ርኢቶ ህዝቢ ካብ ዝሓለፈ መደብ ሰማርን ተስፋይን

Поделиться
HTML-код
  • Опубликовано: 24 ноя 2024

Комментарии • 57

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 6 дней назад +4

    Keberti Yodith.
    Niskatkum. Miss Tesfayn Semeren Hawueriyat nayi Hizbitat Eritrea eyom.
    Egziabiher yimesgen nakatkum zifeterelna liul goita.
    Agukum hizbitat Eritreawuyan abgodnikum allena ❤🎉🎉🎉❤

  • @mebrahtuhailemichael1788
    @mebrahtuhailemichael1788 5 дней назад +1

    ሰላም ሰላም ዮዲት ሓብትና ናይ ዘበና Indira Gandhi በሓቂ አባኪ አድናቆት አለኒ አጆኪ በርትዒ እቶም ነዓኪ ንምድናን ሪኢቶ ክዕፍኑን ድጽዕሩ ዓመጽቲ ከኣ ዕድሚኦም ደብቀዓሉ ግዜ ሓጺር እዪ ኩሉ ትገብርዮ አምላክ ይሓግዝኪ

  • @lifeisgoodlg
    @lifeisgoodlg 4 дня назад +1

    ዘሐዝን'ዩ በርጌድ ንሓመዱ ክፈርስ ኣለዎ ንዝበሉ ጽቡቅ ሓሳብ'ዩ ኢልካ ደገፍ ምሃብ ድንቁርናን ሰይጣናዊ ስራሕ'ዩ። ምስ ክነይቲ እስኺ ድማ ተሕዝኒ። ቅንእን ክፋእን ዝተሓወሶ ዓወት ኣይርከብን ኣብ ስደት መሽሚሽካ ምማት ጥራይ'ዩ

  • @kesetehagos4212
    @kesetehagos4212 4 дня назад

    Xbuk medeb yodita
    Eza debdabe n kulu activism entetkewn mteqebelkwo ezi gn gega eu .
    Proud of you my sister

  • @kapitalmhretab3575
    @kapitalmhretab3575 6 дней назад

    ❤❤❤❤❤❤❤❤
    ዮድታ ዋዕሮ ኣጆኽ ቀጽልዮ ኣነብስክ ሕዝክ ኣይትሓፍሪን ኢኽ።

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 4 дня назад +1

    ዮዲታ ተስፋይን ሰምሀርን ብዙሐት አፍሪኹም ቀጽልዎ ❤❤❤

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 3 дня назад

      ካብዚ እብ ስደት ዘሎ ምንም ዝተፍርየ ነገር የለን ብጅካ ፀልዒ ንሕና ኤርትራውያን ተበለፀቲ ካልእ ፀብቅ ክስርህ ዘይንፍትው ቀናአት I dont thing sa እታ ንደልያ ኢርትራ ኽንርኽባ በዚ እብ ስደት ዘሎ ሕዝቢ እቲ ሒዝናዮ ዝመፃና ትራማ ርእስና ጠዊዎ እዩ What is እውራጃ ናይ ክሉኹም እውራጃ go to Hill ካባኹም ካብ ኩሉኹም ተቃልስቲ ኢና ትብሎ እቲ ሕማቅ መንግስቲ ኢስያስ ይህሽና እስኻትኩም ስቅ ኢልክኩም ናይ ስደትኩም ግበሩ።👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿👎🏿

  • @aiedahaile495
    @aiedahaile495 6 дней назад +1

    We are proud of you

  • @BiniYonas
    @BiniYonas 6 дней назад +1

    ንሉጽ ሃሳብ ከም ወትሩ ❤

  • @liyategay874
    @liyategay874 6 дней назад +2

    ናምዝራብ መሰል ተከልክልና እንበሉ ናይ መሰል ተቃለስቲ ተባሂሎም ከይቲ ዛረቡ ዝብል ብርጌድ ንሐመዱ ክብሉ ከምተቀየረ ይንገሩና

  • @tesfalemmichteteklemariam6757
    @tesfalemmichteteklemariam6757 6 дней назад +3

