@@alemtesfay-g3t this is insult to temben there message was clear it was about peace ✌️menjerino is saying like because she is not happy that people of tigray are starting to accept getachew . Menjerino's tplf support in tigray is significantly decreasing .
ዋይ ብስምዒት ድዩስ ብልቦና ሓሲብና ኢና ተግባራት እንሰርሖ ንዉልቀ ሰባት ክንዲዚ ተንጨብጭብና ኣብ መርህ ተመስሪትናን ብቀልብና እንተሊናን ዝጠቅምን ዘይጠቅምን ፈሊና ክንሪኢ ወይ ክነለሊ ይጠቅመና ስለዚ እቲ ዝበፅሐና መጠነ ገዚፍ ግፍዒ ንፃት እዃ ክንርስዕን ካብ ሕልናና ክጠፍእ የብሉን ሕድሪ እቶም ንዓና ክብሉ ኣብ ፈቆዶ ሩባን ገደልን ዝተሰወኡ ዕሸላትን ወለድናን ከይተጠለመን ናይ ፀላእትና መንጋጋ ከይኣግፋሕና ባዕልና ከይንኣቱ ንጠንቀቅ ። መሬት ትግራይ ኣበይ ኣሎ ሕዚ ?
ጉጅለ ደብረፅዮን ፅሕፃሕ ብፅሕፃሕ ገይርዎም ህዝቢ ተምቤን
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጌቾ .ጌቾ .ጌቾ
ወዱቱ ቡሽቲ ድርባይ
ክምስገን ዝግበኦ ህዝቢ ...ጌታቸው ትግራይ ከሳግር ተስፋ ዘለዎ ጅግና መራሒ መናእሰይና እዩ።
ነዉራም እንታይ ሪኢኻ ዋይ ሓሰዉቲ እባ ኣይንኹን ተጋሩ ኣብዛ ሕዚ እዋን ድኣ ተዋሪድና ኣይንፈልጥን
ጌች ጌች ጌች ጌች ጌች❤❤❤❤❤❤
አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ተረፍ ጣክያን አቦካ ናይ ኤርትራውያን ሓፃቢ አስፋልቲ እዩ ነይሩ አንታ ወዲዓባይ ጋሕባ
ተንቤን የጀግኖች መፍለቂያ ምድር። የእነ አሉላ አባነጋ አገር ተንቤን አብይአዲ❤
የልማቱ ተቋዳሽ መሆን አለብት❤
አንተ ቡሽቲ የቆማጣ ፍሳም ዘር
ጌታቸው እዛ ሕልፍ መስከር ጭብጨባ መስከሪት እያ መሪሕቲ አፍሪካ ብዕልልታ እንተሰኺሮም ዘኽፍአሎም አይፍልጡን ድፍረትን ተብተብን አየድልን ዝተወረረ እናሐረረ እይ ዘሎ አስተውዕል።
እምበር ዓበይቲ ዓዲ ብጣዕሚ ፀጊበ ኾሪዐ ተሓቢነ ቃላት የብለይን
አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ወዲ ድርባይ ፍንፍን ዊዒግን መጋል ሊስትሮ ወዲ ዓጣርት
አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ ወዲ ድርባይ ፍንፍን ዊዒግን መጋል ሊስትሮ ወዲ ዓጣርት
ንመራሒ ክብሪ ምሃብ ፅቡቕ እዩ።እንተኾነ ግና ናብ ስልጣን ካብ ዝውጥሑ ጀሚሮም ክሳብ እዛ እዋን ኣብዚ እቶ ዘይበሃል ስራሕ ዘይሰርሑ መራሕቲ ብኸምዚ ዓይነት ኣቀባብላ እንትንቕበሎ ከለና ሐዚ እውን ፅቡቕ ዝሰርሑ ዘለዉ መሲልዎም ብፀገም እንዳሃሰዩና ንኽነብሩ ምትብባዕ መሲሉ ይረኣየኒ።ህዝበይ! ዘለናሉ እዋን ነንብቦ። ምንጭብጫብን ምድባልን ኣብ ዘብፀሐና የለን።
ህዝበይ ማዓረይ መንጨብጨቢ አትኩን
ድሕሪ ትንፋሳዊ ቃል ሰላምታ :-የለን
ሰለምታ አቀድሙ!!!!
