HoA TV - ዓቢ ምልክት ሕቶ ልዕሊ 50 ዓመት በዓላት ኤርትራውያን ኣብ ወጻኢ ሃገራት?!

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 18 дек 2024

Комментарии •

  • @genetmenghis7586
    @genetmenghis7586 4 месяца назад +1

    ፈስትባል መንነት እርትራዊይን ፁሩይት እዩ ናይ ወላሐንቲ ኣይኮነን ንሰቢ አይተታልሉ ባህልካ ምፍላጥ እዩ ናይ መንግስቲ ኣይኮኑን ሰቢ እይተዳናግሩ

  • @asmellashgherinichiel4528
    @asmellashgherinichiel4528 4 месяца назад +1

    ንስኻ ንባዕልኻ ኣይትጋገ። ሕብረተሰብና ኣይወደቐን ተኣረም!!! ውልቀ ሰብ ክጋገ ይኽእል ኢዩ።
    ግን ክጅመር ከሎ ንሕብረተሰብ ክትነቕፍ ከተዋርድ እንድሕር ተበጊስካ !! እንታይ ትጽበ ? ክትንኣድ ትጽበ!! ኣብ ነፍሲወከፍ ዓመት ዝግበር ፈስቲቫል ኣብ በቦትኡ ዝህሉ ህድኣትን ዕንቕፋትን ንሕና ንቆጻጸሮ ኣይኮነን እቲ ንሕና ንገብሮ ስራሕና እናሰራሕና ንሃገርና ንምልላይን ባህልና ልምድናን ንምሕላው ዝካኣለና ጌርናን ንገብር ኣሎናን።
    ንስኻትኩም ትምህርዎን ተንቅሕዎን ሰብ ዝህሉ ኣይመስለንን እሞ!! ከይትንቀፉ ዘየድሊ ምዝራብ ሕደግዎ። እዚ ኣብ ደገ ከምስራሕ መንበሪኹም ወሲድክሞ ብምኳኑ ንርድኦ ኢና ትገብርዎ ጠፊኡኩም ስለዘሎ ኣይትሓዘኩምን ኢዩ።
    ንስኻ ንባዕልኻ ኣብ ደገ ኮንካ መን ይኣምነካ።
    መን ኢኻ ንስኻ ክትምህር ንባዕልኻ ዘይተማሃርካ። ብኽብረትካ ኣደብ ግዛእ።

    • @Metsaina2014
      @Metsaina2014 4 месяца назад

      ኣንታ ንስኻ ብወዲ 80 ዓመት ትርገጽ ዘላ ሃገር ዘይተገደስካስ በዞም ወላሓንቲ ዘይበደሉ ሰባት ክትወራዘ? ካብ ሱቕ ምባል ከምዚኦም ንመሰልካ ተዛሪብካ ክትጋገ ይበልጽ ። ካብ ባርያ ናይ ኢሰያስ እንታይ ክንጽበ ሞ ! እታ መዓልቲ ውድቀት ዲክታቶርን ሰዓብቱን ግን ኣኺላ'ያ።መጻኢና ድማ ብሩህ'ዩ።
      ኣቦና ሓምዳን ድማ ኣጆኻ እንቋዕ ድማ ኣብ ጎድኒ ህዝብኻ ኮንካ

    • @downdownw7374
      @downdownw7374 4 месяца назад +1

      ሓምዳን እንታይ ይሰርሕ ከምዝነበረ ባዕሉ ብተዘዋወሪ ይነግረኩም ኣሎ። ከዳሚ ናይ ዝተፈላለያ እዩ ነይሩ ኤርትራ ንኽትወድቅ ክምህለል ጸኒሑ ኤርትራ ፈንጺጋ ምስ ወጸት ከተካፍእ ጀምር ኢሎሞ ናይ መወዳእታ ክድምና ዕድማኡ ኣገልግሎት ብኽድዓት ይዓጽዎ ኣሎ። ወይ ከኣ ኣይጠዓየን ኣሎ።