Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
Best analysis
ቀጽሎ ጅግና ተቃላሳይ ባዓል መተከል አቦፍትሕ
❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉
ሰማርን ተሰፋይን ኣቦ ዘለናዮ ሸዉ ዝዛረብዎ ሰነ ሓሰብ ክትርድእዎ ዘሎ ግዚ ሰዓቱ ዝኣኸለ ኣይመሰለንን፧
ናይ ድሕሪት ምጋና ምርዓትና ኒቀላዓይኩሉናብዘይ ኒሕስያ በሎዎም ኣጀኩም ደቂ ህዝቢ ❤❤❤
ጹብቅ መድብ ቅጽልዎ
ብርግጽ ብ ዓሰርተ ኢድ ትሓይሽን ፈረቃን 👍👍👍
ሰላም ኩልኩም ሩሑስ ብዐልጎይቲና እየሱስ ክርስቶስ ንኩሉኩም ኣሜን።
ጽብቅ ገርኩም ተዛረቡ ከም ነጸራአብ ጎዶሎ ሓበረታ ኣይትሃቡ መዝሙር ድዮም ዝብሉኻ
እጆኲም ቀዽልዎ ከምዚ ናትኩምቡሱል እታሓሳሲባ እዮ ዘዲሊ ዘሎ ❤
ፎፎፎፎ ኣውደኣመት ምድሪ ረስሓት‼
AWOL ITS Hero
Kndi tesfayin semarin da abey tkeom ktkerbu
ኣብ ምእራጎም ዝጸየቀሎም ኣረግቶት ጨነውቲ ብሃውርን ብቤላቤሎውን ከም ዝዛረቡ ዘረጋግጽ ንወዲ መምህር (ለኒን ) እዩ ሳጉኡ ይብሉ።ለኒን ዝብሃል ኰሌኔል ህግደፍ ካልእ'ዩ ሳሚኤል መሓሪ ክብሉ ዳናኤል መሓሪ ይብሉ።
ወዲ ጣባ ወይ ቴኖ ሰለ ድዛረብ ከም ሰብን ፈላጥን ገርኩም ትሓሰቡዎ ኢንተሃልኩም መነጸርኩም ጹቡቅ ዮሎን ናይ ባሓቂ።ወዲ ጣባ ቴኖ ሞዩኡ ሓሳትን ምትላልን ምጥላም ምድንጋር ኢዩ ንዑኡ ዘገዱሱ መን ኣኮሉሱ ኣብ ኣፋ መግቢ ጥራይ ኢዩ ድሌቱን እምነቱን ኢሞኑን ኣነ ጹቡቅ ገረ ኢየ ዝፈልጦ!!!?
@@halaltsilal2652 ሰላም ኩቡር ሓው ነጊረዮ ኣለኹ ንነጸረኣብ ።የቐንየለይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት
ጽቡቕ መደብ እዩ ግን ኣዝያ ዝገረመትኒ፡ኣያ ነጸርኣብን መዝሙርን ትርጉም ሱር በተኽ ለውጢ ብደንቢ ይፈልጥዎ እዮም።ሱር በተኽ ለውጢ ኣብ ወጻኢ ኮፍ ኢልካ ኣይመጽእን እዩ።ኣብ ዝኾነ ታሪኽ ሰሚዐ ስለዘይፈልጥ ኣብነት ከምዚ ናትና ስርዓት ብዘይ ብረት ሱር በትኽ ለውጢ ዘምጽአት ሃገር እንተላ ክሕብሩና።እንተዘይኮነ ህዝብና ካብዚ ዘለዎ ሓሰረመከራ ብቓንቃ ህግደግ ተቓልሲና ነጻ ከነውጽኦእንተዘይኪእልና ንምንታይ ነቶም ጽግና ዝብሉ ንቃወሞም ኣሎና።ጽገና ውን እንተተኻእለ እዩ ብመሰረት ኣወዳድባና።
ሀየ በል እስኪ ብረታዊ ቃልሲ ካበየናያ ደጀን ተበግሶ? እሞ ስነሞጎትካ ንጽገና ምቅዋም ጌጋ እዩ ንምባል ድዩ ? ኣብ ወጻኢ ቅድሚ ምምጽኡ ነጸርአብ አበይ ዝነበረ ይመስለካ? ሕጂ አበየናይ ደጀን አለካ? ?