    ሰላም ንዓኪ ሓፍትና ኣብናይ ሰመረን ተስፋይን ዘሎ ዘረባ ከምዚ ክከውን ዶ ኣይማሓሸን ዲዩ ዝባሃል ወይስ ከምዚ ኢዩ ኣብዚኣ መልሲ ሃብና ምክንያቱ እዞም ሰባት ዘረባ ናቶም ቡጹእ ናይ ካልእ ሰብ ክኣ ጌጋ ጌሮም ዮም ዘቅርብዎ ።

  • @fggb468
    @fggb468 6 дней назад

    The picture on your web page about Wufuy has say it all; you are part of them and actually you agree with them.

    • @YohanaHagos-w5c
      @YohanaHagos-w5c 5 дней назад

      what is the problem if Wufuy is mentioned in any show? he is a public figure.
      Tesfay and Semar are very smart they are opening so many eyes. They are teachers, and they are expressing their opinion honestly. why are we afraid of people's opinion.

  • @gebreyohannes1497
    @gebreyohannes1497 2 дня назад

    You should invite the so called “ group of Tesfye” and have a panel discussion with your audience.

  • @gpmedia421
    @gpmedia421 5 дней назад

    ኣነ ግን ዝገርመኒ እንተሎ ሕብረተሰብ ንተቃለስቲ እንዳ እንዳ ዘሎፉ ዓገብ ዘይትብሊ, ብሓጎስ ትኽበልዮ ይሪ እዞም ክለተ ንህዝቢ ክምህሩ ኣይረኣኹን ነብሰ ምትሓት ኣሎም. ድሕኹማት ንሃይማኖት ከሰልሙ ንርእዮም ኣሎና. ውሉ ሓዲሩ ግን ክሕተትሉ ምኻኖም ክነግረኩም ኩሉ ስኑድ እዩ.

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 6 дней назад +1

    Selam 🙏🏿 zelenayo show 📺👈🏿

  • @kidanehagos7457
    @kidanehagos7457 3 дня назад

    ካብ'ቲ ቡዙሕ ነጥብታት ንካልእ ሰማርን ተስፋይን ንኩሉ ዝከሱሉ ነጥብታት ሓላፍነታዊ ዘይምኳን'ዩ:: ንስኪ ድማ ሓላፍነት ውሰዲ ሓላፍነት ኣለኪ ኣብ ኩሉ መደባትኪ..ምክንያቱ ነዚ ኩሉ ሕብረተሰብ, ደምበ ተቓውሞን መራሕቱን ፍሉጣት ውልቀሰባትን ክነቕፉን ክዝንጥሉን ባይታ ዛሃብክዮ ንስኺ ኢኺ:: እቲ ዝገርም ድማ ክልተ ክንሶም ከም ሓደ'ዯም ዝዛረቡ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝኾነ ነጥቡ ብሓሳብ ክፈላለዩ ሰሚዐዮም ኣይፈልጥን..ስለዚ ከምቲ ዝብሉዎ ዘይኮነ ውልቃዊ ናጽነት ኣይወነኑን ወይ ሰብ ዕላማ'ዮም

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 3 дня назад +1

    እማንኤል ሐሳዊ ልኽባጥ ብስልጠንን ብውፍይን ዝኽይድ ብርጌድ ንሃመዱ የልቦን እስኻ ኢኻ ሞይትካ ዝተወድእ ሚሽን የልቦን እስኻ ኢኻ ሕልናኻ ሞይቱ ዘይሞተ ሕልኖኦም ብዙሃት ጀጋኑ እለው እስኻ ኢኻ ሞይትክ አማንኤል ጋሃፍ ስብ ኢኻ።

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 3 дня назад

    እዚ ሕጂ ብዛዕባ እውራጃ እዩ ዝዝርብ ዘሎ እቱም ዓያሹ ተዛርብቲ ትግርኛ ለብሙ ኩሉኽም እብ ቅድሚት ገጂፍ ብድሆ ይፅብየኩም እሎ እሱ ድማ ፀባሕ ድማ ብዛዕባ ሃይማኖት ክመፀእ እዩ ስጋብ ሕጂ እፉ እዩ ተዓቢሱ ዘሎ።

  • @TesfagiorgisTesfazion
    @TesfagiorgisTesfazion 5 дней назад

    Tebekatat wufuy konka mimxae bihangolka zeymikad eyu.