❤❤❤❤
እወ ህዝቢ ትግራይ ለባምን መስተውዓልን እዚ ናይ ህዝቢ ተምቤን መግለፂ እዚ ጥራሕ እኩል ይመስለኒ።
አታ ሓለለይ አታ ሓላል ህዝበይ እትብል ዜማ መርጸልካ ህዝቢ ትግራይ (
መራሕቲ ወያነ ኣብ ትግራይ ካብ ዝሰርሕዎ ሰናይ ነገራት ንላዕሊ ምናልባት ዝሰርሕዎ እኩይ ነገራት ገበናትን ከምዝበልፅ ዘጠራጥር አይኮነን :: መራሕቲ ወያነ ን27 ዓመታት ዝኣክል ናይ ፌደራል ስልጣን ሒዞም እንተብቁዑ ንሕዝቢ ትግራይ ብማሕለካ ኣሲሮም ነታ ቀታሊትን መብረሲትን ህዝብና ዝኾነት ኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅን ምምዕባልን እዮም ተዋፊሮም ነይሮም:: ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሖ ብዝነበረ ስእነት ሰናይ ምሕደራ : ስእነት ዲሞክራሲ ይኹን ቁጠባዊ ቁልውላው: ኣብ በብእዋኑ ድምፁ ብሰላማዊ መንገዲ ደጋጊሙ ዋላ የስምዕ እንተነበረ: ዝሰምዖ ይኩን ሰሚዑ ሽግሩ ዝፈትሐሉ አካል አይነበረን:: ነገራት ተቐያይሮም ካፍቲ ዝነበሮም ናይ ፌደራል ምሕደራ ብዘሕፍር ኩነታት ከካብ ስልጣኖም ተኣልዮም ምስተሰጎጉ ግና : ሕንከት ዘይፈልጡ መራሕቲ ወያነ ረሲዕናኩም ነይረና ዶ : ገዲፍናኩም ነይርናዋ ይቕረታ ግበሩልና ኢሎም ኣብ አደባባያት ተጠሊዖም ብዘይሕንከት ንሕዝብና ትርጉም ብዘይብሉ ቃላት ከደዓዕስዎ ፈቲኖም : እቲ ፈታዊ ዕልልታን ጣቕዒትን ዝኾነ ህዝቢ እውን አየሕፈሮምን ብዕልልታን ብጣቕዒትን ተቐቢልዎም::
መራሕቲ ወያነ ኣብ ትግራይ ስቕ ኢሉ ኣብ ጥራሕ ከብዱ ዘጣቕዕን ዝዕልልን ህዝቢ ፈጢሮም ክሳብ ሎሚ እናተባረዩ የላግፁሉ ኣለው : ብጣዕሚ የሕዝን :: አይተ ጌታቸው እንታይ ሰሪሑ ኢሎም እዮም እዝ ኹሉ ሸብዳዕዳዕ?
🙏🙏🙏❤️❤️❤️💪💪💪
ኣይተ ጌታቸው ረዳ እግሪ መንገዶም ንዓይኒ ዋሪ ኣክሱም እዮም ሓሲቦመ መፂኦም ሓሳብ ናይ ህዝቢ ተምቤን ሰቢሲቦም ከይዶም መልሲ ንሰምዕ እዝኒ ቀፃሊ ፈትሒ
ይበል በርትዑ
ቡሽቲ
ተሓቢነልኪ ዓደይ ተንቤን
ክክክክክ ቡሽቲ አበዴካ ትፈልጦ ወዲ ዓጣርት
gecho
ህዝቢ ተምቤን ዕውት እዩ
አኹሰማውየን ኣንቱም ጀጋኑ ፅባሕ ኣቱ ዓኒ ዋሪ ከምቱ ናይ ተቤን ድጊምኩም አሪኡና
ደቂ ተንብየን ለባማት መስተውዐልቲ ❤❤🎉
ክክክክክ ቡሽቲ
በርትዕ ደንቢ ሚድያ ተኸተል።
ጌች እንኳህ ደግ በላይ
ቂጥ አጣቢ
Great people of our nation, people with wisdom!!!