ኣኽላባት ሱቅ ኢልኩም ጥራሕ ዓፍራ ኣውጽኡ ሙዉት ዝሰረሐ ደኣ ይግዛእ ንስኻ ቆርበት ከምዚ ገበሩ ንፍዓትካ ወረ
ሻዕብያ ዘልአለማዊ ሐይሊ እዩ. ንሻዕብያ ዝስዕር ሐይሊ የለን.
እቲ ካልኣይ ዝገረመኒ ብርጌድ ንሓመዱ ህዝባዊ ማዕበል እዩ ፡ብመሰረት ኣፈጣጥርኡ ብውደባ ዝተመሰረተ ኣይኮነን።ስለዚ ናይ ኣወዳበ መሰረት እናፈልጥኩሞ በዓል ተስፋይ ዕስለ ምባሎም እንታይ ሓጥያት ኣለዎ
ይገርም ኢዩ : ህዝቢ ኤርትራ ንደርጊ ሰግጉ ንስርዓት ህግደፍ ኣምጺኡ እንታይ ረኺቡ??
ዝገርሙ እዮም እዞም ሰለስተ ዕስለ ወይ ጋንታ ዪዲት ምስ እንዳ ራጂ
Agame
ግን ከምቲ ነጸርአብ ዝበሎ ህዝቢ ክታለል ይኽእል እዩ:: ብኸመይ ሓበሬታ ብምድፋን: ኮነ ኢልካ ግጉይ ሓበሬታ ቀትርን ለይትን ብምትሕልላፍ ብምድንጋርን ::
ናይ ተስፋይን ሰሚርን ስጊንጥር ባህሪ እዩ ዘለዎም ናብ ናይ ስሓል ደቂ ሕድርቲ እዩ ዝቀራረብ።ምስ ሰብ ጠቕሊሉ ኣይ ወሃሃድን እዩ
እዞም ሰባት እዚኦም ጸገም ኣለዎም ፈሊጥኩሞም ኣለኩም። ንዝኮነ ሰብ ወይ ጉጅለ ኣንጻር ህግደፍ ዝቃለስ ክዝንጥልዎ ኢካ ትርእዮም።
በብእዋኑ ነቲ ኽሀርምዋ ዝደልዩ ምድንጋራት ዝከዉን ሓሶት እዮም ዝሕስዉ ::
😮😮😮Antom Aklab takal gaxkom
ሕጂ... ግርም... ምንዛዝ.. ጀሚርኩም.... ብዓል... ሓተላ... ሃገርን.... ህዝብን 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
አብ ጢፋአቲን ዕኒወቲ ኤረቲራ ዕውቲ እያ።
ኤርትራ ከማኻትኩም ጀጋኑ ብምውላዳ ተስፋ ኣለዋ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ወዲ ጣባ ዝብሉዎሓደ ነውራም ሑሱር ሰብስለ ዝኾነ ብዙሕ ጊዜ ሂብኩም እንተዘይትዛረቡሉ ይሓይሽ ከመይሲ ክብረት ስለ ዝስምዖ ::
Teqaawemty Eritrawian eina bhaltyin Eritrawian eina bhalty gelekum temesasali amel alatkum zyadmaeitin kolel teblekum eya .Esque fletuley???