  • @YohanaHagos-w5c
    @YohanaHagos-w5c 5 дней назад

    Brged nhamedu si beka dictatorship jemiromo. Semar and Tesfay are teachers, we are supposed to thank them not get intimidated by their opinions.

  • @rezantewelde5279
    @rezantewelde5279 4 дня назад

    ኩሉኩም ዕጸዉዎ ሚድያኩም ይትረፈና ኩሉኩም ሕማም ኣውራጃ ሒዙኩም ኣሎ
    ስለምንታይ ኣንጻር በዓል ተስፋይ ሪኢቶ ዘይቀረበ ?????

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 5 дней назад

    Yodita Eziom Nay bihaki wegenawiyan eyom
    Nimntay netom kalot media kemia elom zeyxihfu.

  • @hafta8059
    @hafta8059 6 дней назад

    ዮዲት ሓፈተይ ቀስ ኢንዳበልኪ ናብ 03 ትኸዲ ኣለኺ

    • @aidahaben8445
      @aidahaben8445 5 дней назад

      Hey hope you are doing well well how do I contact you ?

  • @habteabraha610
    @habteabraha610 6 дней назад +1

    ዮዲት ቡዙሕ አይትሰክፋ ተስፍይ ሰማርን ጌጋ የብሎምን ቁንጭል አቢልካ ንዮዲት ምውቃስ ንተሰፈይን ሰማርን ምወቃስ ትረፍ ንብርጌድ ንሓመድ ዋላ መንግስቲ ኤርትራ ክንቀፍ ሽግር ዘለዋ አይኮነን

  • @eritreanamazon9877
    @eritreanamazon9877 4 дня назад

    Yodit adgi hamayt

  • @liyategay874
    @liyategay874 6 дней назад +4

    እዋይ ዮዲት ናይ ተስፋይን ሰማር ብጣዕሚ ካብቶም ዝድነቁ ዝበሰሉን መማህራን እቲ ዘሐጉስ አከ ሐሰባቶም ብግልጺ ዝምህሩ ሐየታት ክተባብዑ ክደጋግሙ ንጹር አራእያ ዘሎዎም ንሰረቅቲ ዘጋልጽ መአረምታ ዘይፈትዉከአ ወገነኛታት ተጸጉዑ ጥራይ በልዮም ዝእርሙ ተኮይኖም ናብ ናይ ሰልሐነ መድያ አፍኩም ክፈቱ ሰብ ክፈርድ ዝዉዕል ዘሎ !!!
    ኩሉ ጊዜ ምስ ተስፋይን ሰሚርን እቲ ሃቂ ርከቡ ስምዑ

    • @tm.h.3262
      @tm.h.3262 3 дня назад

      መማህራን ንናይ ሳሕል ንፋስ ዘተንፍሱ ጣራሕ ።

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 3 дня назад

    ዮዲት ነዚ ኩሉ በዲህኪ ጠጠው ምባልኪ ሃያል ኢኺ።
    ኩላ ሐዲማ ካላሽና ደርብያ ዝመፀት ሕጂ ስብእይ ትመስል ፥ድላያ ትዛርብ በዚኦም ዝምፅእ ምንም ለውጢ የልቦን።ዝራእናዮ ክሉ ንዝስርህ ምዕንቃፍ ጥራህ እዩ እቲ ዝራእናዮ ክንድይ ጀጋኑ ድማ በዚአቶም ተርኪሶም ካብዚኣቶም ተቃወምቲ እቲ ሕማቅ መንግስቲ ይሃይሽ ተስፍ እቁሪጽኩሙና ሎምስ።

