Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
እግዚአብሔር ይገስፅኩም
So Mr Hamdan you don't know America sanction eritrea not to use swift . You know better than that. Shame on you.
ንሰካስ መጅመረያ ዝመለፍ ትዛረቦ ዝነበርካ ተመሊስካ ሰምዓዮ ሐሳዊ ሩኩስ
ባእ ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ ኣይፈልጦን በል
ረፖርት ነዚኣ ቻነል ድሕሪ 2 ሰሙን ኣይትርእይዋን ኢኹም ሓሳዊ ሰራቂ
ኣቶ ሓምዳን ከም ኤርትራዊ ክብሪ ይህበካ እንተኾነ ኣብዚ ዕድመ እዚ ካባኻ ትምህርትን እንታይ ጸገምና ኣብ ክንዲ ትነግር ናይ ውልቀ ሰባትን ሓርበኛታ ተጋደልቲ ክተላግብ ክትፍትን ኣነ በዛዝይትረብሕ 13 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ምብርካተይ ምስዘም ደቆምን ንሳዋ ክሰዱን ኣንስቶም ብዘይ ስልማትን ምስ ማሓዙተን ውድድር ይትረፈና ኢለን በቲ ዝተሃተ መነባብሮ ኤርትራዊ ኢና ንነብር ስበይቲ መራሒት ኮይነ ከምተን ዘብልጭልጫ ገዲፈን ክሳብ ኤርትራካብ እገዳን ጂሆ ኪናት ሓኒቆን ሒዞም ኣብ ንም ዕራባዊ ረብሓ ብቅሚ ከዳሚ ዑሱብ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣጽዋርን እናሃቡ ነቲ ናይ ጃን ፋስተር ዝበሎ ንጥቅሚ ረብሓና ክንብል ኤርትራ ናጽነት ኣይግባኣኩም ዝበሉና ዋላ እቲ ናጽነት ኤርትራ ብደም ሓወይ ሓፍትካ ይምጻእ ናጽነትና ከምዘይተውሕጠሎም ምስጢር ኣይኮነንን እዚ ኮይኑ እቲ ሓቂ ከምቲ ፕ / ንተ ኣባማ ብረት ዝሽከሞ ሲኢኑ ንመዓስከር ትግራይ ነስግሮ ኣለና ዝበሎ እሞ ኣዚ ናይ ሓሶት ወንጀል ምስምስ ተገፍቲ ሰማል ተረሪስቲ ደገፍቲ ብዝብል ጠቀነ እገዳ ስወፍት ወሲኖም ክሳብ ሕጂ ኣንጻር ነሽቶይ ድኻ ዉህድ ሕዝቢ ምሳና ክተሃላላኽ ዝከኣሎ ዕንቅፋትን መነሰይ ኤርትራ ስራሕን ትምሕርትን ምሠኣነ ኮነ ሎም ኩፉት ናይ ስደትኛ ሓለፋ ብምሓብ ከም ፈተውትና ደሞክራሲ ዲክተተር መሪሩዎም እናበሉ ፕረፕጋና እናነፍሑ ንስደትን ንጥፋኣት ዘሪዮምና ነዚ ኣብ ጥሙይ ከብዱ ኮንጎ ጫማ ዝይብሎም 40 ዓመት ተጋዲሎም ሕገር መብጸዓ ሕገር ሕድሪ ዋላ መዕባለ ይትረፍ ሓገር ሓሊዮም የዕቆቦም እዚ መሪሕነት እኡሙን ኤርትራዊ ሎሚ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ኣድህቦ ተጀሚሩ እቲ መሰረታዊ ህገር ዘድሊ መንጸፍ ተጀሚሩ ኣሎ ሰባኣይ ደሊኻ ጭሕምን ጸሊ እኻ የለን እሞ ክብርን ሞጎስ ይኹን ነዚ ሓገር የዕቂቡ ዘሎ መሪሒነት ኤርትራዊ እቲ ድሕሪ ናጽነት ዝተማህርኩዉዎ ማስተር ኢኮኖሚ ናተይ ደሕሪ 15 ዓመት ዝተማሃርኩዎ ህገረይን ኣየታተይ ክሕግዝ ኣምላኽ ክሕግዘኒ ይዳሎ ኣሎኹ »ንምታይ ኢኻ ክትከሥስ እምበር እዞም መራሕትና ሓደ ኢድ ትራይ ኢዩ ዘሎዎም ኢልካ ክትሕግዝ ዘይትረኣ እዞም ደኪመ ዝይበሉ ናቶም ኣብነት ክሰዕብ ሕልናዊ ግደታ ዝይብልና ኣበዩ እቲ ጸገም 25 ዓመት ድሕሪ ናጽነት ኪናት ደኦ ኣይኮናን ዘለና፧?
