Thank u Yodit We appreciate that and Tesfay and Semar also. Birged NHamedu Mabel imber Tkal aykonen. Fact is Fact period. Kab higi ka knikef alena gega indhiri Gerna:: Nhigdef ka bzuh zeymgidas::
Beter to make your own opposition party if People follow you guys ,is not good to critized other People work eveyday this is not solition beter to focus in hgdef if you guys not from hgdef
Yodit do not be nervous . you are doing good job. Semar and Tesfay are opening so many eyes. we are supposed to thank them.
ጽቡቅ መደብ ቀጽክዎ በርትዑ ኣጆኹም ህዝብና ጸሚሙ እምበር ዝጠቅሙ ሰባት ብዙሓት ኣለኹም ግን ኣይትተሓለሉ።
ሰላም ሰላም መማህራን ከምዝተረድአኩም ግለጽዎ ደአ አብ ብርጌድ ንሐመዱ ተሐቢኦም አትተንክፋና ዝብሉ መጺኦም እሶም ንኩሉ ሰብ ዝቅንጽሉ ዘዋርዱ ዘጠንቅቁ ዋናታት
ጹቡቅ ስራሕ ክተባባዕ ዘለዎ ተባዓት መንእሰይ ንቃሕ ብብዝሒ ተተኣከብካ ዝነቃሕክቅ ከይመስለካ ጸላኢካ ኣለሊ❤❤❤❤❤
ከማኹም ይብዙሑ ጊዜ ተረኺብኩም መዐልቲ መዐልቲ ምጹ ርኢቶኾም አይጽገብን❤
ዮዲት :ኣብ ቃልሲ ንትገብርዮ ኣበርክቶ ክብርን ምስጋናን ይግበኣኪ : ብሰንኪ እዞም ክልተ ዝፈልጡ ዝመስሎም ካብ ፍልጠት ነጻ ዝኾኑ ዘይበሰሉ ሓማሕም ግን : ንመደብኪ ካብ ምክትታል ኣዕሪፈ ኣለኹ : ኣንጻር እዚ እኩይ ስርዓት ግን በብዘለናዮ ቃልስና ነሓይል ::
ስክ ናይደንበ ፍትሕ ኤርትራዊን ኢለኩም ኣለኹ ኣነ። ❤❤❤
Keep Going Yodita we Love this Guys!!!!
love them
Good jobb guys we love you
Bravotatt semhar & tesfay 👍👍👍
እንዳ ራጂ ብዓል በየነ ሓኽሊ ዱሙ ሰልጠነ ገብራይ እዮም።
These two guys are saying the truth. But an eritrean (hgdef)mentality don't listen to different opinions and thoughts.
Thank u Yodit
We appreciate that and Tesfay and Semar also.
Birged NHamedu Mabel imber Tkal aykonen. Fact is Fact period.
Kab higi ka knikef alena gega indhiri Gerna::
Nhigdef ka bzuh zeymgidas::
What is here to appreciate?
ብሉጻት ከም ኩሉ ግዜ!
ከም መለሊኽ ስዋ ኣብ ኣፍኩም ኢዩ በረከትኩም ።
ኣነ ኩሉ ግዜ ናትኩም ተከታታሊ እየ ግን ብጣዓሚ እኩም ደስ ትብልኒ ❤❤❤
ዘለናዮ ሾው ናይ ህዝቢ እዝኒ የብላን ኣባእስካ ሳብስክራይብ እዩ ትጽቢታ.. ተመን ኣንጻር መንእሰያት ዮዲት እያ ንጠንቀቅ ካብ ጎዳይፍ
aghadiyan xbuk medeb kexlwo❤
Wfuy Seleten Merih woldo❤
ዮድኤት እዝኣም መኤን ዘእቤዮም አክላባት ዩም ሰክሮም አብ ሚድያ ዉሕ ዉሕ ዝብሉ አብ ሚድያ ትምህርቲ ዝሕቡ ሰባት ዘይተቅርቢ እዚኦም ጽሉላአት እዮም ።
ኖ ሰማርን ተስፋይን ደኣ ዶጉተር ናይ ኦፕረሽን ኢንዲዮም ነዐኦም ሚስ ረኣና ዲና ተስፋ ንገብር ቃልሲ ኤርትራ