  • @ዓዲገዳ
    @ዓዲገዳ 5 дней назад

    ሰልጠነ ንብርጌድ ሓመዱ ይከላከለሉ እምብር ኣየፍርሶን እዩ ባዓል ተስፍይ ግን ከፍርስዋ ሒክ ይብሉ ኣልው የዲት እዚ ሚዳኪ ንምንታይ ኢኪ ትጥቀምሉ ኣሎኪ

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 5 дней назад

    Yodit aytisekefi wegeninet eyu

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 3 дня назад

    እየ ሙሴ ምንም ዝብላዕ ዘርባ ሒዝካ እይመፃኻን ውዳሴን ቅንእን ሒዝካ ኢኻ ሒዝካ መፂኺ ስልጠነ ክትብል ልክዕ ክምታ ናይ መጀመርያ ጡጦኻ ክትርሶኦ ኣይካእልካን ። 36:25

  • @julasmererea5010
    @julasmererea5010 2 дня назад

    ነዚኦም ንምንታይ ተምጺኢም ኣለኪ ፍሉጥ ኣይኮነን። ብዝኮነ ግን ብርእሰምትሓት ዝስቐዩ ሰባት ኢዮም። ምናልባሽ ግን ፡ ንሳቶም ኣብ ምንታይ ምቅስቃ ሰማዒ ምረከቡ ። ኣብ ናይ ቤ/ት ሰውራ ምትእክካብ እንተሎ ኣብኡ ስማዒ ምረከቡ። ህዝቡ ማሌት እኮ እቲ ገባር ወይ ሲቢል ህዝቢ ኢዮ። ህዚቢ ዘይፍልጠካ ግን ኣንጻር ህዝቢ ምካን ጹቡቅ ኣይኮነን። ምንቅስቃስ ናይ መነእሰያት ድማ ኣብ ዝኮነ ጊዜ መልኩዑ ክሕዝ ኣዩ። ንሳቶም ሽርሒ ናይቲ ጸላኢ ኤርትራ ዝኮነ ሻዕቢያ እዞም ክልተ ሰባት ጥፊእዎም ኣይኮነነን። ንዝኮነ ምንቅስቃስ ክንድግፍ ኣለና። ኣብ ውሽጢ እቲ ዝኮነ ምንቅስቃስ በላሕቲ ክፍጠሩ ስለዝክእሉ።

  • @brhanazeray9807
    @brhanazeray9807 5 дней назад

    Mebasit

  • @samielyohans8942
    @samielyohans8942 5 дней назад

    ድሕሪ ወፍሪ ሰላም ናይ ካናዳ ፡ ውፍሪ ምፍራስ ኮነ ኢልኩም ኢኹም ሕዝኩሞ። ስለምንታይ ኢኹም 'ከ ናይ ደቂ ኣከለ-ጉዛይ መሪጽኩም ትሃርሙ፧ ሓደ ወዲ ሓማሴን ወይ ክኣ ወዲ ሰራየ ተዛሪብኩም ኣይትፈልጡን። ብርጌድ ንሓመዱ ናብ ወረዳ ከነውርዳ ኢና እና በሉ ደቂ ሰራየ ቃል ኣይሃብኩምን። ዮዱት እቲ ናይ ኣቦታትኩ ዝገበርዎ ጌጋ ንስኺ ውን ትደግምዮ ኣለኺ፡ ንኺድ ጥራይ ኣብ ንበጽሖ ክንርኦ ኢና። ከም ኣብ ምድረ በዳ ዝበጸሐ ዉሕጅ ብሓንሳብ ክንነጽፍ ኢና። ጽቡቕ ስራሕ ኣብ ሊዕሊ ደቁ ኣከለ-ጉዛይ ኣነጻጺርካ ኣውራጃውያን ምባል፡ ጽቡቅ ገርና ኢና ንፋለጥ መን እዩ ፍትሓዊ መን እዩ ወገናውያን።

  • @TemesgenYemane-c5o
    @TemesgenYemane-c5o 5 дней назад

    Kab zigrmeki.yodita.kulu.etmtsieyom.hasab.afresti.eyom.hade malti.tsibuk.medeb.rialki.ayflten..so.nimnsey.zehakuf.yehalki...nay.seb bahri.yehalki

  • @berhaneburush7729
    @berhaneburush7729 6 дней назад

    Yodit(zelenayo) Show mis nay Akbirot kalsiki mis Ghebati Siraat zeykewun
    Haderaki kalsiki anzar Hgdef yikun.

