Размер видео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показать панель управления
Автовоспроизведение
Автоповтор
ሰለስተ ከዋኽብቲ እንቋ ብሰላም መጻእኩም
My grand fathers weree tigrawot and i am too
መርሓባ ተስፋይ ምስ ሰማር እንቃዕ ብሰላም መጻእኩም ናይ ዘመና ሊቃውንቲ ,,,,, ዮዲት ከኣ ኣጆኺ በርትዒ
I love those guys they are very smart
I agree 100%.....Semar &.Tesfay....thanks
Selam Selam Yodit , Semar , Tesfay. ❤❤❤❤❤❤
Aziyu des zebl tmhrti Semhar & Tesfay Yodita
N'Ethiopian Eritrean n'Tigrai dewaxe'ansi Confederation eyu .❤❤❤
Thank u Guy's as always 🙏 👏 ❤️
አማኑኤል አሰና ዘይፈልጥ ፈ ላጥ ገና ካብ ልዛይ ጋኔን ሳሕል ዘይተጋላገለ ሞግዚት
Jeganu Ahwatey tesfe kemun semarn btami sbuk zereba Ajona knwet ena. ❤❤❤❤❤
Pure knowledge much love guy's
Tanks 🙏🙏🙏❤️❤️🌹🌿🌿💙🌿🌿🌿💙
Kudos for Semar
Kudos for Tesfay
Well said i am for it
❤❤
Agenae Agenae Agenae !!! Tesfay
Agenae Agenae Agenae !!! Semar
ንስኪ'ውን ከምዚኦም ታሪክ ዘይፈልጡ ዓዲምኪ ክተዛርቢ ክብረትኪ ዘዋርድ ኢዩ፡
BS for Abiy
❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ሰማር ተስፋይ ክሓተኩም ሓደ ጉራጌ ድዩ ኦሮሞ ... ኣብ ትግራይ መጺኡ ብቛንቋ ኣዲኡ ክነግድ ነፍቀድኩምሉ ዶ ?
Hi Yodit and the Shock group. Here I invite you Zafu Kiros Alemayehu of Mokhonni Afar song " yo walalis" . Zafu and her Father Kiros Alemayehu the best Afar Folklore Promoters. Afars owe them lots of Respect. Afar Think-Tank Reedan-Makkaabe
Kabey eyom mexom ezom kelte abore
ዲሲደት ዘለና ኢትዮጲያዊ ይገዚአናሎ ተንቤንዩ ።
ብዕድሚና ዝመረረ መግዛእቲ ዝረኢናዮ ናይ እዚ ሽፍታ ስርዓት
nai tigray fikiri zihazom riesi derho zikonu
Xbuk tmhrti ademe tianan yihabkum.
Tikikl alekum yehwati minbar zedelyo hizb bihak bigezaei edu tebedlu eu emo wixiet 30 amet naxinet konitu nayi kontu eu bizhalefe yiakl ::
ኢምንከባበርኢንታይ ጸገም አሎና ወዳ ተንቤን ኢዩ።።።።ሒቶና ቁዋም ኢዩ።።።።
😂😂😂
Tegermu how Sudan be country how Somalia gets country and so on?
ኣየ ተረፍመረፍ ኣንድነታዉያን!
ተስፋይን ሰማርን ፍፁም ብሉፃት ኢኹም: በዓል ኣሜሪካ; ቻይናን ካልኦትን መሬት ከግፈሓ( ክሰፍሓ) ; ህዝቢ ከብዘሓ ዘይናተን መሬት ዘይህዝበን ይደልያ: ርእሲ ዘይብሎም ድሑራት ወያነን ሻዕቢያን ድማ ብዝገርም መሬቶም እናፅበቡ; ህዝቦም እናውሓዱ ይኸዱ ኣለው::
ተስፋይን ሰማርን; ካብ ናይ ካልእ ሃጠውቀጠው ዘረባ ናታትኩም ቅኑዕ ትንታነ ምክትታል እዩ ትምህርቲ ዘለዎ:: ዝገርመኩም ከምቲ ኩሉ ሰብ ዝፈልጦ ሓደ ፊሎዘፈር ( philosopher ) ዝኾነ ሓዱሽ ነገር ምስ መሃዘ ማሕበረሰብ ከም ሓደ ፅሉል ቢስ ቢስ ኢሉ ዘነውሮ ዓይነት ኮይኑ እዩ ምበር: ማሕበረሰብ ትግራይን ኤርትራን ውዒሉ ሓዲሩ ባዕሉ ናብቲ ናታትኩም ሓሳብ ክመፅእ ከምኾነ ውልውል የለን:: እንተዘይኮይኑ ህልውንኡ ውን ኣብ ሓደጋ ክኣቱ እዩ ኢኹም ትብሉ ዘለኹም:: ሓሳባትኩም ቅድሚ ናብ ኢትዮጵያ ምስፋሕኩም ግና መጀመርታ ደረጃ ብደረጃ ክኸውን መታን ኣብ ትግራይን ኤርትራን እንተዝምልከት ይሓይሽ ንብል::