የዲት ከኣ ሓያል ጋል ኣንቲተቲ ኢኪ ኩሉህና ሰቡት ኢና ንበል ።
ኣጆኪ,,,,
Bravo tbaatay zeleba
Ane des zbleni natkum Eti Hasabkum bzeygeds nkulu bdfret hasabkum tgeltsu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰለስቴኹም ክትልፍልፉ ከሎኹም ተፈታዊ $6ሽሕ ዝኸዉን ንሐንቲ አብ ሊብያ አብ ጸገም ዘላ ሐብትና ከምዝዋጻእላ ጌሩ። 👈🏻😎
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ዮዲታ ብታዕሚ ክብረት ኣሎኒ።ግን ሓደ ነገር ክነግረኪ ንስኺ ተቓላሲት ወይ ኣብ ዚ ብርጌድ ንሓመዱ ጥርንፍቲ ኢኺ ስለዚ ኣብ ብርጌድ ንሓመዱ ቅሬታ ክህልወኪ ይኽእል ዩ ቅሬታኺ ግን ባዓልኺ ብትብዓት እንተትነቕፍዮ ብታዕሚ ጽቡቕ ምኾነ፦ እቲ ክእረም ዘለዎ ዉን ኩላትና ምሓሰብናሉ ወይ ምኣረምናዮ ወይ ቅኑዕ ኣሎ ኢልና ምተኻታዕናኪ።እዚ ግን ነቲ ማዕበል ብዘይ ኣምኑ ሰባት ጌርካ ምህራም ኣይግድን ዝእረም እንተሎ ዉን ክእረም ኣይክእልን ዩ ምኽንያቱ ኣብቲ ቃልሲ ኣቲኻ ዩ ዝእረም ብደገ ኴንካ ድሌትካ ክትብል ግን ዝመጽእ ለውጢ የሎን ስለዚ ዓፍንዮም ዘይ ኮነ ስርዓት ዘለዎ ዘረባ ክዛረቡን ሞራል ሰብ ዝሃሲ ካይዛረቡ ግን ሓላፍነት ኣለኪ ኮይኑ ይስምዓኒ።እዚ ንሪኦ ዘለና ግን ህልኽ ዩ።
አይትገደሱሎም ዮዲት ሰምሃር ተስፊት ጹቡቅ ስራሕ ኢኩም ትሰርሑ ተጎተቲ እዮም ናትኩም ሓሳብ ደይብርሆም ቆጭቆጭ ደብሎም ደሎ ድበልዎም እምበር ናይ ገዛእ ርእሶም ሓሳባት የብሎምን so keep it up
Please don't extended your program More than 30 --'- 45munites .What ever ever it's
You are best !!!
Yodit haftey megemerta ab hiwetki Selam rahwa ymeneyelki azom sebat meselna eiyu zbluna zelews hgdef ke meseley eiyu kharnekum ate belenas eintay eiyu flluyu
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
Hesab yblkumin neza RUclips aenikuma
Afegnatat hibeti gujile etagujile nugeruna wégudddddf
❤
Selma zelenayo shewo
Enda ragii
👍
Beka wufuy seltene
🎉🎉❤❤❤
Thank you all
ጠጡ 😂 ጸብሒ ድንሽ 😂 ተስፌ ❤
😂😂
ዮዲት ግን እነታይ ጸገማ ኪልተ ዝኣበዱ ሕዛ ጥራይትመጽእ
እሞ ኤርትራዊ ኩሉ እብድ እንድዩ ጥኡይ ካበይ ክተምጽአልካ ደሊካ
ጎረቤት ኤትዮጵያ ከማን ለኪምኩሞም
ሓንኳሎ። ብስራሕካ ሰባት ምጥርናፍ እምበር፡ በታኒ ሓሳብ ኣምጺእካ ንንጡፋት ተቓለስቲ ኣዋሪድካ ሓድሕዶም ከምዘይተኣማመኑ ምግባር ምስ ምንታይ ይቑጸር?ብኸመይ ዮም ከ ከም ስግኣት ኣይትርኣዩና ዝብሉ?ካብ ንህግደፍ ዝዝክርዎ ንላዕሊ ንውፉይ ወይ ሰልጠነ ምልዓሎም እንታይ ዩ? እቲ ቃልሲ ውን ብመሪሕነት ካልኦት ዩ ዝኸይድ ንርእዮ ዘለና። ገና ቃልሲ ኣንፈቱ ከይሕዝ፡ ከም ተመን ርእሱ ርእሱ ምህራም፡ ምድኻም እንተተኻኢሉ ውን ምብታኑ ዩ እቲ መደብ ንርእየኩም ዘለና። እዚ ዓይነት ቃልሲ እዩ ከኣ ንዓና ለውጢ ዝብሃል ከይንርኢ ዓመታት ዝቆጽር ዘሎ። ኩለን ዝሓለፋ ህዝባዊ ማዕበላት፡ ኣፍረስቲ ሰባት ብምፍጣሮም ዩ ኩሉ ዝፈርስ ኔሩ።
ኣመና ክፉኣት ኢኹም።
መርሓባ ሰማር ምስ ተስፊ በሓቂ ብንቅሓትኩም ኣዝየ የ ዝድነቅ