ዋው ናብ ብሓቂ ሓናጺ ሓሳባት ቅሩብ ትብዓት ዝረኣኹሉ ግን ግዜ ዝረብሖ ሓብሬታ ምሉአ ግድል ይፈትሕ ክቡር ሓው ቀጽሎ እብ ግዜ ምጥቃም ዝሕታለ ክነወግድ ይምሕጸን ኣጆና!
Any ways welcome home Horna Home sweet u know
هلا عمنا ود حمدان
ንሱ ዝህቦ ርእይቶን ሓሳባትን ወዲኡ ኢዩ። እዚ እትው ውጽእ ኣብ ደገ ብምኳን ብምዝራብ ዝመጽእ ለውጢ የለን።
ካባኹም ክንድዚ ምድንጓይ ናታትኩም ማለት ሓበሬታ ካብ ት ክርቱት ዜጋ ዝሓሸ ኣፍልልጦ ከለኩም ዘሕዝን አዩ ሕጂ ሰብ ምስ ተበተነ ...።
Etom mewalom kab western zethagzu ab mentay abxhwom?
እዋይ ! ብዕልግና! እይይይይይእ! Shame on you losers !
Ezi yosief yetenten du zelo hiji kkkkkk
Hamdan anes bsul tmeslni nerka hiji kesemaka kelekum denqoroo hesur seb ekaaa
ዝግረምኒ ዘሎስ እንታይ ሐላፍነት አዮም ክልኤምካ ድአ አዋይ ትሐጺብካ ናብ ጨቃ
٧٥ /١٠٠ شعب ارتريا كل عسكري كيف نحل الموضوع ماذ تقول عن هاذ
Ms arega mqyam si kkefe.zey ms suleman bhansab eyom teqeymemo sdet eya geziue
Tegagy zeble entay kegbruwo neruwom maletka eu?
If it is true what you are talking about, it is a brain drain. Poor Africa.
ፍጻመ ያን ትግራይ ኣብ 2020 ክንብል ንኽእል ዲና? እቲ ዝሞተ፡ ሞይቱ ከምቲ ዝብልዎ፡ ዓይኒ ኣብ ክንዲ ዓይኒ፡ ስኒ ኣብ ክንዲ ስኒ ጽሩይ ማይ ረሳሕ ማይ የጽርዮ ከምቲ ዝብልዎ ዝሑል ማይ ንውዑይ ማይ የዝሕሎመርገጺ ኣቢ ኢዩ ዘገደሰና ዘሎ ክንብል ንኽእል ዲና ?ሰለቲ ትሚሰጠር ግን ዶንጊኻ ንስኻ ውን ካብቶም ሑቡእኣት እንተዘይትኸው ክሳብ ሎሚ ሱቅ ኣይምበልካን ኢየ ዝብል ሑንቃዕ ኣዚ በጻኩም ናብ ፍታሕ ተጋየዩ ይኣኽለኩም
Hezbi enda tebdle air line kettle neruwo maletkum deu ethiopiwiyan enda amreru.
እዞም በራዩ ናይ ኢሰያስ ከምይ ኢሉ ኢዩ እቲ ባርነት ተሰማሚዕኩም ዘሎ ዝገርም'ዩ።ሓሳብ ብሓሳብ ኣይትቅርቡን ኢኹም ብጀካ ጸርፍን ድሑር ቃላትን። ዓዲ ትዓኑ ከምዘላ ተገቲሩ ዝነግረኩም ዘሎ ኢሰያስ ባዕሉ ኢዩ ። ዘይትሓትዎ ንስኻ እንዲኻ ትመርሓ ዘለኻ ኤርትራ ኢልኩም ?
ኪድ መሽሙሽ ኸልቢ ዓድዋ
Ety kelawi akem seb eritra beakmu yserh alo .akme seb bdey material ke kesrh ykle deu? Dehar dema kab Germany zmexu akmi seb kendey eu demozu? Elka wen mhsab kedlykum eu.
