
Wellcome josi habibi
Wellcome Josi nskas enkae natna konka ,amlak selam yewrdelna esuratna nexa dleklu gze yfterelna
Well come my hero bro , Great voice from great man keep it up.
ጎቦዝ ቀጽሎ ብዙሕ ሰብ ይምሃር እዩ ካባካ:: ቀጽሎ
Josi well come
ሃገረይ ዝበለ እንዳተዘከረ ይንብር """"""
ጆሲ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኻ ኣብታ መጻኢት ሃብታም ምጭውቲን ምቅርትን ኤረና ኣብ ጽላል ባይቶና ምስተኣካከብና ንስለ ኤርትራን ህዝባን ዝሓለፉ ኹሎም ሰማእታትና ምስ ኣመስገንናን ንህሉዋት ሓርበኛታት ክብሪ ምስሃብናን ካብ ከርሲ መሬትና ዝወጽአ ኣክሊል ሉልን ወርቅን ክንሽልመኻ ኢና ።
መወዳእታ ናይዚ ህዝብስ ማዓስ ዩ ።
Wa Entay Eu bedelew Ezey hzbey 😭atewm Hzbey gele Ngber!
Jstudio hawna 👍🏽♥️ Ab Eritrea Weshtey Ksma alewo Bejaka🙏
Welcome wedi Haqi 👍🌹
Ah 😥 mewaxti yfter yehwatey 🙏
Gosi hawey anka bselam mesaka .
ጆሲ ናትካ ሳተላይት ክትገብር ክንሕግዘካ
ብ ፉሉይ fundraising ኣቁም ክነታባብዓካ
ሰማያት ኤርትራ ኣንጎድጉዶ
መመሊስካ ክተጨንቆ ክሳብ ዝጽሕጽሕ እዝኑ ደጊፍካ ኣስምዓዬ ነዚ ባዕዳዊ መንደላይ ተመን
ከምኡ ሓሳብ ኣለኒ ደገፍ ካብ ኣሕዋት ተረኺብና ደኣ፡
@@jstudio1 ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ጆሲ ሄሮ
@@jstudio1 ህግደፍውያን ዘባህርሮምን ዘጨንቆምን እንተሃልዩ ሓሳብካ ምግላጽ ዩ
እዚ ድማ ከም nuclear እዬም ዝሓስቡዎ
ካብዘን ዘለዎ ናይ ሃጠው ቀጠው ሚዲያታት ንህዝቢ ኤርትራ ክተናግፎ ትኽእል እስኻን እስኻን ጥራይ ኢኻ ምስ ክውንነትን ጭቡጥን ምስ ስሑል ጎሮሮን ኣፍልጦን ትዕድልትን ።
ኤርትራ ድማ ብኣኻ ትሕበን
@@jstudio1 ajoka zehawey msaka alena yehwatka beabieu dma semayn mdrn zfetere egziabiher msaka ykun
Jstudio ኣጆኻ ሓገዝ ካባና::
Thank you for the hard work brother. With all do respect I just wish sometimes you talk about unity and teach our younger generations to avoid divisions. It seems to be an issue to some and brainwashed by individuals. Thanks again keep it up!
ብሓቂ ፈራዲ ሰማይ ይፍረድ ..... ጆሲ ሓውና !!!
ዝገርም ኢዩ!!!እዛ ብክንደይ ዋጋ ንጹሃት ዜጋታትና ዝተረክበት ሃገር፡ዘይከምትጽቢትን ሕልምን ህዝቢ ኤርትራ፡ካብ ጽባሕ ናጽነት ክሳብ ሕጂ መሬት ብደም ንጹሃት ዜጋታትና ዘቅቢባ ብዘይ ቅንጣብ ገበን ሃህ ኢላ ዝውውሓጠቶም ዜጋታት ጾር ከቢድዋ ከም ብጽሕቲ ወርሒ ትጸዓር ኢያ ዘላ።ሓደ መዓልቲ ድማ ክሓልፍ ኢዩ።ገበርቲ እከይ ድማ ኣብ'ታ ዝኪዓትዋ ናይ ጥፍኣት ጉድጓድ ክኣትዉ ኢዮም።
Ewayyy
Keep. going. brother 👍 good job. Bravo.
ጆሲ ብ እተቕርቦ ዘለኻ ብጣዕሚ የመስግነካ። ግን ስእሊ ናይቲ ቦታ እተቕርቦ ወላ google map ጌርካ እንተተቕርበልና ደስ ምበለኒ። ብዝኮነ ግን ብሕቡእ ንሰምዕ ኔርና ግን ሕጂ በሪሁልና ። thanks bro
ኡኡኡኡኡኡይ ኣበይ ኣሎ እቲ ጅግና ዝብሃል ህዝብና
ኣበይ ኣሎ እቲ ሕልናዊ ዝብሃል ህዝብና
ኣበይ ኣሎ እቲ ፍርሃት ኣምላኽ ኣለዎ ዝብሃል ህዝብና
ኣበይ ኣሎኦኦኦ ኣሕ
ካብ 10 ገዘየ ናይ አክለ ኣምጽኣልና ካብ መባል ኣንትይ አሞ ካብ ህ ግ ደ ፍ ጸቡቅ መጻብይ ካብ በዕራይ ጸባ መጻብይ አዩ, ኩሉና ሓደ ንኹን ገዘየ ውን ዘልና ኣይምስልንን, jossy my men God bless you !!!!!!!