Ane ms tesfay bega leytin qetirin xolot nigiber ksaru alewom hgdef asena loqumaxx kitefieee alewo
አብሐዊ ኮፍ ኢሉ ኮሎ ህዝቢ ኤርትራ ሐዊ ምስሐን ዝፈርህ ህዝቢ ጉራማይለ ናብራ ዝነብር ይነብር አለኹ ይብል ወአይነብርን እዩ ዘሎ
I never see dami gays in my life
ኩለን ሃገራት ኣፍሩቃ ብገዛእቲ ኢየን ተመስሪተን።ኤርትራ ውን ኣካል እዚያ።ልክዕዩ ጥልያን ምስ መነሊኽ በታ ትጥዕሞም ዶባት ፈሊይም።ኣብዚ ሕጂ ሰዓት እቲ ሕሰምና ስደትና ክፍኣት መሕደራ ህግደፍ ኢዩ።
ንሱኩም ንኢሰያስ ትድግፎ ኣኩም ነቲ ህዝቢ ኤርትራ ኣይተረዳእኩምን ክንሳዓር ኣለና እዳበልካ ህዝቢ ኤርትራ ክሰማዓካ ኣይትሕስብዎ ናይ ባሓቂ ፓሎትካ ዝተረዳኣኩምን
Wufuy alietawi esle akibu nexru sfhu endabele b awuraja kqales qalsi menEseyatna seriqu hzbn hagern resio b seminar trah sekiru
I don't blame those guys I really blame you yodit..what is your agenda?there is no people left that from so called hagere Eritrea?? Mesdememmm
ሓሳባ ክትገልጽ ዘይትኽእል ሰብ እዛ ዬዲቲ።
ተልመዴን ፖሎቲከኛታት! ኩሉ ዘረባኩም ተምላስ ዘምጽእ ኢዩ፡
Stop do not be confused and make confused people. Harnet Eritrean people Mast.
Bqanqaka keytmhar zkelkeleka mendiyu dergi n hayleslase 😂😂😂😂
ቢመጊዛኢቱጣሊያን ኢዛ ኒሪአዘላናጀጊራፍ ኤርትራ ኢያ።99.85%ኢዩ።አቢ ቲሒቲ መጊዛኢቲኢትዮጲያ ተወጊና ።1993ወጊዓዊት ሃገርያ ።ወያነ ኒሪፈረንዶም ኢንተዘቲቂበሊ አቢ ደደቢት ከም ኢሃፖ ሚጠፊኢት ።ኦሮሞ ንፊንፊነ ምተቀበለቲ ደይ ሒጂሲ ወዲ ተንቤን ኪልል ኢትዮጲያ ይገዙአካሎ ሒጂዊን አቶ ኢሰያስ ኢትዮጲያዩ።
ክዓቁር ዝኽእል ርእሲ እንተልዩካ ስቕ ኢልካ ተማሃር ተወልደ።
@woldaislassie2930 ካቲሚሒረናዘለኹም ከሊተኪም ተሲፋይን ሰምሃሪን ሪኢሲካ አለኒ ካዎቦኻሲ አነይሓይሺ ወዲተንቢን 1982ሓሱ ምሲተቢሃሊኩ ፍልጥ ከለዉ ወዲሓወቦይ ኑሱዳን ኪኸይዲ ኒገረና ክብ አስምር ክብ መንጎጸላኢ 43ዔመት ሓዲመ ይነቢር ባሪያ ኢትዮጲያ ዊ ኢሰያስ አይኮንኩን ክም ጂ15ኪሮጊደሊካ።
ሃየ ሓሶትሉል። ማዒበሊ ኦፍሳይ ሓሊፋ ባጹዒ ሉልነይራ።ሃየ 6ቢ6ሃየ።።።
Nezi zerebas bnatom amelkekta tray gerom yekrbwo hansab tgray mefeter ygebrwa tedeliom dlayim ygebrwa emio kea nenhdhdom kulu gizie indateshefafenu yeshkuiki alewu aytimenyom
Kla kulu qoyki trah koina ,zehzin u,ezom sebat gn haqom Eyom zrdeom seb sienom ember
JAMES ዝበሃል ኣመሪካዊ መጽዩ ከየማሕድረኪ ዲኪ ትፈርሒ ምስ በልዋ ሲ፣ you never know ኢላቶ እዛ ርእሲ ሻዕብያ ሒዛ ትንቀሳቐስ ዘላ ሰበይቲ።
እዞም ተጋሩ ዘእተኹም ዓቕሊ ኣጽቢብኩም
ስቕ ኢልካ ተማሃር፣በጊዕ።
ምስ ኣብይ ክንውግንን ክንሕግዝን ኣለና:ኣብይ ንትግራይን ኤርትራን ሙሉእ ሙሉእ ተቐጻጺሩ ምስዝዕወት ሓድሽ ወለዶ ክመርሕ ዕድል ክረክብ እዩ:ለውጥን ምዕባለን ክመጽእ እዩ::
Ethiopia denguyom keman. Khzwa alewom.
እዋይ አንድነታዊያን ግርም ኢኩም ትብሉ አይክኣልኩሞን አብ ጥራሕ ከብድኩም አረቂ ሰቲኩም ሰብ ክትምህሩ ትፍትኑ አለኩም 🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Intay tbl bxbx
ኣይተሕፍረና በጃኻ፣ ስቕ ኢልካ ምስማዕ'ዩ ዘጸብቐልካ፣በጊዕ።

Ethiopia denguyom keman.
Khzwa alewom.