ካባኹም እንታይ ኢና ክንመሃር ሕሜታ ? ፋሕፋሕ ዝበለ ማእዶ ደምበ ተቋውሞ
Abyty temselu nay kole ebay hasabkum arhkum mhsab jmru nay wlkumxeleu ab beynkum gbruwo
ሌባ ንሌባ ኣብ ሓሶትን ምቅላልን ይራኸባ ኣብ እርጋንካ ትሕሱ ሓሳዊ እቲ ናይ ብሓቂ ባህርያትካ ኣጋሊጽካዮ ክፉእካ ኣብ እርጋንካ ኣቃሊዕካዮ መስኪናይ ብጣዕሚ ተደንጊጽ።
እግዚአብሔር ይገስፅኩም
So Mr Hamdan you don't know America sanction eritrea not to use swift . You know better than that. Shame on you.
ንሰካስ መጅመረያ ዝመለፍ ትዛረቦ ዝነበርካ ተመሊስካ ሰምዓዮ ሐሳዊ ሩኩስ
ባእ ዘይትፈልጦ ኣይትዛረብ ኣይፈልጦን በል
ረፖርት ነዚኣ ቻነል ድሕሪ 2 ሰሙን ኣይትርእይዋን ኢኹም ሓሳዊ ሰራቂ
ኣቶ ሓምዳን ከም ኤርትራዊ ክብሪ ይህበካ እንተኾነ ኣብዚ ዕድመ እዚ ካባኻ ትምህርትን እንታይ ጸገምና ኣብ ክንዲ ትነግር ናይ ውልቀ ሰባትን ሓርበኛታ ተጋደልቲ ክተላግብ ክትፍትን ኣነ በዛዝይትረብሕ 13 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ምብርካተይ ምስዘም ደቆምን ንሳዋ ክሰዱን ኣንስቶም ብዘይ ስልማትን ምስ ማሓዙተን ውድድር ይትረፈና ኢለን በቲ ዝተሃተ መነባብሮ ኤርትራዊ ኢና ንነብር ስበይቲ መራሒት ኮይነ ከምተን ዘብልጭልጫ ገዲፈን ክሳብ ኤርትራካብ እገዳን ጂሆ ኪናት ሓኒቆን ሒዞም ኣብ ንም ዕራባዊ ረብሓ ብቅሚ ከዳሚ ዑሱብ ስርዓት ኢትዮጵያ ኣጽዋርን እናሃቡ ነቲ ናይ ጃን ፋስተር ዝበሎ ንጥቅሚ ረብሓና ክንብል ኤርትራ ናጽነት ኣይግባኣኩም ዝበሉና ዋላ እቲ ናጽነት ኤርትራ ብደም ሓወይ ሓፍትካ ይምጻእ ናጽነትና ከምዘይተውሕጠሎም ምስጢር ኣይኮነንን እዚ ኮይኑ እቲ ሓቂ ከምቲ ፕ / ንተ ኣባማ ብረት ዝሽከሞ ሲኢኑ ንመዓስከር ትግራይ ነስግሮ ኣለና ዝበሎ እሞ ኣዚ ናይ ሓሶት ወንጀል ምስምስ ተገፍቲ ሰማል ተረሪስቲ ደገፍቲ ብዝብል ጠቀነ እገዳ ስወፍት ወሲኖም ክሳብ ሕጂ ኣንጻር ነሽቶይ ድኻ ዉህድ ሕዝቢ ምሳና ክተሃላላኽ ዝከኣሎ ዕንቅፋትን መነሰይ ኤርትራ ስራሕን ትምሕርትን ምሠኣነ ኮነ ሎም ኩፉት ናይ ስደትኛ ሓለፋ ብምሓብ ከም ፈተውትና ደሞክራሲ ዲክተተር መሪሩዎም እናበሉ ፕረፕጋና እናነፍሑ ንስደትን ንጥፋኣት ዘሪዮምና ነዚ ኣብ ጥሙይ ከብዱ ኮንጎ ጫማ ዝይብሎም 40 ዓመት ተጋዲሎም ሕገር መብጸዓ ሕገር ሕድሪ ዋላ መዕባለ ይትረፍ ሓገር ሓሊዮም የዕቆቦም እዚ መሪሕነት እኡሙን ኤርትራዊ ሎሚ ኣብ ኢኮኖሚያዊ ኣድህቦ ተጀሚሩ እቲ መሰረታዊ ህገር ዘድሊ መንጸፍ ተጀሚሩ ኣሎ ሰባኣይ ደሊኻ ጭሕምን ጸሊ እኻ የለን እሞ ክብርን ሞጎስ ይኹን ነዚ ሓገር የዕቂቡ ዘሎ መሪሒነት ኤርትራዊ እቲ ድሕሪ ናጽነት ዝተማህርኩዉዎ ማስተር ኢኮኖሚ ናተይ ደሕሪ 15 ዓመት ዝተማሃርኩዎ ህገረይን ኣየታተይ ክሕግዝ ኣምላኽ ክሕግዘኒ ይዳሎ ኣሎኹ »ንምታይ ኢኻ ክትከሥስ እምበር እዞም መራሕትና ሓደ ኢድ ትራይ ኢዩ ዘሎዎም ኢልካ ክትሕግዝ ዘይትረኣ እዞም ደኪመ ዝይበሉ ናቶም ኣብነት ክሰዕብ ሕልናዊ ግደታ ዝይብልና ኣበዩ እቲ ጸገም 25 ዓመት ድሕሪ ናጽነት ኪናት ደኦ ኣይኮናን ዘለና፧?