አየ ህዝበይ መንጨብጨቢ
ዝተኸፈሎ ኮይኑ ቢክንደያ አቀዲሙ ዝተቀናበረ አጨብጭብ ተባሂሉ ዝተነገሮ ኢዩ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጣቒዒት አይተብዝሑ ድሓር ንምንቃፍ ከየሕፍረኩም
መራሕቲ ወያነ ኣብ ትግራይ ካብ ዝሰርሕዎ ሰናይ ነገራት ንላዕሊ ምናልባት ዝሰርሕዎ እኩይ ነገራት ገበናትን ከምዝበልፅ ዘጠራጥር አይኮነን :: መራሕቲ ወያነ ን27 ዓመታት ዝኣክል ናይ ፌደራል ስልጣን ሒዞም እንተብቁዑ ንሕዝቢ ትግራይ ብማሕለካ ኣሲሮም ነታ ቀጣሊትን መብረሲትን ህዝብና ዝኾነት ኢትዮጵያ ኣብ ምህናፅን ምምዕባልን እዮም ተዋፊሮም ነይሮም:: ህዝቢ ትግራይ ዝበፅሖ ብዝነበረ ስእነት ሰናይ ምሕደራ : ስእነት ዲሞክራሲ ይኹን ቁጠባዊ ቁልውላው: ኣብ በብእዋኑ ድምፁ ብሰላማዊ መንገዲ ደጋጊሙ ዋላ የስምዕ እንተነበረ: ዝሰምዖ ይኩን ሰሚዑ ሽግሩ ዝፈትሐሉ አካል አይነበረን:: ነገራት ተቐያይሮም ካፍቲ ዝነበሮም ናይ ፌደራል ምሕደራ ብዘሕፍር ኩነታት ከካብ ስልጣኖም ተኣልዮም ምስተሰጎጉ ግና : ሕንከት ዘይፈልጡ መራሕቲ ወያነ ረሲዕናኩም ነይረና : ገዲፍናኩም ነይርና ይቕረታ ግበሩልና ኢሎም ኣብ አደባባያት ተጠሊዖም ብዘይሕንከት ንሕዝብና ትርጉም ብዘይብሉ ቃላት ከደዓዕስዎ ፈቲኖም : እቲ ፈታዊ ዕልልታን ጣቕዒትን ዝኾነ ህዝቢ እውን አየሕፈሮምን ብዕልልታን ብጣቕዒትን ተቐቢልዎም::
መራሕቲ ወያነ ኣብ ትግራይ ስቕ ኢሉ ኣብ ጥራሕ ከብዱ ዘጣቕዕን ዝዕልልን ህዝቢ ፈጢሮም ክሳብ ሎሚ እናተባረዩ የላግፁሉ ኣለው : ብጣዕሚ የሕዝን :: አይተ ጌታቸው እንታይ ሰሪሑ ኢሎም እዮም እዝ ኹሉ ሸብዳዕዳዕ?
7:57 ኣንቱም ሰብ ስረ ተምቤን እታ በቲ ኣረጊት ዘረኛ መሪሕነት ዝተመንዛዕኹምዋ ናይ ኣሉላ በትሪ፣ ናይ ዮሃንስ ስልጣን ሐዚ መሊስክምዋ። ❤❤❤ ጢጥን ፊጥን ትፈልጥ ደላይ ለውጢ ኢኻ ብሓቂ ኾሪዐልካ ህዝቢ ተምቤን። ካብ ጎረበትካ ህዝቢ ዓዴት ተወሃበካ ክብሪ።
ሰብ ምቁሻሽ አመል ከርኩምዎ ትግራይ አብ ዝይ ብራከ በፂሓ ዘላ ናይኩም ሚድያታትን ልበስበሰ ናይ ፓለቲካ ፅሊዕት አዩ ግና ሓደ ፈትካ ሓደ ፀሊካ ልትመፅእ ትግራይ የላን ትግራይ ናኩልና ብነፃነት ብማዕርነት ልንነብረላ አዲ ናይ ምህናፅ ግዴታትና እዩ ትግራይ ሰብ አለዋ
ንአክበርትኹምን ተከታተሊኩምን ቅድሚያ አኽብሩ ንምኽሪ ዝአክል
ፃዕዳ ሲራኩ ጉተና ዘሊሉ ኸይዱ ብዃና ኢልካ ወስኸሉ
ሸይጣን ይስበርካ ታይ እዩ ሰበር ዘብሎ ነገረ😅
Wedi lahmna ❤❤❤❤❤❤❤❤ketslelu
Ahgukskumina
Waw fluy aqebabla
ሚድያ ማለት ፈላላይ አብ ሐደ ዝውግን ክንዲ ብትግራይ ጥራሕ ድሰርሕ ብአውራጃ ጽቡቅ አይኮነን ሕሰብሉ?
ህዝቢ ብፍላይ ድማ መንእሰይ ኸቢድ ሓላፍነት እዩ ዘሸክመኩም ዘሎ ግምት ወጢርኩም ስርሑ!!
ለባ ይመስል ገጹ ተዳሂሉ
PP allocated millions of Birr to people of Tambien to accept Getachew being PP according MonjorinoTPLEF head office
@@alemtesfay-g3t this is insult to temben there message was clear it was about peace ✌️menjerino is saying like because she is not happy that people of tigray are starting to accept getachew . Menjerino's tplf support in tigray is significantly decreasing .
ናይ ህዝቢ ሕቶ እንታይ ነይሩ?ክቀርብ ነይሩዎ this is what populist leaders do.