Mach weiter
Well come josey enka dehan mexekana berhane gexu
Thanks more josi bro for your Information
መርሓባ ጆሲ ሓወይ እንቃዕ ናትና ኮንካ ንስካስ ብጣዕሚ ውሑሉል ኣገላልጻ ኣምላክ ኣዋጽኦ ይፈጠሪሎም እሱራትና ካኣ ወላ ኣብ ሃገሩ ኣይጣዓሞን ኤሪትራዊ
Tezey tegagye yosief ezi nay Agazian zlodyu wala entay.
አዋይ ኣነ አንታይ ኢና ንገብሮ ነዚ ድሁል ወዲ መድህን በራድ ድከውን ዶ ተሳኢኑ ኤርትራዊ ሓቦ አባ ንበል ተካል ግዜ
Smret Iyu zedli Wedi medhn berad ertrawi ziega yxent Iyu zelo hji hadnetna teriru nhzbnan nnebsnann dew nbel
ንልበይን መንፈሰይን ሲዒሩ ንሲሚዒተይ ሰማይ ዘዕረገ ጋዜጠኛ።አቱም ኩሉኩም ነዚ መደብ ትከታተሉ ነዚ ፈነወ ሪኢቶና ካብ ምግላጽ ሓሊፍና ገንዘባዊ ሐገዝ ድጋፍ እንዳ ገበርና ክነተባብዖ ደስ ይብለኒ።አዛ ሃገር ነዚ ዮሴፍ ጥራሕ አይኮነትን ትምልከት ንዓና ዉን ትምልከት ያ።
ሰላም ጆሲ ከመይ ኣለካ በሃቂ ኣዚካ ኣንበሳ ኢካ ።ኣብዚ ትብሎ ዘለካ ዓላ ኣብ 2011 ነይረ ኢየ ብጣዕሚ ኑፉዕ ኩሉ ቁኑዕ ኢካ ገሊጽካዮ ።ፕሊስ ረከበኒ ኢባ።
Josi hawey abo tarik edmen tena ehabka fetari ✊🏻🙏🇪🇷
josi good job
Josi the great u r really really smart!
Where is the introduction song? When I listen that song I am emotional & see all the tortures within the detainees!
Ufffffffffff😭😭😭😭😭😭😭
ክቡር ሐዉ ግዜኻን ዓቕምኻን ንህዝባኻ ንምድሐን እትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ካብ ዘድንቒኻን ዝከታተሉኻን ሐደ እየ እግዚኣብሔር ጻማኻ ይፍደኻ አስዒበ ዝካአል እንተዳአ ኮይኑ ስእሊ ናይቶሞ በደልቲ ሕዝቢ እንተ ተቕርቦ ከሙይ ጽቡቕ ምኾነ
በዚ ትብሎ ዘለኻ 100% ሓቂ ምኻኑ የራጋግጸልካ።ባካል ስለዝረእክዎ ክንደይ ኣብ ቅድሜና ጉሕፍና ኢና ኣብ ብዓል ምጢር የእዱግ ከምዝመተና።
GBU neza medeb zekirib zelooooo
Amilak selam ygiberelina
ከም ወትሩ የቐንየልና ጆሱዋ!
Amlak nkulen adetatna kem w/oTsega Gebrehans xelotkn xelotkum ,nbatkum melsi khabewa n Amlak nlemn!🙏🙏🙏🙏
መጀመርታ እቲ ትገብሮ ዘለካ ኣበርክቶ ከመስግነካ ይፈትሁ ፡
ንሕና ኤርትራውያ ተፈጢርና በጀካ ሕሰምን፡ስቃይን፡ውርደትን ኮይና እንታይ ኢና ኮይና ማእረ ክንድዚይ ጭካነ ።ህዝቢ ኤርትራ ህሰም በዚሕና ኣንፈትና ኣትፈእና ኣለና ።ኣምላክ እቶም ኣብ ሽግርን ጸበባን ዘለዉ መዋጽኦ ይፍተረሎም ። ዓወት ን ጭኩን ህዝቢ ኤርትራ ፡ውድቀት ንውልቀ መላክን ሰኣብቱን።
Very very sad . J- Studio you r the voice of the voiceless
Josi hawey btami adnikeka ketslo