  • @arkanat9133
    @arkanat9133 6 дней назад +1

    It's nearly one year the topic is seltene and wufuy I think know we get bored you have to change the topic yodit haftey sometimes

    • @nasinetb1462
      @nasinetb1462 5 дней назад

      💯Right

    • @YohanaHagos-w5c
      @YohanaHagos-w5c 5 дней назад

      what is the problem if wufuy and Seltene are mentioned ? they are public figures. why are you so sensitive when people express their concern,
      Honestly Tesfay and Semar they deserve our respect.
      for few narrow minded fox's, of course they are harsh . specially Seltene he is doing a lot of damage, he needs advice . what is the problem.? what is your problem guys. FEEEDOM OF SPEECH !!!!!!

  • @zemikieltesfazion4908
    @zemikieltesfazion4908 5 дней назад

    Amliko niwlke sebat kem bial wufuy eyu zikayed zelo,bihangolka zeymikad axegami eyu
    Esatom hasabatom gelixom alewu,men eyu wekilkum dmxi seb kitaxwu hasewti.

  • @thaile7887
    @thaile7887 5 дней назад +1

    ኩሉ ሰብ ከም ሰልጠነ እንተዝሰርሕ ኤርትራ ሓራ ምኾነት ተማሃሪ ክብርቲ ሓውቲ

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 4 дня назад

      Seltene da nhingho were endala hade myhur hasab zelewo akribu yiarrari ygefaff eyu zelo adgi gudletu zeyerem hamien kemue hasot eyu kelebka

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 3 дня назад

      @@abrhaleyrussom1718ስቅ በል መጀመርያ ክንዱኡ ስራሕ ።

    • @Esromtesfay772
      @Esromtesfay772 3 дня назад

      ኹልኩም እውራጃ ተጨፍሊኩም ክም ሐዲሽ ክትስርሑ እለኩም ።
      ሕጂ ብእውራጃ ፀባሕ ድማ ክመፅእ እዩ ብሃይማኖት ሐይሊ እዩ ዝእክብ ዘሎ ።እቱም ተዛርብቲ ትግርኛ ለብሙ።

  • @yosiefabraha4576
    @yosiefabraha4576 6 дней назад

    እንዳ ተበትኮ
    ሓሰማ

  • @germennguse8536
    @germennguse8536 6 дней назад

    Abatreg nski srahki kexli sebhasabu kekem zrdeo hasabu yhab tezeyele ksabmeas hafu kexoyu ezihbäzbi

  • @YohanaHagos-w5c
    @YohanaHagos-w5c 5 дней назад

    Grim eba n Esu gedifkas nezom blutsat memahran mhram. Haseka dembe nab zlemlemelu kkkkk

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 6 дней назад +1

    አብዚ ሾዉ መጺኦም ሐሳቦም ክገልጹ ናቶም ሐላፍነት ኢዩ ኢልኪ
    ክጸርፋ ከናኦሱ ከናሽዉ ደጋጊሞም
    ናትኪ ሐላፍነት ኢዩ ምኽንያቱ ሜዳ
    ትኸፍትሎም ዘለኺ ንስኺ ኢኺ ::
    ብጸርፊ አይእረምን ኢዩ :: ነጥቢ
    ብነጥቢ ብልዝብ ዝበለ ቃል ምሀብ::

    • @YohanaHagos-w5c
      @YohanaHagos-w5c 5 дней назад

      are you against freedom of speech. similar like Essayas. B n Hamedu of course moitu eyu. why are you so scared when people express their opinion, please learn from the two guys. Semar and Tesfay. listen to them with open mind.