ክክክክክክ ወዲታ ዓጣሪት ቡሽቲ ወዲ ከዳዕ ቦርኮ 10 ጌቼ ዊስኪ ስለዝበልስ አንታ ወዲ ዓጣሪት ኮንዶም አብይ ቡሽቲ
Well deserved Gecho !!! Tegarus love and trust You don't let Them Down !!!
በሽቃጣት ተጠንቀቁ
ናይ ወረዳ መራሒ ድዩ ጌታቸው ?
ነባር ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይ ወይ ድማ ናይ ኣቢይ ተለኣአኪ
ጌቾ በህዝብ ብዙ አትተማመን፣ ህዝብ ለአብይም እንደዚሁ ነበር ያጨበጨበለት፣ አሁን እንዲህ አይንህ ላፈር ሊሉት።
ምን አገባህ አህያ
@@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ አህያ ይብዳህና፣ አንተስ ቆማጣ እጅህን በኢትዮጵያ ጉዳይ አስገብተህ ትፈተፍት የለም እንዴ?
ሞንጆሪኖ ፃሕፂሓ
Temben the brave Agew people land of Alula , land Emperior Yohannes IV, now it is clear , it is high time to be free, bravo
@@aledwake ምንድነው ምትዘባርቀው
Getachew banda hizbi temben nizi leba hasha aifeleton
ጌቼ ጌቼ እንዳበሉ ፍቅር ስለ ዝሐብዎ ቀኒኢካ ዲካ ሐላይ
@@negagetachew974
Gidefo he is one of the Dirbayat Eyu.
Lgagam buchla
ጌታቸው ማለት የትግራይ ብሌፅግና ነው የተንቤን ህዝብ እንዲሁም የትግራይ ህዝብ ነገ ይቆጭሀል ብልፅግና አይገዛኝም ብለክ ልጆችክን ገብረክ የሄሁሉ ግፍ አስተናግደግ ጌታቸው ግን አሳልፎ ለብልፅግና አስረክቦካል የትግራይ ህዝብ ድሉን አሸናፊነቱን ጌታቸው ወደሽንፈት ቀይሮታል
ደደብ መላኸዒ ።ንባዕልኻ ኹን።
ደደብ ነይ መንግሥቱ ዘይሰመዓ ዳአ ናይመን ይሰምዕ ከማካ ነይ ህግደፍ ዓጋመ😂😂😂
በአሻጥርን ዝምራሕ
Belstgna
ጭብጨባ ጨብ! ጨብ! ጨብ! ጨብ! ሞራል!!!
እምበዛ አይተንጨብጭቡ ደሓር ከይቲ ጉህዩ?
ዉይ ጎሓፋት
ሱቅ ኢልኩም ኣይተንጨብጭቡ ደብሪፅ ኢልና ዙኹሉ ኣንጨብጪብና ኣብሊዑና እዩሞ
በል ለጌታቸው ያሽቃበጥክ ሁላ ለብልፅግና ተገዢ ነኝ እያልክነው ስራክ ያውጣክ የጌታቸው ደጋፊ የሆናቹ ሁላ
ምን አገባህ አህያ😂😂😂😂
ፕረስደንት ግያዊ ምምሕዳር ትግራይ ዘይኮነስ (ነበር) ንበሎ::
Malet he is tigray president we love him
Leyaba Cadre
ደቂ ስፍሓት ምርኮኛታት ግጅለ ደብረጽንተት ሰብ ኣይትረብሽ 27 ዓመት መርሕኩም ኣብ ጸላም ኣምብርኩምና ብሰንኪ ንስኹም ትመርሕዎ ፖለትካ ህዝቢና ግዳይ ኩናት ገይርኩም ሕጂ ክትመርሕ ትጽበዩ ኣለኹም
ክክክክክክ ወዲታ ዓጣሪት ቡሽቲ ወዲ ከዳዕ ቦርኮ 10 ጌቼ ዊስኪ ስለዝበልስ አንታ ወዲ ዓጣሪት ኮንዶም አብይ ቡሽቲ
ጌታቸው ማለት የትግራይ ብሌፅግና ነው የተንቤን ህዝብ እንዲሁም የትግራይ ህዝብ ነገ ይቆጭሀል ብልፅግና አይገዛኝም ብለክ ልጆችክን ገብረክ የሄሁሉ ግፍ አስተናግደግ ጌታቸው ግን አሳልፎ ለብልፅግና አስረክቦካል የትግራይ ህዝብ ድሉን አሸናፊነቱን ጌታቸው ወደሽንፈት ቀይሮታል
Nab wuqro temtsiu ewn kemu knkibelo ena