ጸገምኩም፡ ሕጂውን እንተኾነ ብሓደ ሰብ ትምራሕን ትውነንን ሃገር ምህናጽ እዩ። ዲሞክራሲ እንታይ ማለት ከም ዝኾነ ሕጂውን ኣይተረድኣኩምን። ቅዋም መምርሒ ኮይኑ ናይ ስልጣን ምክፍፋል ክግበር። ነፍሲ ወከፍ ስልጣን ድማ ሓላፍነት እምበር ብስልጣን ተጠቂምካ ውልቃዊ ጥቕምኻ ምምላእ ከም ዘይኮነ ኣይተረድኣኩምን። ንኢሳያስ ኣውሪድካ ካልእ ምስያም እንታይ ማለት እዩ? ንሓደ ዝብኢ ኣውሪድካ ካልእ ዝብኢ ምሻም ማለትኩም ድዩ? ናይ መንግስቲ ሓላፍነት ኣብ ኢድ ሓደ ሰብ ክወድቕ የብሉን! ናይ ኤርትራ ጸገምና እዚ እዩ። እቲ ስልጣን ተዋሂቡ ዘሎ ነታ ዝተወሃባ ክፍሊ እምበር ንኹሉ ሃገር ወሳናይ ክኸውን የብሉን ከምኡ ከኣ ስርሑ ንቁጽጽር ክፉት ክገብር ኣለዎ። ጸብጻብ ስርሑ ብህዝቢ ዝርአ ክኸውን ኣለዎ። እዚ መፍትሒ ጸገምና ክኸውን ይኽእል!
አታ ኪንደየ ትሕሱዉሓሰዉቲሬሳኹም ኤርትራ አየአቴወ፪ን ኢየ፪ሓሰዉት
አብቲ ዐዲ ዘሎ ክፍአት ሓውኻ ወድዐድኻ እዩ የሕሊፉ ዝህበካ ከመይ ክትአምኖ ብድሕር ሕጂ ሩጉማት መስጣ መሳኪን ግን ጌና እግዝአብሄር ገለ ክወርድ እዩ
ነጸራኣብ ሓወይ ብመጀምርታ ሕውነታዊ ሰላምታይ ድሕር ምቅራብ።ብፍራቤት ጻሓፈለይ ኢካ ።ብዛዕባ ወዲ ጣባ ቴኖ ቡዙሕ ዝፈልጦ ሓቅታት ኣሎ ።ብፍላይ ኣብ ሱዳን ወሸርፎይ ኮሎ ዝፍጽሞ ዝነበረ ገበናት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ካብ ኤርትራ ሃድሞም ዝውጹኣ ምስ ኣሚ ናይ ሱዱን ኮይኑ!!?ኣብ ቤት ጽሕፍት ዩኤን ኮይኑ!!?ኣብ ኤርትራ ካኣ 4ግዜ ታኣስሩ ነይሩ ኢዩ ብትላልን ብስርቅን ድሕር ናጽነት ኤርትራ ጥራይ!!?
መዝሙር መን ብስም ምዃኑ ምርምር ስነዳ ዝጽሕፍ ሽሙ ባዕልኻ ዘይትነግሮም ንሰማዕትኻ :: አክንዲ ናብ ማዕበል ከድኩም ረአዩ ምባል ::
Bitami tsibuk titena wedi seb kab zerebu akadu kitfelto teklo allo
Jeganu abotat
Entay kon gerom😢😢
ንስኻኸ ምስ መን ኢካ ? ምስ ናይ ፀላኢ ሠራዊት ዲካ?... ኢስሐቅ በሺርአነ ምስ ሠራዊተይ እንተበለ ጌጋ ድዩ.
Fluy tintena zisemie ysmae zirdae yredae
Abeyti tmeslu gn nat were koynkum terifkum mesakin
ሬሳኩም ከማን አይአቱን
Heheheheh 😂😂kurkur hgdef kid trah meakor lehas rmus
ሬሳ ናይቶም መራሕትኻ ዶኣይኮነን ኣብ ፍርጅ ዓዲ ኢንግሊዝ ዘሎ። ኩሉና ማዕረ ኢና ናይቶም ንጹሃት መናእሰይ ሬሳ ኸማን ኣይኣተወን ኣብ ጋህሲ ዓዲ ጥልያን ኣሎ ናይዚኦምከ ሓቲትክሎም ትፈልጢ ኣይትጋገይ ንኹልናእዩ ማዓት ወሪዱና ዘሎ ፡ካብ ከምዚምባል ካልእ ምባል ኣይምሐሸን።
ብሬሳ ጥራይ ኢኻ ተፈራርሕ! ክትነብርዋ ኣይኮንኩምን ፡ኣይትረግጽዋን ኢኹም ኢልካ ምፍካር የለን።ባኮ ሓንጎል!