ሰምሀር አምበሳ ዮናስ አትሐሳስብኡ ልዕሊኦም ስለዝኾነ ጥራይ እዮም እተ አናብስ ንዮና ቅረብዎ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam.bwishti.entetrakeb.entetlazebu.mehashe.emesleni
Natkum hasab zeitserhu beqa Wufuy zeitzarebu
ውፉይ ከይበልኩም ክትዛረቡ ትኽእሉ ዶ ።
haqi bemzrbkum belbi ymsgnkum
ዮዲት ኣድጊ ሓማይት
ሓላያት
Thanks to Yodit and the Shock Tsebhi yebillun group 😂😂😂 Eat Injera Goyta ZIGNI and don't forget Thanking Danakils. Dan'kal wald Arrata
ኣንቲሓብትና ነዞም ኣስናን ዘይብሎም ክልተ ኣኽላባት እንዶ ዘይብሎም ዓያሹ ንእንጀራኺ ክትብሊ ተምጺኢዮም ዘለኺ ሰብ ይቕዕበኪ ኣሎ።ኣብ አሪትራ ሃገርና ከምዞም ክልተ ዓያሹ እንተ ደ ኣ ካልእ ክልተ ዓያሹ ሃሎዮምና አሪትራ ዓቢ ክስራን ክህልዋ ኢዩ።እዚ ኦም ክልተ ስድታት ኦዮም።
ሰነፍ ደንቆሮ ኢካ
እሞ ስኖም ቦቂሉ ከይበጃጅሉካ ዲካ ፈሪህካ
Yodit qendi mehenkelit nay zi qalsi koynki eki tserhi zeleki, men kem zkonki temezinki eki
Two good men.
Wenenti nebsom. Jeganu !
ብዛዕባ ህግደፍ ምዝራብ ሓራም ብዛዕባ ተቓወምቲ ምዝራብ ግን ሓላል ኣየ እዳ ራጂ
እንዳ ራጂ ሽንፍላ ዘይትጸርዩ ጉሓፋት
ደቂ ምልሻ ስርናይ ጥራይ እዮም ንዓኩም ድጸርፉ ሓሳብ የብሎምን አሽሓት ህዝቢ ከአ አብ ጎንኩም አሎና ሰልጠነ ሓሳዊ ሰብ ሐሲብኩሞ እዚ ንጀነራል መግበይ አድኒቁ ንስብሓት ኤፍሬም ድነአእስ ሎቅማጽ ቀጣፊ እዪ መን እሞ ደይፈልጦ ገብራይ ሓሳዊ ❤❤❤
Shabiya qorax nqetali kednqelka delika😂
Mmmemmerrererennenenr ekekekelekelekele
ተዛረቡ ደቀይ ብዛዕባ ኩሉ ካብ ህልክ ጥራሕ ምሕድግ በል ሳሓቢ እዩ ከማን እቲ ናትኩም የቀንየልና ዮዲት ኣይትሸኩሊ ድማ ኣናግርዮም እሺ ።
Afirkum ekum kiterfu 2 aregtot funfunat
ሰላም በዓል ጽይቂ ምክሳስ እንበር ምስርስሕ ዘይትፈልጡ😢
ንቐፉዎም ድኣ ኣላምዱዎም ጀጋኑ ኢኹም ሓይሊ ይሃብኩም ፈጣሪ። ብዓል ሰልጠነኮ ኩሉ እናፈለጡ እዮም ምስ ምቓልስቶም ክቋራቖረሱ ስቓይ ህስብና የናዉሕዎ ኣሎዉ ።
Mahber Lemano Anxar Higdef gedifom Anxar Meqalstom Entay Weridkum 🙆♂️🙈🙆♂️👈🙄🙄🙄🙄🙄
😂😂😂😂 nay semar melhas ktmerr gdef xerfi
Di
ተልእኾኹም ብፍጽም ኣይሰልጠኩምን ካብ ሻዕብያ ነበር ከ ታይ ጽቡቅ ክርከብ ሽንፍላ ምኻኖም ኣይተርፍን
Awererejejejejejeje ellkekekekekeke se ahehehehehehehehehehe
Selam selam yodita semar tesfsh
Yodit aytsmeyom wei reski shtlom😂😂
ስቅ በሉ ሓማዮ ካብ ምሕማይ ሓሊፍኩም ትገብርዎ የለን ሓሰውቲ
Beter to make your own opposition party if People follow you guys ,is not good to critized other People work eveyday this is not solition beter to focus in hgdef if you guys not from hgdef