ዋው ናብ ብሓቂ ሓናጺ ሓሳባት ቅሩብ ትብዓት ዝረኣኹሉ ግን ግዜ ዝረብሖ ሓብሬታ ምሉአ ግድል ይፈትሕ ክቡር ሓው ቀጽሎ እብ ግዜ ምጥቃም ዝሕታለ ክነወግድ ይምሕጸን ኣጆና!
Any ways welcome home
Horna Home sweet u know
هلا عمنا ود حمدان
ንሱ ዝህቦ ርእይቶን ሓሳባትን ወዲኡ ኢዩ። እዚ እትው ውጽእ ኣብ ደገ ብምኳን ብምዝራብ ዝመጽእ ለውጢ የለን።
ካባኹም ክንድዚ ምድንጓይ ናታትኩም ማለት ሓበሬታ ካብ ት ክርቱት ዜጋ ዝሓሸ ኣፍልልጦ ከለኩም ዘሕዝን አዩ ሕጂ ሰብ ምስ ተበተነ ...።
Etom mewalom kab western zethagzu ab mentay abxhwom?
እዋይ ! ብዕልግና! እይይይይይእ! Shame on you losers !
Ezi yosief yetenten du zelo hiji kkkkkk
Hamdan anes bsul tmeslni nerka hiji kesemaka kelekum denqoroo hesur seb ekaaa
ዝግረምኒ ዘሎስ እንታይ ሐላፍነት አዮም ክልኤምካ ድአ አዋይ ትሐጺብካ ናብ ጨቃ
٧٥ /١٠٠ شعب ارتريا كل عسكري كيف نحل الموضوع ماذ تقول عن هاذ
Ms arega mqyam si kkefe.zey ms suleman bhansab eyom teqeymemo sdet eya geziue
Tegagy zeble entay kegbruwo neruwom maletka eu?
If it is true what you are talking about, it is a brain drain. Poor Africa.
ፍጻመ ያን ትግራይ ኣብ 2020 ክንብል ንኽእል ዲና?
እቲ ዝሞተ፡ ሞይቱ ከምቲ ዝብልዎ፡ ዓይኒ ኣብ ክንዲ ዓይኒ፡ ስኒ ኣብ ክንዲ ስኒ
ጽሩይ ማይ ረሳሕ ማይ የጽርዮ
ከምቲ ዝብልዎ ዝሑል ማይ ንውዑይ ማይ የዝሕሎ
መርገጺ ኣቢ ኢዩ ዘገደሰና ዘሎ ክንብል ንኽእል ዲና ?
ሰለቲ ትሚሰጠር ግን ዶንጊኻ
ንስኻ ውን ካብቶም ሑቡእኣት እንተዘይትኸው ክሳብ ሎሚ ሱቅ ኣይምበልካን ኢየ ዝብል ሑንቃዕ ኣዚ በጻኩም ናብ ፍታሕ ተጋየዩ ይኣኽለኩም
Hezbi enda tebdle air line kettle neruwo maletkum deu ethiopiwiyan enda amreru.
እዞም በራዩ ናይ ኢሰያስ ከምይ ኢሉ ኢዩ እቲ ባርነት ተሰማሚዕኩም ዘሎ ዝገርም'ዩ።
ሓሳብ ብሓሳብ ኣይትቅርቡን ኢኹም ብጀካ ጸርፍን ድሑር ቃላትን። ዓዲ ትዓኑ ከምዘላ ተገቲሩ ዝነግረኩም ዘሎ ኢሰያስ ባዕሉ ኢዩ ። ዘይትሓትዎ ንስኻ እንዲኻ ትመርሓ ዘለኻ ኤርትራ ኢልኩም ?