Letengus barya
ክንድዚ ድንቁርና ተሰኪምካ ካብ ምኻድ፡ ሞት ይሓይሽ። ብህይወትኪ ዝሞትኪ ድኣ ጽልኣለይ እምበር፡ ምስሞትኩ ድኣ ኣይርእዮ ኣይሰምዖ።
Best analysis
ቀጽሎ ጅግና ተቃላሳይ ባዓል መተከል አቦፍትሕ
❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉
ሰማርን ተሰፋይን ኣቦ ዘለናዮ ሸዉ ዝዛረብዎ ሰነ ሓሰብ ክትርድእዎ ዘሎ ግዚ ሰዓቱ ዝኣኸለ ኣይመሰለንን፧
ናይ ድሕሪት ምጋና ምርዓትና ኒቀላዓይኩሉናብዘይ ኒሕስያ በሎዎም ኣጀኩም ደቂ ህዝቢ ❤❤❤
ጹብቅ መድብ ቅጽልዎ
ብርግጽ ብ ዓሰርተ ኢድ ትሓይሽን ፈረቃን 👍👍👍
ሰላም ኩልኩም ሩሑስ ብዐልጎይቲና እየሱስ ክርስቶስ ንኩሉኩም ኣሜን።
ጽብቅ ገርኩም ተዛረቡ ከም ነጸራአብ ጎዶሎ ሓበረታ ኣይትሃቡ መዝሙር ድዮም ዝብሉኻ
እጆኲም ቀዽልዎ ከምዚ ናትኩም
ቡሱል እታሓሳሲባ እዮ ዘዲሊ ዘሎ ❤
ፎፎፎፎ ኣውደኣመት ምድሪ ረስሓት‼
AWOL ITS Hero
Kndi tesfayin semarin da abey tkeom ktkerbu
ኣብ ምእራጎም ዝጸየቀሎም ኣረግቶት ጨነውቲ ብሃውርን ብቤላቤሎውን ከም ዝዛረቡ ዘረጋግጽ ንወዲ መምህር (ለኒን ) እዩ ሳጉኡ ይብሉ።ለኒን ዝብሃል ኰሌኔል ህግደፍ ካልእ'ዩ ሳሚኤል መሓሪ ክብሉ ዳናኤል መሓሪ ይብሉ።
ወዲ ጣባ ወይ ቴኖ ሰለ ድዛረብ ከም ሰብን ፈላጥን ገርኩም ትሓሰቡዎ ኢንተሃልኩም መነጸርኩም ጹቡቅ ዮሎን ናይ ባሓቂ።
ወዲ ጣባ ቴኖ ሞዩኡ ሓሳትን ምትላልን ምጥላም ምድንጋር ኢዩ ንዑኡ ዘገዱሱ መን ኣኮሉሱ ኣብ ኣፋ መግቢ ጥራይ ኢዩ ድሌቱን እምነቱን ኢሞኑን ኣነ ጹቡቅ ገረ ኢየ ዝፈልጦ!!!?