ተፈልጥኪ ኢኪ ባሞቡላ ኢኪ ደም ዝበሌዎ
ተኻኢሉለይ ማለት እኳዩ ሕጂ ሕጹይ ሕንጻ እናበልኩም ትሓምዩ ዘለኹም 😅😅😅 ደቂ ሓማዮ
ወድ ምልሻ ስርናይ
You guys need to disappear out of the media so people can do a good job get with the people who’s working don’t work against talk is cheap
እዞም ክልተ. ክግዕሩ ክዋራዘዩ ተፈታዊ ኽአ live ሐንቲ ሐብትና አብ ሊብያ ዘላ ክትወጽእ ኢሉ ይማወት
አሎ።
Talk is cheap
Wudukat nskum tmkhlu seb yelen atman
Funfunat hasema kidu tray tfaekum almxu mahber tinn
Kiburat geganu deki meninet tebat enkuay natna konkum. Tesfa hagere Eritrea niskatkum ekum. Egzabiher mssakatkum yikun ❤🎉🎉🎉❤
Ajekum atum anabis kemakumsy 100å0 yhalwu
ከላ ስቕ በል ተረዋኢ መገዲ ጠፊኡዃሎ ንስኻትኩም ዐጀውጀው ናትኩም ተቐባልነት አይረክብን ኮፍ ኢልኩም አንሽቲ ኢኹም
yodit tiyti timesli nerki btami tehzni ksab kindzi ab lilena kitwerazey resah
ኣሲድ ኢኺም ንስኹም
Ywhdom eyu.
Memahran tsibuk tintena u men emo yismaekum enber beal seltenes tsibah niguho ab hiko kaliot koynom adi kiatwu emo siltan gele eiyo zitsbeyu zeleku enber b riesus kihasb hlmi u 🤣judi haftna kea dlietom gzie habiyom sikf ayibelki
በሉዎም ድኣ ኣረድኡዎም ዓበይቲ መማህራን ኢኹም ተጎጓ እግርኹም ንገፉሎሎም፥ ንሕና ድማ ንምሃር እቶም ዘይተረድኣና ዝነበርና፡ የቐንየልና ዕድሜኹም ይንዋሕ።
Resahat 2 aregit, wedi dmu kem kedemu nskum deani deki shefatu nskum liekuat hgdef xere qalsi ekum, woagat!!
2 devils 😈
ባዓል ቀባጻት
anta menedeka u b awraja teternifu zelo
Bebeynom kmesuu ykeelu do anes gay koynom yisimiuni sebaayin sebeytein hameyty
Semharin Tesfayin bejakum kalsikum Anzar Hgdef yikun.
Seltene Wufuy guboom yighebru Alewu.Nisikatkum ghibiikum ghiberu
Raio ruwanda was Only three people kkkk
ብርጌድ ንሓመዱ ናብ አውራጃውነት አውሪዶም መስሓቅ ህግደፍ ድገበሮ ቀዳማይ ተሓታቲ ሰልጠነ እዪ ንዝተፈጥረ ምክፍፋል ኣብ ክንዲ ምጽባብ መመሊሱ ከምድገፍሕ value ከምደየብሉ ድገበረ ሰልጠነን ሰልጠነን እዪ ኣብ ክንዲ ንዑዑ ዓገብ ምባል ከአ ብሽም ወዲ ኣውራጃና ኢሎም ተከላኪለሙሉ እዚ ንሪኦ ደሎና አይ ንዓዲ አይ ንዓውዲ ኮይኑ ብሽም እንስሳ ህቀይ ሓሰማ አንጭዋ እንዳተባህለ ክጻረፍ ይውዕል አሎ እዚ እዪ እቲ ሓቂ ምድረ ኩኩንያም ንህግደፍ ምቅላስ ካብ ድገድፎ ድፍን ሓደ ዓመት መሊኡ ነንሕድሕዲ ክመናጨት ይውዕል አሎ መስኪናይ መንእሰይ ከአ ገሊኡ እስርቤት ገሊኡ ወረቀቱ ተበላሽዪ አብ black list አትዪ ከምባሁቅ ይውዕል አሎ it is sad truth❤❤
Enda Raju
❤❤❤❤❤