@@halaltsilal2652 ሰላም ኩቡር ሓው ነጊረዮ ኣለኹ ንነጸረኣብ ።የቐንየለይ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት
ጽቡቕ መደብ እዩ ግን ኣዝያ ዝገረመትኒ፡ኣያ ነጸርኣብን መዝሙርን ትርጉም ሱር በተኽ ለውጢ ብደንቢ ይፈልጥዎ እዮም።ሱር በተኽ ለውጢ ኣብ ወጻኢ ኮፍ ኢልካ ኣይመጽእን እዩ።ኣብ ዝኾነ ታሪኽ ሰሚዐ ስለዘይፈልጥ ኣብነት ከምዚ ናትና ስርዓት ብዘይ ብረት ሱር በትኽ ለውጢ ዘምጽአት ሃገር እንተላ ክሕብሩና።እንተዘይኮነ ህዝብና ካብዚ ዘለዎ ሓሰረመከራ ብቓንቃ ህግደግ ተቓልሲና ነጻ ከነውጽኦእንተዘይኪእልና ንምንታይ ነቶም ጽግና ዝብሉ ንቃወሞም ኣሎና።ጽገና ውን እንተተኻእለ እዩ ብመሰረት ኣወዳድባና።
ሀየ በል እስኪ ብረታዊ ቃልሲ ካበየናያ ደጀን ተበግሶ? እሞ ስነሞጎትካ ንጽገና ምቅዋም ጌጋ እዩ ንምባል ድዩ ? ኣብ ወጻኢ ቅድሚ ምምጽኡ ነጸርአብ አበይ ዝነበረ ይመስለካ? ሕጂ አበየናይ ደጀን አለካ? ?
ኣኽላባት ሱቅ ኢልኩም ጥራሕ ዓፍራ ኣውጽኡ ሙዉት ዝሰረሐ ደኣ ይግዛእ ንስኻ ቆርበት ከምዚ ገበሩ ንፍዓትካ ወረ
ሻዕብያ ዘልአለማዊ ሐይሊ እዩ. ንሻዕብያ ዝስዕር ሐይሊ የለን.
እቲ ካልኣይ ዝገረመኒ ብርጌድ ንሓመዱ ህዝባዊ ማዕበል እዩ ፡ብመሰረት ኣፈጣጥርኡ ብውደባ ዝተመሰረተ ኣይኮነን።ስለዚ ናይ ኣወዳበ መሰረት እናፈልጥኩሞ በዓል ተስፋይ ዕስለ ምባሎም እንታይ ሓጥያት ኣለዎ
ይገርም ኢዩ : ህዝቢ ኤርትራ ንደርጊ ሰግጉ ንስርዓት ህግደፍ ኣምጺኡ እንታይ ረኺቡ??
ዝገርሙ እዮም እዞም ሰለስተ ዕስለ ወይ ጋንታ ዪዲት ምስ እንዳ ራጂ
Agame
ግን ከምቲ ነጸርአብ ዝበሎ ህዝቢ ክታለል ይኽእል እዩ:: ብኸመይ ሓበሬታ ብምድፋን: ኮነ ኢልካ ግጉይ ሓበሬታ ቀትርን ለይትን ብምትሕልላፍ ብምድንጋርን ::
ናይ ተስፋይን ሰሚርን ስጊንጥር ባህሪ እዩ ዘለዎም ናብ ናይ ስሓል ደቂ ሕድርቲ እዩ ዝቀራረብ።ምስ ሰብ ጠቕሊሉ ኣይ ወሃሃድን እዩ
እዞም ሰባት እዚኦም ጸገም ኣለዎም ፈሊጥኩሞም ኣለኩም። ንዝኮነ ሰብ ወይ ጉጅለ ኣንጻር ህግደፍ ዝቃለስ ክዝንጥልዎ ኢካ ትርእዮም።
በብእዋኑ ነቲ ኽሀርምዋ ዝደልዩ ምድንጋራት ዝከዉን ሓሶት እዮም ዝሕስዉ ::
😮😮😮Antom Aklab takal gaxkom
ሕጂ... ግርም... ምንዛዝ.. ጀሚርኩም.... ብዓል... ሓተላ... ሃገርን.... ህዝብን 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
አብ ጢፋአቲን ዕኒወቲ ኤረቲራ ዕውቲ እያ።
ኤርትራ ከማኻትኩም ጀጋኑ ብምውላዳ ተስፋ ኣለዋ።
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ወዲ ጣባ ዝብሉዎ
ሓደ ነውራም ሑሱር ሰብ
ስለ ዝኾነ ብዙሕ ጊዜ ሂብኩም እንተዘይትዛረቡሉ ይሓይሽ ከመይሲ ክብረት ስለ ዝስምዖ ::
Teqaawemty Eritrawian eina bhaltyin Eritrawian eina bhalty gelekum temesasali amel alatkum zyadmaeitin kolel teblekum eya .Esque fletuley???
ጸገምኩም፡ ሕጂውን እንተኾነ ብሓደ ሰብ ትምራሕን ትውነንን ሃገር ምህናጽ እዩ። ዲሞክራሲ እንታይ ማለት ከም ዝኾነ ሕጂውን ኣይተረድኣኩምን። ቅዋም መምርሒ ኮይኑ ናይ ስልጣን ምክፍፋል ክግበር። ነፍሲ ወከፍ ስልጣን ድማ ሓላፍነት እምበር ብስልጣን ተጠቂምካ ውልቃዊ ጥቕምኻ ምምላእ ከም ዘይኮነ ኣይተረድኣኩምን። ንኢሳያስ ኣውሪድካ ካልእ ምስያም እንታይ ማለት እዩ? ንሓደ ዝብኢ ኣውሪድካ ካልእ ዝብኢ ምሻም ማለትኩም ድዩ? ናይ መንግስቲ ሓላፍነት ኣብ ኢድ ሓደ ሰብ ክወድቕ የብሉን! ናይ ኤርትራ ጸገምና እዚ እዩ። እቲ ስልጣን ተዋሂቡ ዘሎ ነታ ዝተወሃባ ክፍሊ እምበር ንኹሉ ሃገር ወሳናይ ክኸውን የብሉን ከምኡ ከኣ ስርሑ ንቁጽጽር ክፉት ክገብር ኣለዎ። ጸብጻብ ስርሑ ብህዝቢ ዝርአ ክኸውን ኣለዎ። እዚ መፍትሒ ጸገምና ክኸውን ይኽእል!
አታ ኪንደየ ትሕሱዉ
ሓሰዉቲ
ሬሳኹም ኤርትራ አየአቴወ፪ን ኢየ፪
ሓሰዉት
አብቲ ዐዲ ዘሎ ክፍአት ሓውኻ ወድዐድኻ እዩ የሕሊፉ ዝህበካ ከመይ ክትአምኖ ብድሕር ሕጂ ሩጉማት መስጣ መሳኪን ግን ጌና እግዝአብሄር ገለ ክወርድ እዩ
ነጸራኣብ ሓወይ ብመጀምርታ ሕውነታዊ ሰላምታይ ድሕር ምቅራብ።
ብፍራቤት ጻሓፈለይ ኢካ ።ብዛዕባ ወዲ ጣባ ቴኖ ቡዙሕ ዝፈልጦ ሓቅታት ኣሎ ።
ብፍላይ ኣብ ሱዳን ወሸርፎይ ኮሎ ዝፍጽሞ ዝነበረ ገበናት ኣብ ልዕሊ ኤርትራዊያን ካብ ኤርትራ ሃድሞም ዝውጹኣ ምስ ኣሚ ናይ ሱዱን ኮይኑ!!?
ኣብ ቤት ጽሕፍት ዩኤን ኮይኑ!!?
ኣብ ኤርትራ ካኣ 4ግዜ ታኣስሩ ነይሩ ኢዩ ብትላልን ብስርቅን ድሕር ናጽነት ኤርትራ ጥራይ!!?
መዝሙር መን ብስም ምዃኑ ምርምር ስነዳ ዝጽሕፍ ሽሙ ባዕልኻ ዘይትነግሮም ንሰማዕትኻ :: አክንዲ ናብ ማዕበል ከድኩም ረአዩ ምባል ::
Bitami tsibuk titena wedi seb kab zerebu akadu kitfelto teklo allo
Jeganu abotat
Entay kon gerom😢😢
ንስኻኸ ምስ መን ኢካ ? ምስ ናይ ፀላኢ ሠራዊት ዲካ?... ኢስሐቅ በሺር
አነ ምስ ሠራዊተይ እንተበለ ጌጋ ድዩ.